https://www.youtube.com/watch?v=Drl860gNx0g&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=Drl860gNx0g&feature=youtu.be
ሽሞንተ መጋቢት ዓለምለኻዊ መዓልቲ ደቕኣንስትዎ ናይዚ ዓመት 2017 ንምብዓል ዕንቛእ ኣብቓዓና እናደበልኩ መልእኽቲ ጽሑፈይ ብፍሉይ ንኤርትራዊያን ዲቒ ኣንስትዮ ዘተኮረ እዩ። ናይ ሎሚዘበን አህጉራዊ መዓልቲ ደቅንስትዮ’ውን ከምተን ዝቐደማ ዓመታት ድሕረ ናጽነት ሃገረና ጡዑም ወረ፡ ቕሳነት፡ ሰላምን ፍትሒ አብ ዝተሓረምናሉ መዋእል ሰጢምና ንሰግሮ ስለዘለና ሓዘን ይሰዓኒ። ስጋብ መዓስ
Many victims are thought to have been people who scavenged for a living at Koshe landfill site At least 30 people have been killed and dozens more hurt in a giant landslide at Ethiopia’s largest rubbish dump, officials have said. Dozens of homes of squatters who lived
መእተዊ እዚ ጽሑፍ ትርጉም ናይቲ ብይን ቤት ፍርዲ ናይ ሓርበኛ ስብሓት ኣበራ ምራጭ ፥ ኣባል እቲ ምስጢራዊ ውድብ ፡ ምንቅስቓስ ሓርነት ኤርትራ ወይ ማሕበር ሸውዓተ ዝምልከት እዩ ። ኮይኑ ፤ ክሱስ ቁ፡2 ስብሓት ኣበራ ብጥቅምቲ 1961 ፡ ኣብ ፈተነ ቅትለት መልኣከሰላም ዲሜጥሮስ ማለት ምክትል መራሒ መንግስቲ
https://www.youtube.com/watch?v=8Sg5GzRngvo&feature=youtu.be
ዝኸበርንን ዝኸበርኩምን ደቂ ሃገርና፥ ደጋጊምና ከምዝገልጽናዮ፥ ብደረጃ ሃገር ዓባይ ብሪጣንያ እተማእክለና ዓባይ ኮሚቴ ክነቕውም መዲብና፥ ክንሠርሓሉ ድማ ጸኒሕና። ኣብ መብዛሕትኤን ዓበይቲ ከተማታት ዓባይ ብሪጣንያ ሕዝባዊ ኣኼባታት ኣካይድና፥ እማመ ሓድነት ከኣ ናብ ሕዝቢ ኣቕሪብናዮ። ኣብቲ ሕዝባዊ ኣኼባታት ዝተሳተፉ ኤርትራውያን፥ ኣብ ከከባቢኦም ኮሚቴታት መሪጾም ከምዘቖሙ፡ ኣብ እዋኑ
WORLD DAY AGAINST CYBER-CENSORSHIP REPORTERS WITHOUT BORDERS (RSF) ISSUES REPORT ON ONLINE SURVEILLANCE AND CENSORSHIP On World Day Against Cyber-Censorship, Reporters Without Borders (RSF) is releasing areport denouncing the readiness with which leading Internet companies submit to the demands of authoritarian regimes in order to profit. RSF is
https://www.youtube.com/watch?v=Wmr4D1uCY8U&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=79c_AyLam4I
On this day, March 8, the women of the other world are celebrating for breaking chains of oppression to empower all women of the world, setting themselves free to work side by side with all men to make the world better and safer. Because of
RSF OPENS FIRST CENTER FOR PROTECTION OF AFGHAN WOMEN JOURNALISTS On the eve of International Women's Day, Reporters Without Borders (RSF) is proud to announce the opening of Afghanistan’s first center for the protection of women journalists. RSF has gone to Afghanistan to inaugurate the center, called “Center for
ስርዓት ህግደፍ፡ ጥፍኣትን ብርሰትን ኢዩ ቁጠባዊ ብርሰት ብርሰት ኣብ ዋንነት ታደሰ ኪዳነ በርሚንግሃም 06/03/2017 ናይ ስነ-ቁጠባ ምሁራት “ቁጠባ ካብ ፖለቲካ ነጺልካ ዝረአ ኣይኮነን” ክብሉ ጽሒፎም ኢዮም። ትንታኔኦም ምስ ንቡር ፖለቲካዊ ምሕደራ ዝተኣሳሰር ክኸውን ኣለዎ። ኣብ ሓንቲ ብርሰት ሰብ ዝረኣየላ፡ መንግስታዊ ቅርጺ ዘይብላ፡ንጉሆ ንጉሆ ብሓደስቲ መምርሒታት ጥራይ እትመሓደር ሃገር ክህሉ
https://www.youtube.com/watch?v=t3M5MPibZms&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=n8fReNJB-9A&feature=youtu.be
