መደረ ኤልሳ ጭሩም (ዳሬክተር) ሓልዮት ሰብኣዊ መሰላት – ኤርትራ ኣብ ጽንብል 8 መጋቢት ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂ-ኣንስትዮ March 15, 2010 10:22 pmእንካን ሃባንassenna00 SHARE ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን፣ ሎሚ ብምኽንያት ሸሞንተ መጋቢት ኣህጉራዊ ምዓልቲ ደቀንስትዮ ኣብ መንጎኹም ተረኺበ ካብቲ ብዙሕ መዳርግቲ ዘይብሉ ብዛዕባ ኣብ ልዕሊ ሙሉእ ህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሽኡን ኣብ ልዕሊ ደቀንስትዮና ብፍላይ ዝወርድ ዘሎ ግፍዕን ኣደራዕን ንኽዛረብ ዕድል ብምርካበይ ዝስምዓኒ ሓጎስ ወሰን የብሉን። Continue reading POST TAGS: ሓልዮትመሰላትመዓልቲመደረመጋቢትሰብኣዊኣህጉራዊኣብኣንስትዮኤልሳኤርትራደቂዳሬክተርጭሩምጽንብል
ናብ ኩሉ ሕልናን ሓልዮት ህዝቢ ዘለዎ ኤርትራዊ October 1, 2007 6:12 pmደብዳቤታትassenna00 SHARE እዚ ሰለ ዝኾነ ከኣ እቲ ኣሜርካ ወጢኖሞ ዘለው ውሳኔ ንመንግስቲ ኤርትራ ናብ መወልቲ ግብረ ሽበራ ምስራዕ ንጭኹን ህዝቢ ኤርትራ ዝምልከት ከምዘይኾነ ኩሉ ክፈልጦ ዘለዎ ሓቂ’ዩ ፡፡ ውልቀ ሰብ ወይ ጉጅለ ወይ ድማ ስርዓት ኣካል ግብረ ሽበራ ክኸውን ይኽእል’ዩ ህዝቢ ኤርትራ ግን ኣካል ግብረ ሽበራ ክኸውን ኣይክእልን እዩ ፡፡ Continue reading POST TAGS: ህዝቢሓልዮትሕልናንናብኤርትራዊኩሉዘለዎ