ጉዕዞ ንቦሎኛ ክንስዕስዕ ወይ ክንነብዕ?? – 1ይን 2ይን ክፋላት [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/06/Bole_Weldu.pdf"] June 24, 2014 7:07 pmassenna902252Views SHARE
MightyEmbasoyra June 24, 2014
ኣቶ ወልዱ፣
ጽሕፍካ ኣዝዩ ጽቡቕ ኔሩ፤ የግዳስ ከም ገለ ውሑዳት ሰባት ተዘይረኺብካ ዝሰምዑ፣ ጸማም እዝኒ ክምዝህብዎ ኣይትጠራጠር። ስለምንታይ እዞም ናብዚ ዝኸዱ ሰባት ከምዝስዕቡ ‘ዮም:
1. ደሞም ዝወድኡ ወይ ድማ
2. ጠሪሶም ኢንተርነት ዘይንብቡ ወይ ድማ
3. ኤርትራ ናይ ህግደፍ ጥራይ ክምዝኾነት ዝኣምኑ “ሞ ንህግደፍ ዘይድግፍ ሞትኳ ክውሕዶ በሃልቲ ወይ ድማ
4. ሰብ ጠቕሚ። ምስ ህግደፍ ሽርክነት ዘለዎም ወይ ድማ
5. ኤርትራ ንዕኣቶም ዘይትምልከቶም ስለዝኾነት ህዝባ ይጥፋእ ኣይጥፋእ ዘይዓጦም
ወዘተረፈ
Teclay June 25, 2014
Mightyembasoyra
Exactly nothing to add.
m June 25, 2014
hgdef they dont care about Eritrean pepole becuase they are not Eritrean
efrem June 25, 2014
Exactly brother!nothing to add.
ERITRAWIT June 25, 2014
Adetat metakatey N Italy ktbekya zeykedkensee kts-sa Melhasken keytasfa sbah ngo kwegeh eu!!!!!!!
Elias June 25, 2014
ytref deki adam insisatat arawitin bmot nay “btsayom” yhaznu iyom. haramiz/ elephants/ muwut harmaz interekibom ab zuriyaU kebibom “hazenom” ygeltsu. askerien nay zimote harmaz interekibom regitsomo ayhalfun iyom. bihabar neti askerien bhamed keydefeniwo regitsomo ayhhalfun iyom. hgdefawyan gina ytref mis sebat mis insisa win kiwedaderu zeykiIlu zefenfinu fitretat iyom.
foo hgdef June 26, 2014
ዝኸበርካ ወልዱ ተኽለ
መጀመርያ ዝኸበረ ሰላምታይ ተቀበል ቀጺለ ክብለካ ዝደሊ እዚ ዓቕምኻ ክእለትካ ብግቡእ ክትጥቀመሉ ኣይጸናሕካን : ኩሉ ጽሑፋትካ ስመኤድሃ ኣይትተንክፍዎም እምበር ከምዚ ሕጂ ክትጽሕፎ ጀሚርካ ዘለኻ ኣይኮነን ነይሩ :: ንሕድነት ንፍቕሪ ዝጉስጉስ ጽሑፋት ከተፍሪ ፈትን :: እዚ ታሪኽ ስለዝኾነ : ህዝቢ ብጽቡቕ ክዝክረካ ምእንቲ :: ሰባት ኣይተምልኽ ተስፉ ጽብሃ ክትብል ልክዕ ከም ኢሰያስ ኣፍጨርቂ ሆሆሆ እንዳበሉ ዘምጽእዎ : ከማኡ ዓይነት ኢኻ ክትከይድ ጸኒሕካ :: እዚ ጌጋ እዩ ህዝቢ ኤርትራ ሕጊ እምበር ሰብ ክመርሖ ከምዘለዎ ክትምህሮ ፈትን :: ጽቡቕ እንተሰሪሑ ህዝቢ ባዕሉ ክምስክረሉን ከኽብሮ እዩ :: ዝሰረሐ ዘይብሉ ብቲፎዞ ናብ ቅድሚት ስለዝመጸ ብኣምልኾት ኣይተዋዓዉዕሉ ::
Berhane Tekle June 27, 2014
The aim of bologna meeting 1974 was to mobilize
our people to fight for freedom and justce,not
to suport dictators.
These wild animals pfdj must be slaughter in Bologna.
wolde June 30, 2014
ህግደፋውያን,
ኣብ ቦሎኛ, ሓደራኹም እዛ ትስዕብ ደርፊ ድረፉለይ።
„ዓሳታት ናይ ባሕሪ ፌስታኹም ኣኽብሩ
ሳላ ጀነራላትና ደቅና ተደረሩ።“
እዛ ትስዕብ ደርፊ
„ዓሳታት ናይ ባሕሪ ፌስታኹም ኣኽብሩ
ሳላ ሰራዊትና ዘማች ተደረሩ።“
1977 ከተማ ባጽዕ ክትትሓዝ ከላ
ንዝሞቱ ሬሳታት ኢትዮጵያ ተደሪፋትሎም።
!!! ግፍዒ !!! ግፍዒ !!! ግፍዒ !!!
ንሬሳታት ኤርትራውያን እኳዋ ሽዑ ግዜ እውን ብሳዕሳዒት ኢና ነፋንዎም ነይርና።