ውልቀ መላኺ ስርዓት ህግደፍ፡ ነቶም ብሕሰም መነባብሮ፡ ገደብ ግዜ ዘይብሉ መደብ ግዱድ ዕስክርና፡ ብፍትሒ ኣልቦን ጭቆናን ሃገሮም ገዲፎም ናብ ስደት ዝነፍጹን ኣብ ጉዕዞኦም ንሞትን ማእሰርትን ዝቃልዑ ዘለዉ ኤርትራውያን፡ “ብህይወቶም ዘይግደሱን ዓያሹን’ዮም“ ክብል ወንጂልዎምን ጸሪፉዎምን። ስርዓት ህግደፍ፡ ከም መቀጸልታ ናይቲ ሓንሳብ ብስቅታ፡ ካልእ እዋን ድማ ኣበራቱ
https://www.youtube.com/watch?v=FHW5RTfAtvs&spfreload=5
https://www.youtube.com/watch?v=fVxsQQ0C0EM&feature=youtu.be
About 30,000 Eritreans live in Israel, where a dangerous voluntary resettlement plan is being criticised. by Yermi Brenner Multimedia Journalist Berlin, Germany - The most crucial decision for a person forced to flee their homeland is where to seek asylum. That is the hard lesson learned by Yemane Mesgen on
ኣብ ጉዳይ ኤርትራ ናይ ቀረባ ኣፍልጦ ዘለዎም ፕሮፌሰር ጋይም ክብረኣብ መምህር ኣብ South Bank University፣ ለንደን፣ ፕሮፌሰር ሪቻርድ ሪድ መምህር ኣብ SOAS ዩኒቨርሲቲ፣ ለንደን፣ ከምኡ ‘ውን ጋዜጠኛን ጸሓፍን ሚስተር ማርቲን ፕላውት፣ ብ 28 ለካቲት ኣብ ቅድሚ ሽማግለ ጉዳያት ወጻኢ ፓርላማ ዓባይ ብሪጣንያ ቀሪቦም፣ ብዛዕባ ፖለቲካውን
The coral wall rose from the depths of the Red Sea, a vast and multicolor canvas brimming with sea life. I swam alongside it for 200 feet, past tangled branches, swaying ferns and brain-like spheres, and then dove toward the ocean floor. [gview file="http://archive.assenna.com/wp-content/uploads/2017/03/scuba-diving-in-eritr.pdf"]
ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ኣካያዲት ስራሕ ዞባ ደቡብ ማለት ከም ምኽትል ኣመሓዳሪ ዞባ ኮይና ተመዲባ ትሰርሕ ንዝነበረት ፋና ተስፋማርያም ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት ከምዝኣሰራ ምንጭታት ሓቢሮም። ብመሰረት ‘ቲ ሓበሬታ፣ እታ ኣብ ሓደ ካብ ዞብታታት ኣስመራ፣ ቀጺላ ኣመሓዳሪት ከተማ ባጽዕ፣ ሕጂ ኽኣ ከም ኣካኣዲት ስራሕ ኣብ ዞባ ደቡብ ኣብ
ህዝብና ተኸባቢሩን ተፋቒሩን ዝነባበሩ ሕጊ መስሪቱ ብሰላም ዝነብር ህዝቢ ኢዩ ኔሩ። ብፍላይ ንደቂ ኣንስትዮ ዝነበሮ ክብሪ ልዑል ክም ዝነበረን ኩሉ ዝፈልጦን ዝዝክሮን ኢዩ። ጣልያን ንሃገርና ድሕሪ ምእታዉን ግዝኣቱ ምዃና ካብ ዝኣወጀሉን ንመራሕቱ በብሓደ ኣጥፊኡ ህዝቢ ከም ዝበታተን ምስ ገበረ ኢዩ ባህሉን ልምዱን ክግሃስን ክብለልን ዝጀመረ።
ፖለቲካዊ መናውር። 1ይ ክፋል፡ 01.03.17፡ ከም መእተዊ ንእሽቶ ካብቲ ዝሓለፈ ክደግም፡- ኣብ ወተሃደራዊ ስርሒት ብገለ ክፋል ናይ ዕርዲ ጸላኢ ሃንደበታዊት፡ ጽዑቕትን ሓጻርን ናይ መናውር ተኹሲ ንፍኑ ነበርና። ዓላማኣ ካብቲ ብድቕድቕ ጸልማትን ጸጥታን ዝተጎብአ ሰላማዊ ዝመስል ሰንሰለታዊ ጎቦታት ብዝፍኖ መልሰ-ተግባር፡ ዝርጋሐ ፣ ኣተሓሕዛ ሰቡን ኣጽዋሩን ንምፍላጥ ወይ ድማ
https://www.youtube.com/watch?v=xeQ2fWyFwq4&feature=youtu.be
ህዝቢ ኤርትራ፣ ዋላ'ኳ ብኸቢድ መስዋእቲ ኣማኢት ኣሽሓት ክቡራት ደቁ ዝተረኽበ ናጽነት ሃገርና ክዉን እንተገበረ፡ ዝሓለፈ 25 ዓመት፡ ሕማቕ ኣጋጣሚ ኯይኑ ብሰሪ ገባትን ጨቋንን ስርዓት ህግደፍ ከምኡ`ውን ሰኣን ሓያልን ብቑዕን ዝተጠርነፈ ህዝባዊ ውደባ ዘይምህላው ዋንነት ስልጣን ህዝቢ ተጨውዩ፡ እቲ ኩለ ዝተኸፈሎ መስዋእቲ፡ ንህዝቢ ኤርትራ ዝሓሸ ህይወት
ካብ መዓስከራት ስደተኛታት ኢትዮጵያ ብደላሎ ተኣኻኺቦም፣ ብዘይሕጋውያን ኣሰጋገርቲ ናብ ሱዳን ዝጓዓዙ ዝነበሩ 76 ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ወጋሕታ ሰዓት ኣርባዕተ 25 ለካቲት ኣብ ከባቢ ሓምዳይት ብዘጋጠሞም ዘሰቅቕ ተደጋጋሚ ሓደጋታት መኪና ከም ከምዝሞቱ፣ ኣብ ሱዳን፣ ከተማ ገዳርፍ ዝርከቡ ኤርትራውያን ንሓለፍቲ ጸጥታ ናይቲ ከተማ ብምውካስ ሓቢሮም። ብመሰረት ‘ቲ ካብ ጸጥታ