እቲ ሓቂ ኩሉ ንኽፈልጦ፡ ዶባዊ ግጭት ንምንታይ ዕላማ (ሳልሳይን መወዳእታን ክፋል)
ህዝቢ ኤርትራ ካብ መግዛእቲ ቀያሕቲ ደቁ ከፊሉ ዝረኸቦ ናጽነት፡ ክበር ንበር ዝብሎ እምበር ኣብቲ ዘይሓወየ ቑስሉ ብሓለንጊ ዝገርፎ መራሒ ክረክብ ብሓቂ ኣይጻምኡን ኔሩ።