Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

aseye.asena@gmail.com

Review overview
5 COMMENTS
  • Dani June 19, 2014

    Hawey ab asmara eritrea alo

    • Semere June 21, 2014

      Hawkas Asmara alo niska ke abey aleka?
      Kaleot meteabitikan Azmadkan abey alewu ?????

  • Ti June 20, 2014

    ዝኸበርካ ዳኒ፣
    ብድዐ ኣይዛረብ፣ እግዚኣብሄር ንልብን ሓሳባትን ወዲ ሰብ ይምርምር ኢዩ አሞ፣ በቲ ትዛረቦ ዘለኻ ንዕቀት ከይቁጠዓካ። አቶም ብኽያቶም ሰማዒ ስኢኑ ኣብ ሲናይ፣ ላምፐዱሳ፣ሱዳን፣ሊብያን ኤርትራን ወዘተ ደሞም ዝፈሰሰ ኣካላቶም ዝበረሰ ኣሕዋት ዓጻጽምቶም ከይዕንቅፈካ።
    ሓወይ ኣብ ኣስመራ ኣሎ ኢልካ አሞ፣ ኣብ ኣሰመራ ዘሎ ደምሒት አንተኾይኑ ሓውኻ ድማ ካብ ጉዳይ ኤርትራውያን ኢድካ ኣልዕል።
    ምስ ሰላምታ

  • Teclay June 20, 2014

    “Remembrance of Our Martyrs, Oslo, June 20th ”

    The so called opposition ,,why do not you develop your own free practices .It seems you copy every thing from Shaebia (from Guaila to Mealti Sewuat). Shaebia have been doing this on purpose,and it works for Shaebia by the way this is Shaebia`s trade mark,Did you ask copyright permission?
    Above all what is the purpose of this meeting in Diaspora? Almost all countries have their own MEALTI SWUEAT but they do not make any show like us.
    If you believe Eritrea is a normal country all national holidays should be celebrated or remembered inside the country only,,but as it is a forged country we see all this show.

  • Tesfom Habrom June 20, 2014

    ኣቶ ተክላይ

    ደጋፊ ናይ ህግደፍ ምኻንካ ርዱእ እካንተኮንካ ክትርሶዖ ዘይብልካ ኩሉ ህዝቢ ኤርትራ ድጊፉዎም ተዓሊልሎም ተደሪፉሎም ስለዚ ንስኻ ንበይንኻ ከይመስለካ ድጋፊ። ኣብቲ ዋና ነጥበይ ክኣቱ ከምቲ ኣብ ላኦሊ ተጠቂሱ ዘሎ ህዝባዊ ግንባር ኣብቲ መጀመርታ መስተንክር ስሪሑ ንልእሊ 100፡000 መስዋእቲ ከፊልና ናጽነት ኣምጺኦም እንተኾነ ድሕሪ ሳልሳይ ሃገራዊ ጉባኤ ዝመጽ መቀይሮ እቲ ተደጉሉ ዝነበረ ናይ ብሐቂ ባህርያት ካብ ሽዑ ዝጀመረ እኖሆ ( ህዝቢ ኤርትራ ግዳይ መሰርቲ ምርሻን ብዝተፋላለ ምክንያታት መነስያት ሀገር ገዲፎም ክስደዱ ኣደዳ ግፎዕታት መቅዘፍቲ መሽጣ ወዲሰብ ኣብ በረኻ ሲናይ ዝተሐረዱ ኣብ ቀላይ ጢሒሎም ዝሞቱ እዚ ኩሉ መንዘምጾኦ ይመስለካ፡ ምናልባት እዚ ዘይሱቆረካ እነተኮይኑ ምናልናት ናይዚ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ዝወረደ ግፍዒ ምናልባት ተጠቃሚ ክትኾዉን ኢኻ ወይ ድማ ትግራዋይ ትኾዉን፡ ስለዚ ዘይምልከተካ ጉዳይ እንተኮይኑ ናይ መንነት ጸገም ኣሎካ እንተኮይኑ ተጽጋዕ፡ መኽንያቱ እዚ ጉዳይዚ ንኤርትራውያን ዝምልከት ኢዩ። የቀንየለይ

Post a Reply to Tesfom Habrom Cancel Reply