ጋዜጣዊ መግለጺ ሰለማዊ ሰልፊ በርን
ብዕለት 18/05/2018 ኣብከተማ በርን ከባቢ 3000 ዘኾኑ ኤርትራውያንሓተቲ ዕቁባ ኣብሃገረ ስዊዘርላድ ከሙኡ,ውን ስዊዛውያን የዕሩኽዝርከብዎም: ኣብ ቅድሚ ቤተ ጽሕፈት ፈደርላዊ መንግስቲ ሰዊዘርላንድ(Bundesplatz) ብዓይነቱ ፍሉይ ዘኾነ ሰፊሕን ዕውቱን ሰላማዊ ሰልፊ ተኻይዱ:: እዚ ሰልማዊ ሰልፊብኮሚቴ መኣዲ ዘተ ኤርትራውያን
![](https://archive.assenna.com/wp-content/uploads/2018/05/Swiss-demo-May-2018-e1526689993489.jpg)
ብዕለት 18/05/2018 ኣብከተማ በርን ከባቢ 3000 ዘኾኑ ኤርትራውያንሓተቲ ዕቁባ ኣብሃገረ ስዊዘርላድ ከሙኡ,ውን ስዊዛውያን የዕሩኽዝርከብዎም: ኣብ ቅድሚ ቤተ ጽሕፈት ፈደርላዊ መንግስቲ ሰዊዘርላንድ(Bundesplatz) ብዓይነቱ ፍሉይ ዘኾነ ሰፊሕን ዕውቱን ሰላማዊ ሰልፊ ተኻይዱ:: እዚ ሰልማዊ ሰልፊብኮሚቴ መኣዲ ዘተ ኤርትራውያን ንፍትሒ ዝተመደበ ኮይኑ: ምስ ተዳናገጽቲ ሰደተኛታት ዝኮኑ: ስቪክ ማሕበራት: ማሕበራት ገበርቲ ሰናይ: መሕበርሰብቤተ-ክርስትያን: ወልቀሰባት ካብዝተፋላልዩ ፖሊትካዊ ሰልፍታት ስዊዝን : ከሙኡንውህደት ሰደተኛታታትን ኣብ ሕብረተ-ሰብ ዝነጥፋ ኣካላት: ኤርትራውያን ውልቃውያን ተጣብቕቲ ሰብኣዊ መስላት ዘኣምሰላ : ብዝተዋሃሃደ መልክዕ ዝተዓመመ ኢዩ::