መሪሕነት ሰ-ደ-ህ-ኤን ስድሪን እንቋዕ እባ ብኣጋኡ ተለለዩ።
ኣብዚ ቅንያት’ዚ ኣብ መብዛሕተአን ኤርትራውያን መርበብ ሓበሬታታት፣ ሓደ ዘገርምን ግን ክኣ፣ ዝንኣድ ጽሑፋት ከንብብ ድሕሪ ምቕናየይ ብዛዕብኡ ዘለኒ ትዕዝብቲ ኣመልኪተ ወስ ከብል እስከ ፍቐዱለይ።