ብኸባቢ ሓፊር ናብ ሱዳን ክኣትዉ ብፖሊስ ሱዳን ዝተታሕዙ 45 ኤርትራውያን ንልዕሊ 45 መዓልታት ደሃይ ኣጥፊኦም ከምዘለዉ ምንጭታት ሓቢሮም። እቶም 45 ኤርትራውያን ኣብ ሓደ ሳልስቲ ዝተታሕዙ ክኾኑ ከለዉ፣ ዘይሕጋውያን መሰጋገርቲ ምስ ሓደ ፖሊስ ተሓባቢሮም ናብ ካልኦት ክሸጡዎም እናተንቀሳቐሱ ከምዝተኣስሩ እቲ ሓበሬታ የመልክት። ብኻልእ ወገን ኣብ ወዲ ሸሪፈይ፣ 50
ብኸባቢ ሓፊር ናብ ሱዳን ክኣትዉ ብፖሊስ ሱዳን ዝተታሕዙ 45 ኤርትራውያን ንልዕሊ 45 መዓልታት ደሃይ ኣጥፊኦም ከምዘለዉ ምንጭታት ሓቢሮም። እቶም 45 ኤርትራውያን ኣብ ሓደ ሳልስቲ ዝተታሕዙ ክኾኑ ከለዉ፣ ዘይሕጋውያን መሰጋገርቲ ምስ ሓደ ፖሊስ ተሓባቢሮም ናብ ካልኦት ክሸጡዎም እናተንቀሳቐሱ ከምዝተኣስሩ እቲ ሓበሬታ የመልክት። ብኻልእ ወገን ኣብ ወዲ ሸሪፈይ፣ 50
ኤርትራውያን ተቐማጦ ዓዲ እንግሊዝ፣ ዶር ተወልደ ተስፋማርያም (ወዲ ቫካሮ) ኣብ ዝተረኽበሉ ኣጋጣሚ፣ ሎሚ 4 ግንቦት ኣብ ለንደን ኣብ ዘካየዱዎ ኣኼባ፣ ቀዋሚ ሽማግለ ‘ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ’ ኮይኖም ዘገልግሉ 9 ኣባላት ብዲሞክራስያዊ መንገዲ መሪጾም። እታ ካብ ለንደንን ካልኦት ከተማታትን ዓዲ እንግሊዝ ዝመጽኡ ሓያለ ኤርትራውያን ኣብ ዝተረኽቡኩ፣ ብኽፉትን ልዙብን
ምሕደራ ህዝቢ ካብ ቁጽጽሩ ወጻኢ እናኾነ ብምኽያዱ ዝሰግአ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ነቲ ካብ ምምሕዳር ዞባ ጀሚሩ ብደረጃ ንኡስ ዞባ ኣብ መወዳእታ ከኣ ኣብ ምምሕዳር ከባቢታት ደው ዝበል ዝነበረ ቅርጺ ምሕደራዊ ኣወዳድባ ሓደ ደረጃ ንታሕቲ ወሲኹ ናብ ገዛውቲ ብምውራድ፣ ንህዝቢ ምጸቢብ ንምቍጽጻር ይሰርሕ ከምዘሎ ምንጭታት ሓቢሮም። እዚ
እቲ ሓበሬታ ከምዘመልክቶ፣ ብሰንኪ ‘ዚ ሓንቲ ብየመን ኣቢላ ኣስመራ ክትዓልብ ዝበረረት ነፋሪት ኣብ ኣስመራ ክትዓልብ ኳ እንተፈተነት ኣገልግሎት ስለዘይረኸበት ንየመን ተመሊሳ። ኣብቲ እዋን’ቲ መዓርፎ ነፈርቲ ኣስመራ ጸልሚቱ ከምዝነበረ (መብራህቲ ከምዘይነበሮ) እቲ ሓበሬታ የመልክት። እቲ ጸገም ኣብታ ነፋሪት ተሰቒሎም ዝነበሩ ተሳፈርቲ ብዝሃቡዎ ቃል ‘ውን ክረጋገጽ ክኢሉ። ብቕድሚ ትማሊ፣ ብካይሮ
ኣምባሳደር ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ ናይጀርያ ዝነበረ ገዲም ተጋዳላይ መሓመድ ዓሊ ዕማሮ፣ ከምኡ ‘ውን ሓላፊ ኤምግሬሽን ናይቲ ስርዓት ለቴናል ኮለኔል መሓሪ ብርሃነ (ወዲ ብርሃነ) ብምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ከምዝተኣሰሩ ምንጭታት ሓቢሮም። ማእሰርቲ ክልቲኦም ሓለፍቲ ከምቲ ኣብ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ዝተለምደ ዛጊት ምኽንያቱ ብወግዒ ኣይተፈልጠን። ኣምባሳደር ዕማሮ ኣብዚ ራብዕቲ
