ኣብቲ ረመጽ ተጠቢስካ ዝወጻእካ ኣይትመስልን ሓዉ ዳኒኤል ተስፋዮዉሃንስ።
ንኣተሓሳስባኻ ዘንጸባርቕ ጽሑፍካ ብምንባበይ ‘’ መን መርዓት ኢሉክን ትኩሓላ’’ ኢለ ከህዳኣካን ንመንነትካ ከይተገደስኩ ኣደብካ ከትሕዘካን ስለዝደለኹ ንታሪኽን ወነንቲ ታሪኽን ትዳረግ ኢለ ስለዘይግምተካ ካብታ ወረ መስነቒትካ ፋርማሲኻ ክብገስ መሪጸ ።