ሕጂ’ውን ክንብልበለ’በር ኣይተኾዖን: ካብ በሃሊኡስ ደጋሚኡ !
ክንብል በለ’በር ኣይፈሰሰን: ድንክል በለ’በር ኣይተኻዕወን: ንኽጸድፋ ኢልካዶ ትነንወን: ዝገዯደ ድማ ኣጆኽን ዝብልወን፡ ካብ እግሪ መልሓስ’ንዱዩ ዝዕንቀፍ: ክንዱ ምእራሙ ‘ታይ ኣበለና ገፍገፍ: ንኸይትጸድፍ’ኳ ቆንጠጠፈ ዝሕቖፍ : እወ! ተጋግየ ንምባል ንምንታይ ንስከፍ [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/10/Abeba_poem_3.pdf"]

ክንብል በለ’በር ኣይፈሰሰን: ድንክል በለ’በር ኣይተኻዕወን: ንኽጸድፋ ኢልካዶ ትነንወን: ዝገዯደ ድማ ኣጆኽን ዝብልወን፡
ካብ እግሪ መልሓስ’ንዱዩ ዝዕንቀፍ: ክንዱ ምእራሙ ‘ታይ ኣበለና ገፍገፍ: ንኸይትጸድፍ’ኳ ቆንጠጠፈ ዝሕቖፍ : እወ! ተጋግየ ንምባል ንምንታይ ንስከፍ