ምዕራፍ 10፡ ክሳብ ተኽሊጥ ርግጽ’ዩ ህዝቢ ኵናት ኣይደልን’ዩ። ‘ሃየ ተወረርካ!’ ብምባል ከም ዝዋጋእ ክትገብሮ ግን ቀሊል’ዩ። ሓንሳብ ኵናት ምስ ተጀመረ ድማ ነቶም ኵናት ዝቃወሙ ሰባት ከም ትሕተ ሃገራውያን ተጸልሞም። ሄርማን ጐሪን ኣባላት ባዶ ትሽዓተ ምስ ተኣስሩ እንዳ ወንጀል ከም ስርዓት’ያ ተበጽቢጻ። ኣነ
ማሕበር ኤርትራውያን-ኣመሪካውያን ኣብ ኣትላንታ ጆርጅያ ንምሕዳስን ንምስፋሕን ብ ቐዳም 26 ሚያዝያ ኣብ ኣትላንታ ኣብ ዝተኻየደ ልዕሊ 500 ኤርትራውያን ተቐማጦ ኣትላንታ ጆርጅያ ዝተሳተፉዎ ማዕከን ገንዘብ ናይ ምስሳን (ናይ Fundraising Raising) ዕዉት ምሸት ልዕሊ 63 ሽሕ ዶላር ገንዘብ ክዋጻእ ከሎ፣ ህቡብ ድምጻዊ ወዲ ትኳቦ ከኣ ድሙቕ ምርኢት ከምዘቕረበ
ቀዳማይ ሚኒስተር ደቡብ ኮርያ Chung Hong-won ብስንኪ ‘ቲ ብ 16 ሚያዝያ 476 ተማሃሮን መማህራንን ጽዒና እናተጓዕዘት ሓደጋ ገጢሙዋ ድሕሪ ምጥሓላ ኣብ ልዕሊ ኣማኢት ተመሃሮን መማህራንን ናይታ ሃገር ዝወረደ ሞትን ምጥፋእ ሃለዋትን ብወለንታኡ ካብ ስልጣን ከምዝተሰናበተ ማዕከናት ዜና ደቡብ ኮርያን ዓለምን ሎሚ ገሊጸን። በቲ ናይ መርከብ ሓደጋ
ካብ ኣስመራ ተበጊሶም ብሞልቍ ሓሊፎም ናብ ኢትዮጵያ ክሰግሩ ዝፈተኑ፣ ወዲ 8 ዓመት ምኪኤል ክብሮም ሓብቱ ጓል 12 ዓመት ዮርዳኖስ ክብሮም ከምኡ ‘ውን ኣኽበረት ፍረዝጊ ዝተባህለት ጓል 25 ዓመት ኣሞኦም፣ ወላኹ ኣብ ዝተባህለ ቦታ ሬሳኦም ብኣራዊት ተበሊዑ ከምዝተረኽበ ምንጭታት ሓቢሮም። መንነት ናይዞም ንኽልተ ኣዋርሕ ደሃይ ኣጥፊኦም ዝጸንሑ
ኢሰብኣዊ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ኣብ ከረን፣ ቃጼታይ ኣብ ዝተባህለ ቦታ ተደኵኑ ኣብ ዝርከብ ተዋህዶ ቤተክርስትያን እንዳማርያም ንዓሰርተታት ዓመታት ተቐቢሩ ንዝጸንሐ ሬሳታት ከይተረፈ ፍሒሮም ብምውጻእ ኣብ ካልእ ቦታ ክቐብሩዎ ንቤተሰብ መወቲ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ብመንገዲ ምምሕዳር ከተማ ትእዛዝ ድሕሪ ምትሕልላፉ፣ ህዝቢ ከተማ ከረን በቲ ኣጸያፊ ኢሰብኣዊ
ወዲ 9 ወርሒ ህጻን አብ ፓኪስታን ላሆር ዝተብሃለ ቦታ ብቕትለት ፈተነ ተኸሲሱ አብ ቤት ፍርዲ አብ ፓኪስታን ላሆር ዝተብሃለ ቦታ ምቕራቡ ኣጃንስ ፍራንስ ፕሬስ ገሊጽ። እቲ ህጻን ኣብ ቤት ፍርዲ አብ ሕቕፎ አባሕጉኡ ኮይኑ አብ አፉ መጥቦቢ ሒዙ ናይ አጻብዕቲ ዓሸራ ምሃቡ ተገሊጹ። [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/04/Lahor.pdf"]
