ኤርትራዊት ስድራ ኣብ በልጅም ሓድሽ ህይወት ንምጅማር ካብ መዓስከር ስደተኛታት ቱኒዝያ ትጓዓዝ July 20, 2011 6:40 pmስድራቤትassenna00 SHARE ቱኒዝያ፡ ሓምለ 20 (UNHCR) – ፊልሞን ኣብ ኤርትራ እዩ ተወሊዱ። ካብ ሃገሩ ክርሕቕ ብሂጉዎን ሓሊሙዎን ከምዘይፈልጥ፡ ልቡ ኣብ ኤርትራ ከምዘላ ይዛረብ። እንተኾነ፡ ኣብዚ ሰሙን’ዚ ንሱን ስድራቤቱን፡ ኣብ ነፋሪት ተሳፊሮም ሓድሽ ህይወት ንምጅማር፡ ካብ ኤርትራ ናብ በልጅም ብምምራሕ፡ መሊሶም 5 ሽሕ ኪሎሜትር ርሒቖም። Continue reading
Eritrean Youth Global Movement – Event December 24, 2009 2:44 pmስድራቤትassenna00 SHARE READ MORE POST TAGS: eritreaneventglobalmovementyouth
ፍስሃ ወልደዳዊት፡ ብህይወቱ ባጽዕ ከይዱ፡ ብሳንዱቕ ኣስመራ ዝተመልሰ ንጹህ መንእሰይ March 25, 2009 4:23 pmስድራቤትassenna00 SHARE ትማሊ ሓደ ካብቶም “እስዝ ሓሶት እንተዝኸውን ክንደይ ጽቡቕ ነይሩ” እናበልና ንብዓትን ቀለምን ሓዊስና እንጽሕፎም ዜናታት ካብ ምንጭታት በጺሑና። “ፍስሃ ወልደዳዊት ብትእዛዝ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ተቐቲሉ” ዝብል ዜና። Continue reading POST TAGS: መንእሰይባጽዕብህይወቱብሳንዱቕንጹህኣስመራከይዱ፡ወልደዳዊት፡ዝተመልሰፍስሃ
መንእሰይ ሜሮን ዘወልዲ ቤተ ሰባ ተናዲ September 22, 2008 11:45 pmስድራቤትassenna00 SHARE ሜሮን ዘወልዲ ይብሃል። ካብ ኤርትራዊ ዝሞቦቆሉ ኣቦይ ወላዲየይ ኣቶ ዘወልዲ የሕደጎ ገብረዮውሃንስ ገብረዝጊን ብትውልዳ ኢትዮጵያዊት ዝኾነት ወላዲተይ ኣደይ ወይዘሮ ቡዙነሽ ሃይለ ወልዴ ብዕለት 06/06/1985 ዓመተ ምህረት (ኣቆጻጽራ ፈረንጂ) ኣብ ሃገረ ኢትዮጵያ ከተማ ድረዳዋ ተወሊደ። Continue reading POST TAGS: መንእሰይሜሮንሰባቤተተናዲዘወልዲ
ዝኽሪ ንእንፈትዋ ሐፍትና ኣስቴር ወልዱ January 12, 2008 1:47 amስድራቤትassenna00 SHARE ሓፍትና ኣስቴር ወልዱ ብዕለት 16-03-1964 ካብ ኣቦኣ ግራዝማች ወልዱ ህብትዝግን ኣዲኣ ወ/ሮ ተረዛ ተስፋማርያም ኣብ ከተማ ሰገነይቲ ተወልደት:: 8 የሕዋት ድማ ኣለዉዋ:: ከምቲ ንኹሉ ኤርትራዊ ቤተሰብ ዘጋጠሞ ኸኣ፡ ዝበዝሑ ገሊኦም ንሜዳ ገሊኦም ንስደት ፋሕፋሕ ኢሎም። ከምኡ እውን ናኣሽቱ ኮይኖም ዝተረፉ የሕዋት ነይሮም:: Continue reading POST TAGS: ሐፍትናንእንፈትዋኣስቴርወልዱዝኽሪ
ኣብነታዊ ሓዳር ክልተ ጀጋኑ! August 4, 2007 12:00 pmስድራቤትassenna00 SHARE መርዓን ሓዳርን ሓደ ኣይኮነን። መርዓ ኣፍደገ ሓዳር እዩ። መርዓ ኹሉ ጽቡቕ እዩ ዝሓልፍ፡ ንሓዳር ግን ኩሉ ኣይክእላን፡ ወይ ንኹሉ ኣይትኾነሉን እያ። ሰብ ኪዳን ኣብ ሓዳር እዮም ዝፍተኑ። ተጋዳላይ ዮውሃንስን ተጋዳሊት ኢለንን ከኣ ን25 ዓመታት ነዚ ፈተነ ‘ዚ ሓሊፎም፡ ተዓዊቶምሉ። Continue reading POST TAGS: ሓዳርኣብነታዊክልተጀጋኑ