"On behalf of the Eritreans in the Bay Area, Da'Ero Bay Area is proud to lead a demonstration in support of the African refugees in Israel who are demanding that Israel respect their human rights. As it stands, thousands of African refugees, the majority of
Refugees from Eritrea and Sudan are bringing the world’s attention to new, oppressive measures that the Israeli government is taking against them. On Saturday 4 January, 30,000 women and men, from Eritrea, Sudan and other African countries, staged a massive demonstration on the streets of Tel
EMDHR Statement Regarding the Treatment of Eritrean Asylum Seekers in Israel The Eritrean Movement for Democracy and Human Rights (EMDHR) is distressed by the way the Israeli government is treating Eritrean asylum seekers in Israel. We are very well aware that the Israeli government has full knowledge
US House and Senate Foreign Relations Subcommittees on African Affairs: Give the plight of Eritreans' due attention it deserves! I am a grateful and legal resident in the United States of America, a nation established under the principle that “all men are created equal” and possess
“ጎቦታት ጽንዓት” -ሃሎው! ሃለው! ሓለዋ፥ -ሓለዋ ሃለው… መን ክብል? -ንመን ትደሊ ኣለኻ ሓለዋ? -መን ኢኻ ንስኻ? -ንመን ትደሊ… ሓለዋ’የ ዝብለካ ዘለኹ? -ሐደ ካብቶም ጎቦታት ጽንዓት ደልየ ኣለኹ ብህጹጽ፥ -ንምታይ ደሊኻዮም? መን ኢኻ ንስኻ ትዳህይ ዘለኻ? -ዘድለየኒ ጉዳይ ስለዘሎ ቀልጢፍካ ኣራኽበኒ ግዳይ፣ -ስማዕ ናበይ ኢኻ ደዊልካ? ቁጽሪ ወይ ዓዲ ተጋጊኻ ከይትኸውን ኣታ ሓወይ፣ -ኣይተጋገኹን ኣታ ሓወይ፥
ኣለዳ ረድኢ ክፍለ (ባሻይ) 01-01-2014 ኣሓና ክወፍራ ወጋሕታ ኣለዳ ሮማዲ ክበልዓ ፋሕ ኢለን አብ ሜዳ ገዛ ይምለሳ እንዳበላ እምባሕ ሰቲኻ ዘይውዳእ ክንሕንፍፎ በራሕ……. (ትብል መዝሙር ነይራትኒ 1975) ሕጂኸ? ተዓዊትና ንምለስ ዶኾን ንኸውን? ከመይ ዘይንምለስ ምምላስ ተበሉኹምከ! ከመይ ዘይንምለስ እንዳበልና ዕሰል ስመር ጭሖና ንቃለስ ንመሰል ንኽእሎ’ኮ ኢና ከመይ ዘይንምለስ ኣይ ጀጋኑ እንዲና ደቂ ጥዑም ምለስ ሰብ ኣደራሽ ኢና ሰብ መደበ
On behalf of the Eritrean refugees in a Djibouti prison, we appeal to the UNHCR to facilitate their transfer to a temporary safer residence. In due consideration to the suffering they underwent during their more than four years imprisonment in Djibouti, we hope their third
