ብጉዳይ ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ ዝቖመት መርማሪት ኮሚሽን ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ ዘካየደቶ ዑደት ብዓወት ተዛዚሙ ለንደን (04.02.2015)፡ ልዕሊ 100 ዝኾኑ ኤርትራውያን ተቐማጦ ዓባይ ብሪጣንያ ነታ ካብ 23 ክሳብ 31 ጥሪ ኣብ ዓባይ ብሪጣያ ናይ መርመራ ዑደት ዘካየደት ናይ ውድብ ሕቡራት ሃገራት መርማሪት ኮሚሽን ኩነታት ሰብኣዊ
ብጉዳይ ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ ዝቖመት መርማሪት ኮሚሽን ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ ዘካየደቶ ዑደት ብዓወት ተዛዚሙ ለንደን (04.02.2015)፡ ልዕሊ 100 ዝኾኑ ኤርትራውያን ተቐማጦ ዓባይ ብሪጣንያ ነታ ካብ 23 ክሳብ 31 ጥሪ ኣብ ዓባይ ብሪጣያ ናይ መርመራ ዑደት ዘካየደት ናይ ውድብ ሕቡራት ሃገራት መርማሪት ኮሚሽን ኩነታት ሰብኣዊ
06 ለካቲት 2015 ውዑይ ዜና ካብ ስዑዲ ዓረብ፣ ትማሊ 05 ለካቲት 2015 ዓ/ም ትሸዓተ (9ተ) ወታደራት ኣባላት ሓይሊ ባሕሪ ኤርትራ ስርዓት ህግደፍ ራሕሪሖም ናብ ጎረቤት ሃገር ዝኾነት ስዑዲ ዓረብ ማለት! ምምሕዳር ጀዛን ዑቕባ ከም ዝሓተቱ ካብ ስዑዲ ዓረብ ዝመጹና እሙናት ምንጭታት ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ - ሕድሪ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/02/Vegas_opening.pdf"]
ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራስያዊ ለውጢ ሓጺር ጸብጻብ ውዕሎ 3ይ መዓልቲ ውዕሎ ሳልሳይ መዓልቲ የካቲት 3, 2015 ኣብ ኤርትራ ከጋጥሙ ዝኽእሉ ሰናርዮታት፣ ረቡዕ የካቲት 3, 2015 ሰሚናር ኤስደለ፣ ትማሊ ዘይደምደሞ ናይ ከጋጥሙ ዝኽእሉ ሰናርዮታት ዝብል ኣርእስቲ ተመሊሱ ዘትይሎም 1ይ. ንኢሰያስ ኣልዩ ገለ ዘይመሰረታዊ ለውጥታት ቀይሩ እቲ ስርዓት ከምዘለዎ ምቕጻል 2ይ. ከምብዙሕነትና ደረጃ
አብ መጀመርያ ሰሙን ወርሒ ጥሪ 2015 አብ ዞባ ጋሽ ባርካ፣ ከተማ ባረንቱ፣ ንሓለፍቲ ዞባን ንኡስ ዞባን ብኣልአሚን መሓመድ ስዒድን ብዘምህረት የውሃንስን ተኻይዱ። ኣብዚ ኣኼባ 'ዚ ናይ 14 ን/ዞባታትን ሓለፍቲ ዞባ ጋሽ ባርካን ተሳቲፎም። ሕመረት ናይቲ ብኣልኣሚን ዝተመርሐ ኣኼባ፣ ብዛዕባ መደባት ከምኡ 'ውን ጎስጓስ ኣብ ህዝቢ ንምክያድን ዘኽእል ናይ ስራሕ መምርሒ
ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣ ብዛዕባ እቲ ዝጸደቐ ቅዋም ኤርትራ ዝህቦ መደረታትን ዝውጥኖ ውዲታትን ብዘየገድስ፣ ህዝቢ ኤርትራ፣ ነቲ ብ1997 ዝጸደቐ 'ሞ ኢሳይያስ ብዝተፈላለዩ ምስምሳት ከይትግበር ዓንቂጹዎ ድሕሪ ምጽናሕ ሕጂ "ሞይቱ እዩ" ዝብሎ ዘሎ ቅዋም ኤርትራ ከም ሕጋዊ ሰነዱ ኣሚኑ ንምትግባሩ ክጽዕር ከምዝግባእ ኣብ ሰሜን ኣመሪካ ዝርከቡ ሰለስተ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/02/ጋዜጣዊ-መግለጺ-6-1.pdf"]
ስርዓት ካርቱም ሓይልታት ጸጥታኡ ኣዋፊሩ ኣብዚ ቀረባ እዋን ካብ መዓስከር ስደተኛታት ሸገራብን ካልኦት ቦታታትን ገፊፉ ንምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣሕሊፉ ዝሃቦም፣ ብላዕለዋይ ኮምሽን ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ከም ሕጋውያን ስደተኛታት ቅቡላት ኮይኖም ዝነበሩ ዝርከቡዎም ሓያለ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ከባቢ ዓዲ ቐይሕ ኣብ ዝተኸፍተ ሓዱሽ ቤትማእሰርቲ ተዳጕኖም
ቤትጽሕፈት ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ፣ ንምልቃቕ ናይቶም ከም ጋዜጠኛታት ዝግለጹ ዘለዉ ሽዱሽተ ኤርትራውያን ግዳያት ብ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣመልኪቱ ኣብዚ ሳልስቲ ኣብ ዘውጽኦ ጋዜጣዊ መግለጺ፣ መንግስቲ ኣመሪካ ከም ኣውንታዊ ዝርእዮ ኳ እንተኾነ፣ ብዓቢኡ ማሕዩር ናይቶም ካብ 2001 ኣትሒዞም ኣብ ቤትማእስርቲ ዝባኽኑ ዘለዉ ክሳብ 17 ዝበጽሑ ጋዜጠኛታት
ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ብዘይ ብቑዕ ምኽንያት ንኣስታት 6 ዓመታት ኣሲሩዎም ዝጸንሐ ሽዱሽተ ጋዜጠኛታት ራድዮ ባናን ድምጺ ሓፋሽን ከምዝፈትሐ Reporters Without Borders ዝተባህለ ማሕበር ሓቢሩ። እቶም ነጻ ተለቒቖም ዘለዉ፣ ባሲልዮስ ዘሞ፣ ይርግኣለም ፍስሃ፣ መለስ ንጉሰ፣ በረኸት ምስግና ኣባላት ሬድዮ ባና፣ ግርማይ ኣብርሃምን ጴጥሮስ ተፈርን ከኣ ካብ ሬድዮ
ካብ ኤርትራ ዝመጹ ዘለው ሓበሬታት ከምዘገንዝቡዎ፣ ስርዓት ኢሳይያስ በቲ ንህዝቢ ኤርትራ ሰላምን ቅሳነትን ምኽላእ ዝተእኾኡ ፖሊሲ መሰረት፣ አብ መላእ ኤርትራ ብቐጻሊ ከቢድ ግፋ የካይድ ኣሎ። ብመሰረት እቲ ሓበሬታ እዚ ንጸልማት ጉልባብ ጊርካ ዝካየድ ዘሎ ግፋ ዕድሜኦም ካብ 18 ዓመት ንላዕሊ ኣብ ዝኸኑ ሰባት ዝቐንዐ ኢዩ። ካብዞም ዝግፈፉ ዘለው ሰባት
