ዓውድኻ ከም ዘርእኻ። (3ይ ክፋል)
ግርም!…. ክቡር ኣቶ ዘመንፈስ፣ እወ ሓቅኻ ኩላትና ኢና ንሕተት፣ እንተኾነ ግን ብማዕረ ዘይኮነሲ ከከም ኢድና ኢና ንሕተት። በዚ መንጽር’ዚ ድማ ኢዩ ተራ ኢሳያስን ቅዲ-ኣመራርሕኡን ዝምዘን።