ማሕበር ኤርትራውያን ንሰላምን ደሞክራስን ኣብ ስዊስ
ኣብ ስዊዘርላንድ ኣብ ከተማ ጀኔቭ ፣ ከም ኣመሎም ህዝቢ ከደናግሩን ክሓልቡን ህግደፋውያን፣ንዕለት 01.11. 2008ዓም ካብ ኤርትራ ተዋሳቲ ጉጅሌ ጸዊዖም፣ ሙዚቓ መደብ ኣዳሊዮም ኣለዉ። እዚ ናይ ሙዚቓ መደብ ኢዚ ኣታዊኡ ንበትሪ ወልቐ መላኺ ከም ዘተርርን ኣምሰዩኡ ከኣ መጨፍለቕን መጨቆንን ህዝብና ከም ዝውዕል ኣይትስሕትዎን ትኾኑ።