ኣዋልድ በጠል እንትን ረአስክን ርፍዓሁ ማሕሙድ ሳልሕ ሓጥር ዘዓት ልብል፡ ጃእር ኢፈትያ ሓጥር ምስዳር ነስእ፡ ጋድር ኢረድያ በጠል ክፋያ ልብል፡ ወቆሉ ወድያ ገያድ ቀንጽ ወመርሕ፡ ስድት እግል ላ’ርህያ እቡክን ሓጥር ቱ፡ በጠል ቱ ወ ገያድ ኣቡክን ቀንጽ እት ፍዕል፡ ኣለቡ ኣትባራድ [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/12/Mahmud_W-Ali.pdf"] ም ቀርእዎ እንዴ ወዴኮ ካትቡ ሀሌኮ።
እማመ ሕክምናዊ ዑደት ናብ መደበር ስደተኛታት ኤርትራውያን !!! ወደ ሰብ ካብ ሃገሩ ብዝተፋላለየ ምክንያታት ሃዲሙ ምስ ወጸአ ናብ ውሑስ ቦታ ንምብጻሕ እዩ ዝህቅን:: እዚ ካአ ብዘይ ምትሕብባር ሰብአውን: ግብረ ሰናይን ማሕበራትን: ተቀማጦ ናይ ከባቢ ማሕበረ ሰብን ዝካአል አይኮነን:: ኤርትራውያን ሰደተኛታት አብ ሱዳን: ኢትዮጵያ: የመን:
The Da'Ero Board Members’ Press Release Bay Area, California Dec. 20th, 2013 The Da'Ero Bay Area Board Members wish all Eritreans of the Christian faith a Merry Christmas! It is our sincere hope that our message finds you all well and in good spirits. On December 7th, 2013, the
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/12/X-mass2014.pdf"]
Communiqué No. 2, Eritreans for Facilitating National Dialogue (EFND) Statement of Clarification Regarding Our Mission. We acknowledge with great appreciation the various encouraging messages of solidarity we have received since we released our first communiqué several months ago. As many of you have expressed in your
Unofficial translation Asylum seekers from Eritrea who have security grounds as a rule must be given refugee rights in Sweden .TheMigration Board's legal chief declared in a new legal statment. So far, a majority of those in need of protection from Eritrea gained the status of temporary
Update from ‘Time for Change: Saving Eritrea’s Future’ North America Event Organizing Committee [ኮሚቴህዝባዊማዕበልንድሕነትሃገርሰሜንአሜሪካ] As many of you know, the ‘Time for Change: Saving Eritrea’s Future’ event organizing committee of N.A. [also known as ‘ኮሚቴ ህዝባዊ ማዕበል ንድሕነት ሃገር ሰሜን አሜሪካ’] was formed in 2013. This committee, which
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/12/JAAFAR-ALI-ASED_30.11.2013-1.pdf"]
ነዚ መልእኽቲ`ዚ ክንልእከልኩም ኮሎና `ውን ዝስመዓና ሓጎስ ወሰን የብሉን ። እትገብርዎ ንጥፈታት ኩሉ ድማ ፣እግዚኣብሔር ኽብረሉን ንስኻትኩም ኣትባረኹሉን ክኸውን፣ጸሎትናን ተስፋናን እዩ። ብዝተረፈ ንዓኻትኩም ክቡራን ኣሕዋትና ነዚ ሓጺር መልእኽቲ ክንጽሕፈልኩም ምክንያት ዝኾነና፣ ማለት ብጹዕ አቡነ መቃርዮስ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክሳዊት ቤተ-ክርስቲያን ዓቃቤ መንበር, ካብ ኣሜርካ ናብ ሃገረ ጀርመን
