ህጹጽ ጻውዒት ንማሕበር ኤርትራውያን ፣ተጣበቕቲ መሰላትን ፣ ትካላትን
በኣማኢት ዝቝጸሩ መንእሰያትን ህጻናትን ነብሰጾራትን ዝርከብዎም ካብ ሱዳን ናብ ግብጺ ብስግረዶብ ክኣትዉ ዝተታሕዙ
ድሕሪ ናይ ኣዋርሕ ማእሰርቲ ኣብ ቐረባ ግዜ ብዘይፍታዎም ናብ ኤርትራ ክጥረዙ መደብ ከም ዘሎ ካብ ካይሮ
ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ከነማሓላልፈልኩም ንፈቱ።