ኣብ መርበብ ሓበሬታ ኣሰና ብ 9 ሚዝያዝያ ከምዝዘርጋሕናዮ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ሓደጋ ኣንጻላልዩዋ ዝነበረት ኤርትራውያን ጽዒና ዝነበረት ጃልባ ብሓይሊ ባሕሪ ዓዲ ጥልያን ከምዝደሓነት ሓለዋ ገማግም ባሕሪ ናይታ ሃገር ከምዘረጋገጹ ምንጭታት ኣሰና ሓቢሮም። ብኩነታት ናይቶም ኤርትራውያን ስደተኛታት ተገዲሶም ላዕልን ታሕትን ዝበሉ ኤርትራውያንን ወጻእተኛታትን ብዓቢኡ ድማ እቶም ህጹጽ
እዚ ትማሊ ዕለት 08.04.2014 ዓ.ም. " ናይ ዳብሊን መምርሒ ይወገድ" ኣብ ትሕቲ ዝብል ጭርሖ ዝተበገሰ ሰላማዊ ሰልፊ'ዚ ሰለስተ ሰዓታት ዝወሰደ ሰፊሕ ሰልፊ'ዩ ኔሩ። ኣብዚ ብዙሓት ኤርትራውያን፣ ኢትዮጵያውያንን ሶማልያውያንን ከምኡ'ውን ጀርመንያውያን ዘበገስዎን ዝተሳተፍዎን ሰልፊ ነቲ ብዓዲ- ጥልያን ኣቢሎም ናብ ካልኦት ናይ ሕብረት ኤውሮጳ ዝኣተዉ ናይ ፖለቲካ ስደተኛታት ናብ
Mr. Yohannes Asmelash, the Vice Chairman of the Eritrean National Council for Democratic Change (ENCDC,) arrived in the USA on March 17 to tour various Eritrean communities in order to carry a dialogue about the upcoming second national congress of ENCDC, the challenges it is
ካብ ሊብያ ናብ ዓዲ ጥልያን ክሰግሩ ዝፈተኑ ዘለዉ ዛጊት ቁጽሮም ዘይተፈልጠ ኤርትራውያን፣ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ሓደጋ ኣጋጢሙዎም ኣብ መዋጥር ከምዝርከቡ ብምምልካት ናይ ህይወት ኣድሕን ህጹጽ ረዲኤት ብቴለፎን ሓቲቶም። ብመሰረት ሓበሬታኦም ገና ኣብ ማያት ዓዲ ጥልያን ኣይበጽሑን ዘለዉ። ኣብ ዓዲ ጥልያን ይኹም ማልታ እትርከቡ ግዱሳት፣ ሓለዋ ባሕሪ
ካብ ሱዳን ጫፍ ግብጺ ቆሪጾም ናብ ሊብያ ዝሰግሩ ዝነበሩ ኣስታት 40 ደቂንስትዮን ትሕቲ ዕድመ ቆልዑን ዝርከቡዎም 105 ኤርትራውያን ቅድሚ 10 መዓልታት ኣብ ዶብ ግብጽን ሊብያን ተታሒዞም ኣብ ኣስዋን (ግብጺ) ተኣሲሮም ከምዝርከቡ ትማሊ ንድምጺ ኣሰና ኣብ ዝሃቡዎ ሓበሬታ ኣገንዚቦም። እቶም ናይ መግቢ ሕጽረት ከምዘለዎም ዝገለጹ ኤርትራውያን ስደተኛታት፣
ብሰንኪ ‘ቲ ግበታን ብሕትውናን ስልጣን እምበር ድሕነትን ቀጻልነትን ሃገር ዘይዓጦ፣ ስሱዕ ኣተሓሕዛን መዕነዊ ፖሊስን ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣ እታ ከም ንቡር ክሳብ 450 ሓይሊ ሰብ ክትሕዝ ዝግብኣ ቦጦሎኒ ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ካብ 20-30 ሰብ ጥራይ ሒዛ ብምትራፋ ዓቕሚ ሰራዊት ኤርትራ ኣዝዩ ተዳኺሙ ኣብ ዝተሓተ ደረጅኡ ከምዝርከብ
