መልእኽቲ ኤርትራዊ ዓለም-ለኻዊ ምትእስሳር (EGS) ንሃገራዊ ዋዕላ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ፤
ነዚ ዕድል እዚ ተጠቒምና ነቲ ብእኩብ ይኹን ብተናጸል ኣብ ሃገርና ተኸሲቱ ዘሎ ቅልውላው ርትዓዊ ዝኾነ ፍታሕ ከተውሕሱ ከይተሓለልኩም ብጽንዓትን ብተወፋይነትን እተካይድዎ ዘሎኹም ቃልሲ ከነመጉስ ንፈቱ።