ንፕረሲደንት ኢሳይያስ ኣሰንዩ ኣብ ዋዕላ ፍራንኮ-ኣፍሪቃ ዋዕላ ክሳተፍ ዝቐነየ ኣባል ቤትጽሕፈት ፕረሲደንት ኣቶ ስምኦን መሓሪ ፖለቲካዊ ዑቕባ ሓቲቱ። June 7, 2010 11:15 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ንፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣሰንዩ ኣብቲ ካብ 31 ግንቦት ክሳብ 1 ሰነ 2010 ኣብ ፈረንሳዊት ከተማ Nice ዝተኻየደ መበል 25 ዋዕላ ፈረንሳን-ኣፍሪቃ ዝተሳተፈ ኣባል ቤትጽሕፈት ፕረሲደንት ስምኦን መሓሪ፡ ንስርዓት ህግደፍ ራሕሪሑ ኣብ ኤውሮጳ ፖለቲካዊ ዑቕባ ከምዝሓተተ ምንጭታት ንኣሰና ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: ሓቲቱ።መሓሪስምኦንቤትጽሕፈትንፕረሲደንትኢሳይያስኣሰንዩኣባልኣብኣቶኣፍሪቃክሳተፍዋዕላዑቕባዝቐነየፍራንኮፕረሲደንትፖለቲካዊ
ቆንስል ኤርትራ ኣብ ኣመሪካ ሳልሕ ኢማን ማሕሙድ ፖለቲካዊ ዑቕባ ሓቲቱ። April 25, 2010 12:39 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ቆንስል ኤርትራ ኮይኑ ክሰርሕ ዝጸንሐ ኣቶ ሳልሕ ኢማን ማሕሙድ፡ ንስርዓት ህግደፍ ራሕሪሑ ኣብ ኣመሪካ ፖለቲካዊ ዑቕባ ከምዝሓተተ እሙናት ምንጭታት ንኣሰና ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: ሓቲቱ።ማሕሙድሳልሕቆንስልኢማንኣመሪካኣብኤርትራዑቕባፖለቲካዊ
ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ኩውየት ዝነበረ ማሕሙድ ዑመር ጭሩም ኣብ ካናዳ ዑቕባ ሓቲቱ። June 23, 2009 5:39 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ኩወየት ዝነበረ ማሕሙድ ዑመር ጭሩም ንስርዓት ህግደፍ ብምርሕራሕ ምስ ስድራቤቱ ኣብ ካናዳ ፖለቲካዊ ዑቕባ ሓቲቱ ከምዘሎ ብቐጥታ ዘዘራረቡዎ ምንጭታት ኣሰና ካብቲ ካናዳ ኣረጋጊጾም። Continue reading POST TAGS: ሓቲቱ።ማሕሙድኣምባሳደርኣብኤርትራኩውየትካናዳዑመርዑቕባዝነበረጭሩም
ኣባል ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ኮይኑ ዝተመደበ ሜጀር ሃብቶም ኪዳነ ፖለቲካዊ ዑቕባ ሓቲቱ። May 27, 2008 11:55 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ኣብ ኤምባሲ ኤርትራ ዓባይ ብሪጣንያ ክዓዪ ኣብዚ ቐረባ እዋናት ብመንግስቲ ኤርትራ ዝተላእከ ሜጀር ሃብቶም ኪዳነ፡ ፖለቲካዊ ዑቕባ ሓቲቱ። Continue reading POST TAGS: ሃብቶምሓቲቱ።ሜጀርኣባልኣብኤምባሲኤርትራእንግሊዝኪዳነኮይኑዑቕባዓዲዝተመደበፖለቲካዊ
ሓላፊ ቆንስላዊ ጉዳያት ኤርትራ ኣብ ናይጀርያ ዝነበረ ዘርአስላሰ ረድኢ ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ፖለቲካዊ ዑቕባ ሓቲቱ። February 9, 2008 11:07 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ኣብ ናይጀርያ ሓላፊ ቆንስላዊ ጉዳያት ኤርትራ ኮይኑ ዝዓዪ ዝነበረ ዘርአስላሰ ረድኢ ንውልቀምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ብምቅዋም ኣብ መወዳእታ ወርሒ ጥሪ 2008 ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ፖለቲካዊ ዑቕባ ሓቲቱ። Continue reading POST TAGS: ሓላፊሓቲቱ።ረድኢቆንስላዊናይጀርያኣብኤርትራእንግሊዝዑቕባዓዲዘርአስላሰዝነበረጉዳያትፖለቲካዊ
ሓላፊ ጨንፈር ህግደፍ ኣቑርደት ኣብ ሱዳን ዑቕባ ሓቲቱ። September 9, 2007 2:56 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ሓላፊ ጨንፈር ህግደፍ ንኡስ ዞባ ኣቑርደት ዝነበረ ኣቶ ነጂብ ኣሕመድ ዝሓለፍ ሰሙን ናብ ሱዳን ብምምላጥ ፖለቲካዊ ዑቕብ ከምዝሓተተ ዖማል ዝተባህለት መርበብ ሓበሬታ ሓቢራ። Continue reading POST TAGS: ህግደፍሓላፊሓቲቱ።ሱዳንኣቑርደትኣብዑቕባጨንፈር