ሓላፊ ፖለቲካዊ ጉዳያት ህግደፍ የማነ ገብረኣብ (ማንኪ) ምስ ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ኣልበሽር ተራኺቡ፣ ካብ ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ዝተላእከ ደብዳበ ከምዘብጽሐ ኣገልግግሎት ዜና ሱዳን (SUNA) ኣብ ሎሚ 6 ሚያዝያ ኣብ ዝዘርግሖ ዜና ሓቢሩ። እቲ ብኣህጉራዊ ቤትፍርዲ ተኸሲሱ ከም ገበነኛ ዝድለ ዘሎ ኣል በሽርን እቲ ብሃገራት ምዕራብ ዲፕሎማስያዊ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/04/report-lampedusa.pdf"]
ሓላፊ ፖለቲካዊ ጉዳያት ህግደፍ የማነ ገብረኣብ (ማንኪ) ጽባሕ 5 ሚያዝያ ናብ ካርቱም (ሱዳን) ክኸይድ ምዃኑ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። ዕላማ ዑደቱ እንታይ ምዃኑ ብንጹር ኣይተፈልጠን። እቲ ዋና ፖለቲካዊ መጋበርያ መላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኮይኑ ዘሎ የማነ ማንኪ ንምስሊ ናይቲ ዝወድቕ ዘሎ ስርዓት ከመሓይሽ ላዕልን ታሕትን ይብል ኳ እንተሎ፣
ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ንሜጀር ጀነራል ሮመዳን ኣውልያይ ኣመሓዳሪ ዞባ ማእከል (ኣስመራን ከባቢኣን) ክኸውን ከምዝመዘዞ ምንጭታት ኣሰና ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። ሜጀር ጀነራል ሮመዳን ኣውልያይ ኣብ ግዜ ብረታዊ ቃልሲ ኣዛዚ ክፍለሰራዊት ከቢድ ብረት፣ ድሕሪ ናጽነት ከኣ ሓላፊ ኮምሽን ስፖርት ኮይኑ ኳ እንተሰርሐ፣ ነቲ ዋና ከተማ ኣስመራ ዝርከቦ ዞባ
ቅሉዕን ምስጢራውን ዜናታት ደንበ ህግደፍ ምንጭታት ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራስያዊ ለውጢ (ኤስደለ) ካብ 24 ክሳብ 25 መጋቢት 2014 ብገባቲ ኢሳይያስን የማነ ገብርኣብን ዝተመርሐ ላዕለዎት ሓለፍቲ ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ጥራይ ዝሳተፈ ወተሃደራዊ ኣኼባ ኣብ ዶንጎሎ ምክያዱ ተገሊጹ። እዚ ኣኼባ’ዚ ሓድሽ ምዕብልናታት፡ ውሽጣዊ ኩነታት ሓይልታት ምክልኻል፡ ዳግመ ውደባን ስርርዕን ኣብ
መበል ካልኣይ ጉባአ ኤርትራዊ ማሕበር ኣካለ-ጽጉማን ሰሜን ኣሜሪካ ካልኣይ ጉባኤ ኤርትራዊ ማሕበር ኣካለ-ጽጉማን ሰሜን ኣሜሪካ፡ ኣብ ከተማ ኣትላንታ- ጆርጂያ ኣብ ሰነ/June 28 2014 ክጋባእ እዩ። ዕላማ ምጥዋር ውጉኣት ሓርነት፡ ካብ መበገሲ ዕላማ ዳግመ-ርኽክብ ኣብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ተቓለስቲ ናይ ዝነበሩ፡ ዘይፍለ ብምዃኑ፡ ምስ መደባት ዳግመ-ርኽክብ፡ ካልኣይ ጉባአ