ብምኽንያት ናይቲ ቅድሚ ሰሙን ኣብ ከተማ ድርስደን (ጀርመን) ኣብ ልዕሊ ኤርትራዊ መንእሰይ ሓታቲ ዑቕባ ካልድ እድሪስ ዝተፈጸመ ቅትለት ዝተኸሰሰ ስሙ ዛጊት ዘይተረቝሐ ምስኡ ኣብ ሓደ ገዛ ዝነበር ዝነበረ ወዲ 26 ዓመት ኤርትራዊ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ከምዝኣተወ ካብ መርበብ ሓበሬታ Deutsche Welle ዝረኸብናዮ ዜና ኣገንዚቡ። እቲ ብቕትለት
ኣብ ላስቬጋስ ህግደፍ ንህዝቢ የፈራርሁ፤ ኣብ ላስቬጋስ ህግደፍ ንህዝቢ እንታይ ትገብሩ ኣለኩም ኣብ ኩሉ መዳይ መንእሰያት ኣብ ባይታ ይስዕርዕኩም ኣለዉ ኣብ ሓጺር ግዜ ገለ ኽትገብሩ ኣለኩም ዝብል መልእኽቲ ካብ ኢንባሲ ኤርትራ ካምዝመጾኦም እቶም ኣብቲ ናይ እሙናት ኣኬባ ዝወዓሉ ምንጭታት ሓቢሮም።እቶም ምንጭታት ወሲኮም ዋላ ካብ ፖለቲካ ነጻ
ከምቲ ብዜና ኣሰናን ንብዙሕ ግዜ ክሕበር ዝጸንሐ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ነቶም ህዝባዊ ሰራዊት ዝብል ስም ኣጠሚቑ ዝወደቦም ሲቪል ናብ ታዕሊም ከእትዎም ተደጋጋሚ ጻውዒት ከቕርብ ኳ እንተጸንሐ ብኣብያ እዮም ክምልሱሉ ጸኒሖም። እዚ እትርእዩዎ ዘለኹም ኣብ ኣስመራ ከባቢ ቲራቨሎ ብስርዓት ህግደፍ ተለጢፉ ዝነበረ መጸዋዕታ ድማ እቲ ስርዓት ዓቕሉ
ኣውፈርቲ ቀጠር ኣብ ኢትዮጵያ 500 ሚእቲ ሚልዮን ዶላር ዝውድእ ናይ ኣርባዕተ ፕሮጀክትታት ወፍሪ ከካይዱ ምዃኖም ማዕከናት ዜና ኢትዮጵያ ገሊጸን። ብመሰረት 'ቲ ዝስምምዕ አብ ምብራቕ ኢትዮጵያ አብ ድሬዳዋ ናይ ስሚንቶ ፋብሪካ፤ ምድላብ ሃብቲ ሃብቲ እንሰሳ ከምኡ ድማ ናይ ዓሶ መድሃኒት መስርሒ ፋብሪካ ናይ ኮስሞቲክስ ፋብሪካ ንኸሰርሑ ተወዓዒሎም
ኣብ 1973 ኣብ ህዝባዊ ሓይልታት ተሰሊፉ ክሳብ ሓላፊ ክፍለሰራዊት ደረጃ መዝነት በጺሑ ዝነበረ ብሪጌደር ጀነራል ገብሪሂወት ዘሚኪኤል (ወዲ ሊቀ)፣ ኣብዚ ቕንያት'ዚ ኣብ መበል 59 ዕድሚኡ ዓሪፉ። ኣቐድም ኣቢሉ 'ውን ሓላፊ ፋብሪካ ዕንጸይትን ሓጺንን ሰንበል ዝነበረ ለቴናል ኮለኔል ገረዝጊሄር ኣሽመላሽ ከምዝዓረፈ ይፍለጥ። ኣብ ዝሓለፈ ቁሩብ ሰሙናት ሓላፊ ፋብሪካ
ኣብ ርያድ ስዑዲ ዓረብ ዝርክብ፣ ንወከልቲ ህግደፍን ማሕበረኮምን ዘእንግድ ቤትጽሕፈት ህግደፍ ሎሚ ንጉሆ ብርቱዕ ቃጸሎ ኣጋጢሙዎ ምሉእ ብምሉእ ከምዝተሃሞኸ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ዝርከቡ ምንጭታት ኣሰና ሓቢሮም። ጠንቂ ናይቲ ቃጸሎ ባርዕ ኤለትሪክ ከምዝኾነ ዝጠቀሱ ምንጭታት እቲ ቤትጽሕፈት 100 ክዓኑ ኸሎ፣ ኣብ ልዕሊ ሰብ ግን ዝወረደ ጉድኣት ከምዘየልቦ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/01/ሓሙሽተ-ዕሉላት-ናይ-ስለያ-ኣባላት-ሓደ.pdf"]
ኣብ መልበረን ኣውስትራልያ ንክልተ መዓልቲ ሰላማዊ ሰልፊ ኣንጻር ህግደፍ ተኻይዱ። እዚ ብተቓወምቲ ኤርትራውያን ዝተኻየደ ሰለማዊ ሰልፊ ነቲ ዓመት መጸ ብህግደፍ ዝዳሎ ብስም ፈስቲቫል ዝጽዋዕ ፕሮፓጋንዳዊ ዳንኪራ ብምቅዋም፡ ነቲ ድምጹ ተዓቢሱ ኣብ ስቓይን ዓመጽን ህግደፍ ዝነብር ዘሎ ህዝቢ ኤርትራ ድምጹ ብዓውታ ንምስማዕ ዝዓለመ ተቓውሞ እዩ ነይሩ። እዚ
ኣብዚ ሰሙን'ዚ ግዳያት ግብረሽበራዊ መጥቃዕቲ ንዝኾኑ 10 ጋዜጠኛታት ዝርከቡዎም 17 ዜጋታት ደገፉ ንምግላጽ፣ ከምኡ'ውን ናጽነት ሓሳብካ ብነጻ ምግላጽ ዘይትንከፍ ሕመረት ዲሞክራስያዊ ክብርታት ፈረንሳ ምዃኑ ብዘየማትእ መንገዲ ንምርግጋጽ፣ ልዕሊ ሓደ ሚልዮን ህዝቢ ኣብ ማእከል ከተማ ፓሪስ ናይ ሓድነት ሰልፊ ኣካይዱ። ኣብቲ ብቤተሰብ ግዳያት ተመሪሑ ዝተኻየደ፣ ንፕረዚደንት ፈረንሳ
ደሃይ ካብ ኤርትራ ድኳን ሕድሪ ኣብ ዱካናት ሕድሪ ክሽየጥ ዝጸንሐ ኣስቤዛ ካብ ዝሓለፈ ወርሒ ታሕሳስ ጀሚሩ ደው ኢሉ ቀንዩ ኣሎ። እቲ ምኽንያት ድማ ኣስቤዛ ተወዲኡ እተን ደዃኩን ጥርሐን በረውረው ይብላ ስለዘለዋ ዩ። ንኣብነት ኣብ ኣስመራ፣ ገዛውትና ትርከብ ዱካን ሕድሪ ጥርሓ ተሪፋ ምህላዋ ዝሓለፈ ሰሙን ክሽምት ኣብ ዝኸድክሉ ተዓዚበ።
ኣቦ ወንበር ኮምሽን ንድፊ ቅዋም ኤርትራ ነበር ዶር በረኸት ሃብተስላሰ፣ ውልቀመላኺ ኢሳይይስ ኣፈወርቂ፣ ንሃገራዊ ቅዋም ኤርትራ ኣመልኪቱ ሎሚ ቕነ ኣብ ቴለቭዥን ንዝደገሞ ብድዐ ብዝምልከት ምስ ድምጺ ኣሰና ኣብ ዝገበሮ ቃለመጠየቕ፣ ብሕግን ቅዋምን ተማሓዲርካ ንምንባር ኣብ ልቢ ህዝቢ ኤርትራ ዘሎ ዓሚቝ ባህግን ድሌትን ብመደረ ውልቀመላኺ ኢሳይያስ
ኣብ ሱዳን መዓስከር ስደተኛታት ሸገራብ፣ 17 ኤርትራውያን ኣብ ባሕሪ ጥሒሎም ብጃምላ ድሕሪ ምጥፍኦም ብዝተፈጥረ ዘይርጉእ ኩነታት ኣብቲ መዓስከር ዝርከቡ ኤርትራውያን ኣብ ከቢድ ወጥሪ ይርከቡ ከምዘለዉ፣ ሰቦም ይእሰር ኣባይቶም ይነድድ ከምዘሎ፣ ቅድሚ ሒደት ደቓይቕ ካብቲ ቦታ ብቴለፎን ምስ ድምጺ ኣሰና ዝተዘራረቡ ናይ ዓይኒ መሰኻኽር ኣገንዚቦም። ብመሰረት እቲ
ደሃይ ካብ ኤርትራ - ኣስመራ ኣብ ወጥሪ ኣላ። ኣብ መፋርቕ መስከረም ብገምጋም 15 ሰባት ንስግረ ዶብ ክኸዱ ከለዉ ሓይሊ ባሕሪ ሒዞምም ክብሃል ጸኒሑ። ወለዶም ንኩነታቶም ብዝምልከት ንሓላፊ ናይቲ ዳርጋ ናይ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ ሓላፊ ኮይኑ ተባሂሉ ዝዝረበሉ ዘሎ ወዲ ፊቶውራሪ ሓቲቶሞ ብብድዐ ከምዝመለሰሎም 'ውን ክዕለል
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/12/Lidshopping.pdf"]
እቲ ምእንቲ ሓርነትን ፍትሕን ስልጣኔን ከቢድ መስዋእቲ ዝኸፈለ ውጹዕ ህዝቢ ኤርትራ፣ ወግዓዊ ነጻነቱ ካብ ዝጓናጸፍ ልዕሊ 23 ዓመታት ኳ እንተሕለፈ፣ ብስንኪ ጥልመት ናይቲ ስስዐ ስልጣን ሃሙን ቀልቡን ዘዐወሮ ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቅን፣ መጋበርያ ኮይኖሞ ዘለዉ መራሕቲ ስርዓት ህግደፍን ጻምኡ ኣይረኸበን። ብሰንኪ እቲ ውዕል ጠለም ስርዓት፣ ኣብዘን ዝበዝሓ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/12/1st-Day-News.pdf"]
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/12/Stuttgart.pdf"]
ኣገልግሎት ስደተኛታት ደንማርክ፣ ንጉዳይ ኤርትራውያን ስደተኛታት ብዝምልከት፣ ካብ ኤርትራ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ዘምለጡ ስደተኛታት ናብ ሃገሮም እንተተመሊሶም ካብቲ ስርዓት ዝወርዶም ሓደጋ ስለዘየልቦ፣ ቀጥታዊ ውልቃዊ ስግኣቶም ክሳብ ዘየረጋገጹ ኣብ ደንማርክ ዑቕባ ከምዘይወሃቦም ኣብ ጸብጻቡ ኣስፊሩዎ ብዛዕባ ዝነበረ መደምደምታ ሓሳቡ ከምዝቐየረ ምግላጹ The Local ዝተባህለ መርበብ ሓበሬታ ገሊጹ። ኣገልግሎት
- ኣብ ወድብ ምጽዋዕ ኣብ ዝሓለፈ ሳምንቲ ጽዑቕ ናይ ዓይኒ የብለን ስኒ የብለይ ሓፈሻዊ ግፋ ተኻይዱ። እቲ ኣብ ምጽዋዕ ዝተኻየደ ከቢድ ግፋ ኣብ ኣስመራን ካልኦት ከተማታትን ምስ ተሰምዐ ድማ ናባና ምምጽኡ ኣይተርፎን እዩ ዝብል ሻቕሎት ፈጢሩ ቀንዩ። - ደሃይ ደቀን ክገብራ ናብ ሳዋ ወሪደን ዝቐነያ ስድራቤታት፣
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/12/ElectionReportDec7th2014.pdf"]
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/12/GraffitiNewsFromAsmara-1.pdf"]
ጉጅለ ባህሊ ብድሆ ካብ ከተማ ስታቫንገር ትስጎግ 07.12.14 ብዓርቢ ሽዱሽተ ታሕሳስ ኣብ ክተማ ስታቫንገር ምርኢት ከተቕርድ ካብ ኤርትራ ዝመጸት `ብድሆ’ ዝተሰምየት ጉጅለ ባህሊ፡ ብሓያል ጻዕሪ ደለይቲ ለዉጢ ከተማ ስታቫንገርን ከባቢኣን ኣብ ናይ ዜሮ ሰዓት እቲ ከተካይዶ ዝተሓስበ ምርኢት ከምዝስረዝ ተገሩ ይርከብ። እዛ ንሓሙሽተ ፍሉጣት ስነጥበበኛታት ብምሓዝ ናብ ከተማ
ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣብዘን ዝሓለፋ ቀረባ መዓልታት ካብ ከረን ክሳብ ተሰነይ ሸሞንተ ናይ መፈተሺ ንቝጣታት (ብሎኮታት) ብምውዳድ ኣብ ዝሓዘን 90 ናይ ጽዕነት መካይን ንዝረኸቦ ብብዝሒ ስሚንቶን ነዳድን ዝርከቦ ንብረት ከምዝዘረፎ ምንጭታት ካብ ኤርትራ ሓቢሮም። እቲ ኩሉ ዓይነት ቀረብ ሓሪሙዎ ዘሎ ህዝቢ ኤርትራ ካብ ሱዳን ብኮንትሮባንዳ ብዝኣቱ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/11/Manchester_2014.pdf"]
ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ነቲ UNHCR ኣብ ወርሒ ጥቅምትን ሕዳርን 6200 ኤርትራውያን ናብ ኢትዮጵያ ከምእተሰደዱ ምግላጹ መበገሲ ብምግባር፣ ብ20 ሕዳር 2014 ኣብ ዝዘርግሖ ጋዜጣዊ መግለጺ፣ እቲ ዜና ኣካል ናይቲ መልክዕ ህዝቢ ኤርትራን መንግስቱን ንምኽፋእ ብቐጻሊ ክዝርጋሕ ተጻባኢ ወፍሪ ምዃኑ ገሊጹ። ስርዓት ህግደፍ ኣብ መግለጺኡ፣
ኣዛዚ ሓይልታት ምክልኻል ኮይኑ ዘሎ ጀነራል ፍሊጶስ ወልደየውሃንስ፣ ነቶም ጀነራል ስብሓት ኤፍሬም ሚኒስተር ምክልኻል ከሎ ኣብ ኩሉ ምስኡ ዝገብሩዎ ምልውዋጥ መልእኽቲ ቅዳሕ ደብዳበ ናብ ፕረዚደንት ምልኣኽ ከም ኣሰራርሓ ለሚዶም ዝጸንሑ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ኣኪቡ፣ " ካብ ሕጂ ንደሓር ናባይ መልእኽቲ ክትሰዱ ከለኹም፣ ቅዳሕ ናብ ፕረዚደንት ምስዳድ
ስርዓት ህግደፍ ንተዋህዶ ቤተ ክርስትያን 5 ስሩዓት መጋበርያ ክመርሕዋ ምሉእ ስልጣን ሂቡ ኣዋፊርዎም ኣሎ። ኣቐዲምና ከም ዝሓበርናዮ፥ ነቶም ሽማግለታት ጳጳሳት ዓጽዩ ከጻብበሎምን ከፈራርሆምን ድሕሪ ምጽናሕ፥ እቶም ነዚ ሓሳብ ኣይንቕበልን ዝበሉ ክልተ ጳጳሳት ኣባ ቄርሎስን ኣባ ዮሓንስን ኣብ ዘይብሉ፥ ብኣባ ሉቃስ ዝተመርሐ፥ ሓይሊ ተጠቒሙ፥ ሓሙሽተ መጋበርያ ኣዋፊሩላ
ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ቅድሚ ሰለስተ መዓልታት፣ ክልተ ካህናት ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ኤርትራ፣ ኣባ ተስፋይ ደባስ፣ ሓላፊ ቁጠባዊ ጉዳያት ዘ ማሕበረ ካፑቺኒ፣ ከምኡ 'ውን ኣባ ኢዮብ ገሬሱስ፣ ሓላፊ ቤትማሕተም ፍራንቸስካና፣ ካብ ኣባይቶም እናጋፍዐ ብምውሳድ ኣብ ቤትማእሰርቲ ዓዲ ኣቤቶ ከምዝሓየሮም ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። ማእሰርቲ ናይዞም ክልተ ካህናት ካቶሊካዊት