ደልይቲ ፍትሒ ላስቬጋስ ካብ ወርሒ ሓምለ ወርሓዊ ንኣሰና ከዋጽኡ ጀሚሮም ደለይቲ ፍትሒ ላስቬጋስ ከምቲ ኣብ ኹሉ መዳያት ንፍትሒ ዝገብርዋ ቓልስን ተወፋይነትን ንሬድዮ ኣሰና ንምስሳን ብወልንተኦም ካብ ወርሒ ሓምለ ዝጅምር ወርሓዊ 10 (ዓሰርተ)ዶላር ንምውጻእ ወሲኖም። እዞም ደለይቲ ጽቡቕ ህዝቢ ኤርትራ ዝኾኑ ተቐማጦ ላስቬጋስ ነታ ዘይትሕለል ሬድዮ ኣሰና ንምስሳንን
ዘፋነኻዮ ጋሻ ኣይመለስካ! ጉድ ረኺባ ቦሎኛ ደንጹዋ’ሎ ደንጺዩዋ ዘፈነዎቶ ጋሻ ብሑጋ ተመሊሱዋ ሰብ ምርጋጽ ዝለመደ ኣብ ሳዋ ብዘይ ምኽንያት ኣይኮነን ቀዳሞት ‘ዘፋነኻዮ ጋሻ ኣይመለስካ! ምባሎም ስለ ዝፈለጡ’ዮም ከም ዘስዕብ ጥፍኣት ህዝባዊ ግንባር ከሎ ዝገደፋ ቦሎኛ ብኽብረት ህግደፍ ምስ ኮነ ንቦሎኛ ምልስ ምባሉ ብድፍረት ወይ ዕብዳን ኢዩ ወይ ንዕቀት ሕስረት’ዩ ታሪኻዊ ውርደት ናይ ጥዕና
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/07/ቦሎኛ-7-2014.pdf"]
ህግደፋውያን ጉዶም ፈሊሑ ካብ ዝድግፎም ዝቛወም በዚሑ Tesfamariam W/Giorgis 05/07/2014 Norway ኣንታ ናይ ሎም ዘመንሲ ንበይናያ ከካብ ዘላቶ ተኣኪባ ፍትሒ ደልያ ተቓውሞ ከርኢ ኣብ ቦሎኛ ኢታልያ ዓገብ ሬሳ ረጊጽክን ክብለን ንዝላሃያ ኣውራ ዘሐጎስና ዘሎ ናይ ሎም ዘመን ዓበይቲ ዓዲ ዝተኻፈሉ ምስ ሙሁራን ተበራቢሮም ህዝብን ሃገርን ንምድሓን እዚ ምልክት ውድቀትዩ ንህግደፋውያን ብድያቆናት በቕሽሽቲ ብሸኻት ተዓጂቡ ህዝቢ ጥልያን ናይ ሕልና
ቅንያት ‘ሃገር ጥራይ ትሃሉ’። 05-07-14፡ ከምቲ ናይቲ ጨጓር ከልቢ፡ ወያ ‘ኣላትና’ እንብላ ሃገርና ምህላዋን ዘይምህላዋን ካብ እንስከፈላ ሓያለይ’ዃ እንተሓለፈ፡ እንሆ ድማ ሎ ሚ ደረጃኡ ብዘየገድስ ኩሉ ኣባል ህግደፍ ኣውራ ድማ ሰበ-ስልጣናትን ኣለዉ ዝበሃሉ ስነ-ጥበበኛታትን ብእግሪ ኣያ ዑቕባይ ንንግደት ቦ ለኛ ክጽንበሩዎ እንተተኣዘዙ ግደፍ ከምቲ ቀደሙ “ሳላ’ዚኦም
We, Eritrean Canadians who have been victimized by the illegal activities of the Eritrean government representatives here in Canada, call upon the Canadian government to shut down the Eritrean consulate in Canada immediately. Since the consulate has already defied Canada’s repeated demands to stop soliciting Diaspora (extortion) tax,
ዕብዳንን ሓቅን ገጽንገጽ ክፋጠጣ ህግደፍ ነታ ትልኽ ትብል ዘላ ሕይወቱ ትንፋስ ንምስኳዕ ካብ ነዊሕ ጀሚሩ፡ኣብ ውሽጢ ሃገር ብሽም ሰማእታትን ብሽም ምድምሳስ ናደውን ውቃውን እትን እናበለ ፌስታቫል ኣዳልዩ፡ደረፍትን ሳዕሳዕትን ብምውዳብ ኣንፈት ህዝቢ ንምጥምዛዝ ብዙሕ ፈቲኑ’ዩ። ኣብ ወጻኢ መሳርሒ ብዝኾኑ ሰባት ተማእኪሎም ኣብ ስዊድን።ኣብ ስዊስ ፡ሳዕሳዒትን ዳንኬራን፡መዓልቲ ናጽነት፡ሓዲሽ ዓመት ብምባል
https://www.youtube.com/watch?v=9x1aO6_HdWo&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=2zsoNSBpAww
https://www.youtube.com/watch?v=KL-q-uGHp_8