መስራቲን ሓላፊን ኣሰና ፋውንዴሽን ጋዜጠኛ ኣማኑኤል ኢያሱ፡ ትማሊ ኣብ ህይስተን ሰፊሕ ኣኼባ ኣካይዱ። ኣብ’ቲ ብሓይሊ ዕማም ህይስተን ዝተዳለወ ኣኼባ፡ ኣማኑኤል ናይ’ቲ ኣኼባ ቀንዲ ዕላማ፡ ሰፊሕ ህዝባዊ ሰረት ዘለዎ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ንምምስራት ከምኡ’ውን መራኸቢ ብዙሓን ንምሕያል ምዃኑ ገሊጹ።” ህዝባዊ ሓይሊን፡ ሓይሊ ሜድያን ተደሚሩ፡ ለውጢ የረጋግጽ። ውሕስነት ለውጢ
[መጋቢት 29, 2014] ስምረት መንእሰያት ኤርትራ ንድሕነት ሃገር ብዛዕባ እቶም ካብ ቤት ማእሰርቲ ጅቡቲ ናብ ኢትዮጵያ ክሰጋገሩ ዝደልዩ ኤርትራውያን ሕቶኦም ግብራዊ መልሲ ክረክብን ናይቶም ናብ ካልኦት ሃገራት ክሰጋገሩ ዝደልዩ ጉዳይ ብዕቱብ ክርአን ምስ ላዕለዎት ኣካላት መንግስቲ ኢትዮጵያ ከምኡ’ውን UNHCR ተራኺቡ ተዘራሪቡ። ብመሰረት እቲ ብኣባላት ስምረት
አብ ከተማ ኣስመራን ከባቢአን ዝብሃል ዘሎ ከነዕልለኩም : አብዚ እዋን ዓብይ መዛረቢ ጉዳይ ኮይኑ ዘሎ ሞት ብርጋዴር ጀነራል አማኑኤል ሃይለ (ሃንጀማ)፤ ብርጋዴር ጀነራል መብራህቱ ተኽለ (ቫይናክ)፤ ከምኡ ዉን ደሱ ተስፋጺን ሓላፊ 09 ነበር ዘጋጠመ ሞት አመልኪቱ ሰብ ዝተፈላለየ ርእይቶታት ይህብ አሎ። እንተኾነ ከምቲ ህግድፍን ካድረታቱን
Date : 26/03/2014 ዝኸበርኩም ኤርትራውያንን ፈተውቲ ህዝብናን ድሕሪ ሰላምታ፡ ሎሚ መዕላቲ ዕለት 26/03/2014 ልክዕ ሰዓት 05.15 ወጋሕታ፡ ሓርበኛ ሃገራዊ መራሒ ኣሕመድ መሓመድ ናስር ድሕሪ ሓጺር ሕማም፡ ካብ’ዛ ዓለም ብመስዋእቲ ተፈሊዩና ምህላዉ መሪር ሓዘን እናተሰማዓኒ ክሕብረኩም እፈቱ። ንብጻይናን መራሒናን ኣሕመድ ናስር ረቢ ብጽቡቕ ይቀበሎ፣ ንምሉኣት ስድራ ቤቱን ብጾትን
ዓቢ መራሒ ተቓውሞ ኤርትራ፣ ገዲም ተጋዳላይ ኣሕመድ ናስር ብሕማም ወቕዒ ተጎዲኡ ሓደ መዓልቲ ኣብ ሕክምና ድሕሪ ምጽናሕ ሎሚ ረቡዕ 26 መጋቢት 2014 ኣብ ስቶክሆልም፣ ሽወደን ዓሪፉ። ገዲም ተጋዳላይ ኣሕመድ ናስር ኣብ ካልኣይ ውድባዊ ጉባኤ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ኣቦ ወንበር ተሓኤ ዝተመርጸ ሓደ ካብ ፍሉጣት መራሕቲ ናይቲ
ወተሃደራዊ ቤት ጽሕፈት ኤርትራዊ ደሞክራስያዊ ኪዳን ኣብ መድረኻዊ ትልሚ ዕዮ ፖለቲካዊ ቤት ጽሕፈት ብምብጋስ፡ (ኩሉ ዓቕምታትና ንምቀልጣፍ ውድቀት ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ይቅናዕ!) ኣብ ትሕቲ ዝብል መሪሕ ጭርሖ ንምዑታት ተጋደልቲ ኣባል ውድባት ኤዲኪ ዘሳተፈ ዕዉት ሓባራዊ ወተሃደራዊ ሰሚናር ካብ ዕለት 25 ክሳብ 26 መጋቢት 2014 ኣብ
ዳይረክተር ሓልዮት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ኤልሳ ጭሩም፣ ኣብ ቤትማእሰርቲ ጅቡቲ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ዝርከቡ ኤርትራውያን ፍታሕ ክረኽቡ፣ ኣብ ቀጽሪ ቤትጽሕፈት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኤምባሲ ጅቡቲ፣ መግቢ ናይ ምሕሳም ተቓውሞ ተካይድ ከምዘላ ካብ ራድዮ አረና ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ኣረዲኡ። ኣብ ኩሉ ኩርናዓት ዓለም ዝርከቡ ኤርትራውያን ኣብ ቀጽሪ
The Toronto Forto 2013 Solidarity and the London, Ontario, Delayti Fithi Committee invited; the Esteemed Journalist and courageous human rights advocate Mr. Amanuel Eyasu to give a speech to the Eritrean community in Southern Ontario, Canada about uniting the various opposition parties and civic associations
"ዲሞክራሲያዊ ለውጢ፡ ዘሎ ዕድላትን ብድሆታትን" መስፍን ሓጎስ ፕሪቶርያ: 22 መጋቢት 2014 ምኒስተር ምክልኻል ነበርን ኣባል ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ዝኾነን ኣቶ መስፍን ሕጎስ ብዕለት 22 መጋቢት ኣብ ከተማ ፕሪቶሪያ ደቡብ ኣፍሪቃ ንኹሉ ኤርትራዊ ክፉት ዝኾነ ሰሚናር ኣካይዱ። ኣቶ መስፍን ኣብ ኣስተምህሮኡ ፕለቲካዊ ናጽነት ናይ መወዳእታ ዓላማ ገድሊ ኤርትራ ከመዘይነበረ እንታይ ድኣ ዲሞክራሲ ንምርግጋጽ
ኣሰናዳኢ ኣሰና ኣማኗኤል ኢያሱ፣ ብቕድሚ ትማሊ ቐዳም 22 መጋቢት ኣብ ቺካጎ፣ ትማሊ ሰንበት 23 መጋቢት ከኣ ኣብ ቶሮንቶ ካናዳ ተኸታታሊ ህዝባዊ ኣኼባታት ብምክያድ፣ ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ውድበይ ወድብካ፣ ማሕበረይ ማሕበርካ ከይተበሃሃሉ፣ ነቲ ኣብ ኤርትራ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ናይ ምርግጋጽ ዕማም ብምትኳር በብኸተማኦም ኣብ ሓደ ህዝባዊ ምንቅስቓስ
አብ መላእ ኤርትራ አብዚ እዋን ዓብይ መዛረቢ ጉዳይ ኮይኑ ዘሎ ሞት ብርጋዴር አማኑኤል ሃይለ (ሃንጀማ)፤ መብራህቱ ተኽለ (ቫይናክ)፤ ደሱ ተስፋጺን ዘጋጠመ ሞት አመልኪቱ ሰብ ዝተፈላለየ ርእይቶታት ይህብ አሎ። ህግደፍ ብመንገዲ ቴቪ ኤረ ዘሰምብድን ብዘስደምም አገባብን ነቲ ጉዳይ አቕሪብዎ። አብ ሞንጎ ቀዳምነታት ዘይውሃቦ ጉዳይ ነታ ዜና አስማት መወቲ
ኣውቲስታ ናይቶም ሞይቶም ዘለዉ ሰለስተ ሰበስልጣን ምስኣቶም ከምዝሞተ እንተኾነ፣ ተራ ኣባል ስለዝኾነ ህግደፍ ክዛረቡሉ ከምዘይመረጹ ኣብ ኣስመራ ይወረ ኣሎ። ብ ሜጀር ጀነራል ሮመዳን ኣውልያይ ዝምራሕ ስፖርት ኮምሽን ብ ህዝቢ ዝተመርጸ ኣባል ፈጻሚት ኣካል ናይ ተክኒክ ቅድድም ፈደረሽን ብሽክለታ ኤርትራ ዝኮነ ኣቶ መዋእል መዓሾ ብዛዕባ ኣብ ስፖርት
ኣብ ገድሊ ንናጽነት ብተወፋይነቶምን ጅግንነቶምን ፍሉጣት ዝነበሩ ኣብ ዘበነ ህግደፍ ግን ሃሲሶም ዝጸንሑ ገዳይም ተጋደልቲ ብሪጋደር ጀነራል መብራህቱ ተኽለኣብ (ቫይናክ) ብሪጋደር ጀነራል ኣማኑኤል ሃይለ (ሃንጀማ) ከምኡ ‘ውን ኣቐዲሙ ሓላፊ ናይቲ ብህግደፍ ዝካየድ ቀይሕ ባሕሪ ኮርፖረሽን ዝነበረ ደሱ ተስፋጽየን ኣብ ሓደ ኣጋጣሚ ብ 20 መጋቢት ከምዝዓረፉ
እዛ ስድራ ድሕሪ ጥሪ 21 ፣ 2013 ክሳብ ኢትዩጵያ ዝኣተውሉ ቅድሚ 3 ወርሒ ኣብ ከልበትበትን ስቃን ዮም ኔሮም፡፡ በኺታ ኣብርእሲ ሰባኣያ ምስኣና ስብሓት ኤፍረምን ተኽላይ ማንጁስን ኣሽካዕሊሎምላ ዮም፡፡ ካብ ገዛኣ ብፓሊስ ኣውጺኦም ኣቁሑታ ኣብ ደገ ደርብዮም ህዝቢ ከረን ብጓሂ ከንፈሩ ክመጡ ዝወዓለሉ ኩነታት ዩ ኔሩ
ብክፍሊ ዜናን ባህልን - ማሕበር ኤርትራውያን ንፍትሒ ኣብ 15 መጋቢት 2014 ብማሕበር ኤርትራውያን ንፍትሒ ኢንዲያናፖሊስን ከባቢኣን ዝተዳለወ፡ ብውፉይ ጋዜጠኛ መስራትን ኣሰናዳእን ኣሰና ኣቶ ኣማኑኤል ኢያሱ ዝተመርሐ ዕዉት ሰሚናር ተኻይዱ። ኣቲ ሰሚናር ብተቐማጦ ከተማ ኢንዲያናፖሊስን ከባቢኣን፡ ከምእውን ካብ ከተማ ሲንሰናቲ ኦሃዮ ክልተ ሰዓት ተጋዒዞም ብዝመጹ ተሳተፍቲ ማዕሪጉ። [gview
መስራትን ኣሰናዳእን ኣሰና ብቀዳም 15 መጋቢት ኣብ ኢንድያናፖሊስ ንጽባሓይቱ ትማሊ ሰንበት 16 መጋቢት ድማ ኣብ ቦስተን ተረኺቡ ኣብ ዘካየዶ ተኸታታሊ ሰሚናራት፣ ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ኣድማዒ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ብምውዳብ ነቲ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ጨፍላቒ ምልካዊ ስርዓት ክልውጡሉ ብዛዕባ ዝኽእሉ ስልትታት ኮነ ጭቡጥ ተራ ኣሰና ኣብ ምድንፋዕ
ስምረት መንእሰያት ኤርትራ ንድሕነት ሃገር ምስ ማሕበር ኤርትራውያን ደቀንስትዮ ሊድስ ብምትሕብባር፣ ብምኽንያት 8 መጋቢት ዓለም-ለኸ መዓልቲ ደቀንስትዮ “ክብሪ ደቂኣንስትዮ ኤርትራ ንዓቅብ፣ ኣደ ዳግም ኣብ ቅርዓት ትጽበ’ላ” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ዕዉት ሰሚናር ተሰላሲሉ። ሰሚናር ብዝክረሰማእታት ተጀሚሩ። መራሒ መደብ ኣቶ ዳዊት ሰበይ ንተሳተፍቲ እንቋዕ ድሓን መጻኩም ድሕሪ ምባል ኣውሎ