ትልሚ፣ ንዘርኢ ክርዳድ : ሓሙሻይ ክፋል – ብ ኣለና October 15, 2010 12:09 amኣለናassenna00 SHARE እዛ ሓሙሸይቲ ክፋል ናብ መርበብ ኢንተርነት ክሳብ ዝሰደላ ዝነበርኩ ሰዓት፣ ካብ ሙሉእ ዓለም እንኮላይ ካብ ውሽጢ ኤርትራ ብዙሕ ናይ መተባብዒ ጽሑፋት ተቐቢለ። Continue reading POST TAGS: ሓሙሻይብትልሚ፣ንዘርኢኣለናክርዳድክፋል
ትልሚ፣ ንዘርኢ ክርዳድ (ራብዓይ ክፋል ) ብ ኣለና October 8, 2010 9:26 pmኣለናassenna00 SHARE ሕቡእ ታሪኽ ውልቀ-መላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ምጅማሩ’ምበር ኣብዚ ግዜ’ዚ ምውድኡ ዝከኣል ኣይኮነን። እቶም ክሳብ ሎሚ ሰሚዕናዮም ዘለና ጉዳያቱ ከኣ ካብ ግምጃ እከይ ተግባራቱ ሓደ ዕሽር ጥራይ ኢዮም፣ ትሽዓተ ዕስሪት (9/10) ድማ ተሪፎሙና ኣለዉ እንተተባህለ ምግናን ኣይኮነን። Continue reading POST TAGS: ራብዓይብትልሚ፣ንዘርኢኣለናክርዳድክፋል
ትልሚ፣ ንዘርኢ ክርዳድ ( ሳልሳይ ክፋል ) ብ ኣለና October 4, 2010 12:43 amኣለናassenna00 SHARE ኢሳይያስ ንዝገበቶ በትረ-ስልጣን ብሰላማዊ መንገዲ ናብ ረብሓ ህዝቢ ኤርትራ ክንቅይሮ ኢና ኢልካ ምሕሳብ፤ ድግምጋም ዕሽነት ኤርትራውያን ጥራይ ኢዩ። Continue reading POST TAGS: ሳልሳይብትልሚ፣ንዘርኢኣለናክርዳድክፋል
ትልሚ፣ ንዘርኢ ክርዳድ – ካልኣይ ክፋል (ብ ኣለና) September 28, 2010 10:51 pmኣለናassenna00 SHARE ስርናይ ዝተተለመት ጽግኢ፣ ስርናይ ኢያ እትፈሪ። ክርዳድ ዝተተለመት ቃድራ ድማ ከም ትልማ ክርዳድ። እነሆ’ምበኣር ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ቅድሚ 40 ዓመታት ብዝተለሞ ዘርኢ ክርዳድ ንሕና ኤርትራውያን ክርዳድ ፈሪና። Continue reading POST TAGS: ብትልሚ፣ንዘርኢኣለናካልኣይክርዳድክፋል
ትልሚ፣ ንዘርኢ ክርዳድ – (ቀዳማይ ክፋል ) ብኣለና September 25, 2010 10:18 pmኣለናassenna00 SHARE ኣብ መርበብ ሓበሬታ ኢንተርነት ሎሚ ንመጀመርያ ግዜ እጽሕፍ ኣለኹ። ነቲ ብግዱሳት ዜጋታት ኤርትራ ወትሩ ዝጸሓፍ ዝነበረ ሃገራዊ ትሕዝቶ ዝነበሮን ዘለዎን ጽሑፋት ግን ከየንበብኩዎ ኣይሓለፍኩን። ሎሚ ካብ ምንጋጋ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ዘምለጥኩሉ ግዜ ከም ህዝበይ ዝከኣለኒ ኣበርክቶ ንክገብር ድማ እጅገይ ሰብሲበ ኣለኹ። Continue reading POST TAGS: ቀዳማይትልሚ፣ንዘርኢክርዳድክፋል