ካድረታት ህግደፍ ውሽጣዊ ተቓውሞ ንምዅላፍ ኣብ ደንጎሎ ተኣኪቦም ከምዘለዉ ተፈሊጡ። April 1, 2011 8:43 pmሃገራዊ ዜናassenna00 SHARE ሓለፍቲ ዞባታት፡ ሓለፍቲ ንኡሳን ዞባታት፡ ሓለፍቲ ጨናፍር፡ ኣባላት ማእከላይ ቤትጽሕፈት ህግደፍ፡ ከምኡ ‘ውን ‘ዓበይቲ ጸሓፍቲ’ ተባሂሎም ዝእመነሎም ኣባላት ዝርከቡዎም ካድረታት ህግደፍ ውሽጣዊ ተቓውሞ ንምዅላፍ ክግበር ዝኽእል ጽገናታት ንምዝታይ ካብ 28 መጋቢት ኣትሒዞም ኣብ ደንጎሎ ተኣኪቦም ከምዘለዉ ምንጭታት ካብ ኤርትራ ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: ህግደፍብዛዕባተቓውሞተኣኪቦምተፈሊጡ።ንምዅላፍንምዝታይኣብከምዘለዉካድረታትክግበርውሽጣዊዝኽእልደንጎሎጽገናታት
ካብ ሊብያ ናብ ዓዲ ጥልያን ክሰግሩ 335 ስደተኛታት ደሃይ ኣጥፊኦም ከምዘለዉ ተፈሊጡ። March 29, 2011 9:05 pmሃገራዊ ዜናassenna00 SHARE ካብ ሊብያ ናብ ዓዲ ጥልያን ክሰግሩ ቅድሚ ሰሙን ዝተበገሱ ዳርጋ ኩሎም ኤርትራውያን ምዃኖም ዝንገረሎም 335 ስደተኛታት ደሃይ ኣጥፊኦም ከምዘለዉ ገለ ቤተሰቦም ምስኣቶም ዝርከቡ ኤርትራውያን ምስናይ ከቢድ ጭንቀትን ስግኣትን ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: 335ሊብያምዃኖምሰሙንስደተኛታትቅድሚተፈሊጡ።ናብኣጥፊኦምኤርትራውያንከምዘለዉኩሎምካብክሰግሩዓዲዝተበገሱዝንገረሎምደሃይዳርጋጥልያን