https://www.youtube.com/watch?v=xQ0n3zbuR1Y&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=aRIEl9sh0Iw&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=yO93Gbcp3-s&feature=youtu.be
ኣንታ! ለታይ ተላዓሊ ንኺድ ዓድና ኢልኩም ዶ ኣይተፋነኹማን ‘ታ ቦለኛ ‘ታይ ኣምጽኦ ሕጂ ሃንደበት ቅልውልው ድሮ ናጽነት ዶ ኣይበልኩማን ቻው ቻው? [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/07/BOLOGNA-2014.pdf"]
https://www.youtube.com/watch?v=CbSIFKY0O4U&feature=youtu.be
ህዝቢ ኤርትራ ከምቲ ስርዓት ህግደፍ ዝብሎ “ሓደ ህዝቢ፡ ሓደ ልቢ” ክኸውን ኣለዎ እኳ እንተ ዘይበልና፡ ኣብ ገለ መድረኻት ናይ ሓባር ዓላማን ናይ ሓባር ጸላእን ክህልዎ ናይ ግድን ኢዩ። ኣብዚ መድረኽ’ዚ ነቲ ዝፈላሊዮ ንወሰን ሓዲጉ በቲ ዘራኽቦ ሓቢሩ ክሰርሕ ናይ ግድን ይኸውን። ህዝቢ ኤርትራ ኣብ’ዚ መድረኽ’ዚ
Eritrea president targeted by new Swedish law Last updated: 2 July 2014 Swedish law firm reports Isaias Afewerki and several ministers to the police for crimes against humanity. Several top Eritrean leaders have been reported to the police for crimes against humanity by a Swedish law firm, as a new law took effect enabling
ቦሎኛ !! ናይ 10 ሽሕ ድምጺ ብ100 ሽሕ ዜጋታት ብወልደየሱስ ዓንደማርያም ብዛዕባ ህ.ግ.ደ.ፍ. ዘቃልሖ ዘሎ መበል 40 ዓመት ዳንኬራ ቦሎኛ ድኣ፡ ገለ ዘይትሕንጥጥ? ክብለኒ እዩ ዝቐነየ እቲ ሕልናይ። ድሕሪ መልእኽቲ ናይዞም ዓበይቲ ኣቡናት እሞ፡ እንታይ ክጽሓፍ። እንታይ እዩ ኸ ክንበብ? ድሕሪ ቃለ-መጠይቕ ደጀን ሰባር ካርሸሊ ኸ እንታይ እዩ
Fetsum: From the Forum II Quote of the moment: Try to go deeper than your emotion; to effectively flow with the universal motion. Stick with the goodness rather than your pride; by challenging your unfairly polluted mind “The Berber Spring was a period of political protest and civil activism in
Notice for Justice Seekers (ሓበሬታ ንደለይቲ ፍትሒ ) ቦታ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ቦለኛ Demonstration Venue: Via Stalingrado 83 Bologna, Italya Contact number for justice seekers in Bologna: 00393511514189
ኣብ ከተማ ሚላኖ ዝርከቡ ቆንስል ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስን መሓዮታቱን፣ ኣብታ ከተማ ዝርከባ ኣዴታት እቲ ስርዓት ኣብ ቦለኛ ከካይዶ መዲቡዎ ካብ ዘሎ ፈንጠዝያን ዳንኬራን ከይተርፋ ምእንቲ፣ ን 7-8 ግዜ ብቴለፎን እናደወሉ፣ “ኣብቲ ውራይ ንነፍሲ ወከፍክን መደብ ስራሕ ተዋሂቡክን ስለዘሎ ፣ ብሰንኪ ምትራፍክን እቲ ተመዲቡልክን ዘሎ ስራሕ