ከም ዝፈርሐ ከልቢ ኣብ ገዛና ጭራና ኣይንደጉል ኣብዚ ሕጂ እዋን ኤርትራውያን ኣብ ቀራና መንገዲ ንርከብ ኣሎና። እዚ ድማ ንሕና ኣብ ዓለም ህላወና ንምርግጋጽ ዝኸድናዮም ግዕዞ ዝወረደና በሰላ ክነሕዊ ነዊሕን መሪርን እዩ ነይሩ። ነዚ ግን ከም ሰባት ብዓለም ዝግባኣና መሰል ርእሰ-ውሳነ ዝተነፍገና ክንመልስ፥ ህላወና ድማ ከም ሰባት
ደለይቲ ሓርነት ኣብ ጽላል ሓድነት
ዶክተር ተወልደ ተስፋማርያም (ወዲ ቫካሮ) ከም መቐጸልታ ዑዶቱ፡ ንኤርትራውያን ተቐማጦ ኒው-ዮርክን ከባቢኣን ህዝባዊ ኣኼባ ከካይድ እዩ። ዶክ. ተወልደ ብምኽንያት እቲ ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ መንግስቲ ኤርትራ ዝነበሮ ቅርበት፡ ንእንታይነትን ዓላማን ህግደፍ ብደቂቕ ክፈልጦ ከም ዝኸኣለ ካብ’ቶም ኣቐድም ኣቢሉ ዘካየዶም ህዝባዊ ኣኼባታት ክንዕዘብ ክኢልና። መልእኽቲ ወዲ-ቫካሮ “ህዝብን
ወይልኻ ህግደፍ ፈሽፋሽ - ተላዒሉ ሓፋሽ! ተላዒሉ ሓፋሽ - ወይልኻ ኢሳይያስ ፈሽፋሽ! ወይልኻ ህግደፍ ፈሽፋሽ - ተላዒሉ ሓፋሽ! ወይልኻ ህግደፍ ፈሽፋሽ - ተላዒሉ ሓፋሽ! ወይልኻ ህግደፍ ፈሽፋሽ - ተላዒሉ ሓፋሽ! ወይልኻ ህግደፍ ፈሽፋሽ - ተላዒሉ ሓፋሽ! ወይልኻ ህግደፍ ፈሽፋሽ - ተላዒሉ ሓፋሽ! ወይልኻ ህግደፍ ፈሽፋሽ - ተላዒሉ ሓፋሽ! ወይልኻ ህግደፍ ፈሽፋሽ - ተላዒሉ
ንሰንበት ዕለት 24 ሕዳር 2013, ኣብ ከተማ ሎንዶን ዓባይ ብሪጣንያ ንኩሉ ኤርትራዊ ዘሳትፍ ሰፊሕ ናይ ህዝቢ ኣኼባ ኣዳሊና ሰለ ዘለና ኣብዚ ዝስዕብ ቦታን ሳዓትን ተረኺብና ንህሉው ኩነታት ሃገርናን ህዝብናን ክንማያየጥ ኩሉ ደላይ ፍትሕን ዲሞክራስን ዝኾነ፣ ብህዝቢን ሃገርን ዝግደስ ኤርትራዊ ክሳተፍ ብኽብሪ ንዕድም። ዕለት 24/11/2013 ካብ ሳዓት፣ 5
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/11/Vacaro-PDF.pdf"]
ሓድሽ ስናዕ፡ ማሕበር ኤርትራውያን ምንቅስቓስ ንለውጢ ፡ ንጥፍኣት ስምረት ዝዓለመ ድዩ? ኣብ መደበር ኣሰና ብኤርትራውያን ምንቅስቓስ ንለውጢ(EMC) ኢሉ ባዕሉ ዝሰየመ ማሕበር ኣውጺእዎ ዘሎ መግለጺ ዘስደምም ኮይኑ ረኺበዮ፡ ፤ ጽሑፉ ክጅምሮ ከሎ ብጸለመ ስለ ዝጀመሮ መጀመርያ ጉጅለ መንእሰያት ህግደፍ መሲሉኒ ንሓደ ሓደ ሰባት ደዊለ መንነቶም እንተ ሓተትኩ ግን
"መን ምሰመዩኺ ዕሸለይ" ፣ " ባሕሪ ንስኻ 'ውን እዚ ፈዲኻና" ብ ሃብተ ክፍለ፣ "ክንዳኺ 'የ ኣንቲ ወላዲት" ብ ዶር ሳራ ዑቕባይ፣ "ኣውያት ቤተ-ሰብ ሰማእታት ደሴት ላምፐዱዛ" ብ ታደሰ ኪዳነ፣ "ሽምዓ"፣ "ምለሱለይ ህዝበይ" ብ ግርማይ ነጋሽ፣ "ብደምሒት ተወሪራ ሃገር፣ ሕጂኸ እንታይ ይገበር? ብ ተስፋማርያም ወ/ጊዮርጊስ። [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/11/Poems_06-11-2013.pdf"]
ህዝባዊ ኣኼባ (መድረኽ ልዝብ) ንቀዳም ን9 ሕዳር ሰዓት 3፡00 ንኤርትራውያን ተቐማጦ እንድያናፖሊስን ከባቢኣን ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ብዘጋጠመ ናይ ኤርትራውያን መንእሰያት ጅምላዊ ህልቂት ይኹን ብመሰረቱ ኤርትራውያን መንእሰያት ካብ ሃገሮም ክወጹን ኣብ ስደት ዘጓንፎም ዘሎ ሓደጋታት ምርኩስ ብምግባር ንቀዳም ዕለት 11/9/2013 ህዝባዊ ኣኼባ ንምግባር ብኣኽብሮት ንጽውዕ። እዚ ኣኼባ'ዚ ነቲ