ኢሰያስ ይጽለል ድዩ ዘሎ? ካብ Wikileaks ዝተተርጎመ – ብ ተስፋልደት በላይ
እዚ ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ጽሑፍ፡ ካብቲ ብዊኪሊክስ (Wikileaks) ዝለሓዀ ብ ኣምባሳደር ሮናልድ ከይ ሙክሙለን ካብ ኣስመራ ናብ መንግስቲ ኣሜሪካ ዝተሰደዶ ዝተተርጎም’ዩ። ንትሕዝትኡ ኻኣ ሰናይ ንባብ፡ ተፈደሉ።