Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ክልተ ገጻት ናይ ህይወት: ለባማት ብሞት ደቆም ይነብዑ፡ በሃማት ብህይወት ደቆም ይጣልዑ።

merkelኣብ ፈደራላዊት ሪፓብሊክ ጀርመን፡ ቪነንደን ኣብዝተባህለት ንእሽቶ ከተማ ኣብ እትርከብ ሓንቲ ቤትትምህርቲ፡ብ 11 መጋቢት 2009 ዘሕዝን ፍጻሜ ኣጓኒፉ። ቲም ክረትሽመር ዝተባህለ ወዲ 17 ዓመት ትሕቲ ዕድመ መንእሰይ፡ካብ ገዝኡ ብዝሰረቓ ናይ ኣቡኡ ብረት፡ዓሰርተክልተ ተመሃሮን መምህራንን፡ ሰለስተ ካልኦትን ገዛእ ርእሱን፡ ብሓፈሻ 16 ትንፋስ ኣጥፊኡ። እዚ ፍጻሜ እዚ ንህዝብን መንግስትን ጀርመንን ንካልኦትን ዘሕዘነን ዘሰምበደን ኢዩ ነይሩ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT