Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ATV: እዋናዊ ጉዳያት፥ ዝርርብ ምስ ሓደ ካብ ተነጣጠፍቲ ሰብኣዊ መሰላት ዳኒኤል ወ/ትንሳኤ P2- Sat, Jan 12, 2019

https://www.youtube.com/watch?v=dOM3kLRNR_o

aseye.asena@gmail.com

Review overview
3 COMMENTS
  • Yohannes January 15, 2019

    Good point Daniel. Keep up the good work!

  • Geladios January 15, 2019

    What a wonderful blessing Weldetnsae’s family, It is in the blood! ኢንታይ’ሞ ጊዜ ዝሃቦ ሓምሓምሲ እምኒ ይሰበር ዲዩ ኮይኑ። ኣንጭዋ በረኻስ ንኣንጭዋ ገዛ ተባርራ ዲዩ ዝባሃል፡ ጽቡቕ ጅማሮ ኣሰና ቀሪብና ኣለና እቲ ዓወትና ክንዓትሮ፡ ቃልስና ኣትርር ነብሎ ወዲ ዓሻስ ክልተሳዕ ይውቃዕ ኣይንግበሮ፡ ነቲ ጠንቂ ምስጢር ጽቡቕ ጌርና ንምርም::
    ገበረመድህን ወድይ ምሒር ኣይትዓሹ ጻዕዳ ተመን ሓንሳብ እንተነኺሱ ኣይርከብን እዩ ፈውሱዶ ኣይከይበሉን ኣቦና ጅግና ባህታ ሰገነይቲ። ሃይለውን ደጊምዋ ኣብታ ሕማቕ ሰዓቲ፡ ኣሕሊፍና ሂብናዮም ነዚ ተመን ወዲ እንታይ ጉድና ዘይንኸውን ሰማዕቲ። ድራማ ኢሳያስ ካብ ንኸውን ተዓዝብቲ ክሳብ መዓስ ኢና ምኽሪ ኣሕዋትና ገዲፍና ክንከውን ንጋኖት ሓቖፍቲ!!!

  • Tinsae January 15, 2019

    ኣታ ሓው ጅግና ድምጽኻ ኣይትሓባእ ሃገርና ክኣ ኣምላኽ ይብጽሓያ።

Post a Reply to Geladios Cancel Reply