ሬሳ ናይዝጊ ክፍሉ ኤርትራ ከይዱ ከይቕበር ተኸልኪሉ ዝብል ወረ እንሆ ወርሑ ሒዙ። ካብ ሕድሪ ስውኣት ዝጠለመ ከሓዲ ሰናይ ምጽባይ ካብ ዝቐብጽ ዛጊት ልዕሊ ዓሰርተ ዓመታት’ካ ኣቑጺረ እንተኾንኩ ከምዚ ዝኣመሰለ ሕሱር ተግባር ዋላ ካብቲ ብቱኽ ተባሂሉ ዝፍንፈን ስሑው’ውን ኣይተጸበኹን። እቶም ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ዘለዉ ሓለፍትስ ኣብ ከባቢ’ቲ
ሬሳ ናይዝጊ ክፍሉ ኤርትራ ከይዱ ከይቕበር ተኸልኪሉ ዝብል ወረ እንሆ ወርሑ ሒዙ። ካብ ሕድሪ ስውኣት ዝጠለመ ከሓዲ ሰናይ ምጽባይ ካብ ዝቐብጽ ዛጊት ልዕሊ ዓሰርተ ዓመታት’ካ ኣቑጺረ እንተኾንኩ ከምዚ ዝኣመሰለ ሕሱር ተግባር ዋላ ካብቲ ብቱኽ ተባሂሉ ዝፍንፈን ስሑው’ውን ኣይተጸበኹን። እቶም ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ዘለዉ ሓለፍትስ ኣብ ከባቢ’ቲ
ጅግና ኔርካ ተቓላሳይ ተባዕ ኔርካ ተኳሳይ ኣብ ዓውዲ ኲናት ቀላሳይ ዘይተዋላዋላይ ንቕድሚት መራሻይ ኣብ ባሕሪ ኤርትራ ሓምባሳይ ንህይወትካ ዘይትንሕፍ ክሓልፍ በሃላይ ኣብ ክንዲ ብጻዩ ዝውፈ ዘላላይ ታሪኽካ ተለዊጡኒ እንታይ’ዩ ወሪዱካ ሎሚ ኩነታትካ ገሪሙኒ ጋህዲ ዲዩ ሕልሚ ርእስኻ ኣድኒንካ ፈዚዝካ ብጣዕሚ መዐንዘዚ ዲዩ ተገይሩልካ ወይስ ዘልሚ ተዳሂልካ ዲኻ ወይስ ሞይትካ ውሒጡካ ሰልሚ ደምበርበር እምበር ኢልካ ከም በዓል ጋህሚ ሎሚ
ተስፋማርያም ወልደጊዮርጊስ 03/03/ 2012 Norway እዞም መንሽሮ ሃገር መንሽሮ ህዝቦም ብጡሙዩ ዝምሕሉ ዝጸገበ ኣምሲሎም ዓዲ ንክመላለሱ ህግደፍ ከይኽልክሎም ዘየለ ዘውርዩ ድኹማት ሸየጥቲ ሕልናኦም ብህግደፍ ሪዒዶም ንህዝቦም ዝኸሓዱ ብደገን ብውሽጥን ንዑቓት ዝተዋረዱ ተቕትሉናለኹም እናተባህሉ ዘይፈግዱ ፍንፉናት ብህዝቦም ኣብ ዝኸዱ ተኸዱ እምነቶም ዘርሓቑ ፈራሓት መንደላሓቕቲ ንጥቕሞም ዝሓልሙ ብመዓቲ ብለይቲ ቆራዲድ ስሚ ሃገር መርዛማት ዓዘቕቲ ጥዑያት ዝመስሉ ናይ ጸልማት ሰለይቲ ህግደፍ ዘዋፈሮም
ኤርትራዊት ኣደ ባዓለልቲ ድርብ ጊደ፡ ትዋጋእ ከምሰራዊት፡ ትወልድ ትዝምድ ከም’ደ። ናይ ገዛኣ ዘዉዲ፡ ናይ ሃገራ ዕርዲ፡ ናይ ሞራል ማኣዲ። ኤርትራዊት ምጭዉቲ ምልክዕቲ፡ ወዘሪት ኣፍሪቃ ዓይኒ ከዋኽብቲ፡ ሰፊሕ ልቦንኣ ተማኽር ተዛቲ። ጅግና ሓፍተይ ኤርትራዊት፡ ብረታ ተሓንጊጣ ኣብ በረኻ ዝሐደረት፡ ሞራል ተጋዳላይ ዝደረበት ዝደርዔት። ቁልቁለት ወሪዳ ንዓቐብ ትደግም፡ ኒሕ ዝቕናታ ዘይትደክም፡ ናብ መስዋእቲ ትጎዪ ትቕድም። ናብ ታንክታት ዝደየበት ነብሪ፡ ግንባር ጊንዳዕ ዉዒላቶ ወፍሪ፡ ጎልጎል ኣምሁር
[embed]http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2012/03/Bayto_leadership.pdf[/embed]
Chris Guillebeau Sitting in the Madrid airport cafeteria, I contemplated two recent challenges in travelling the world. The first was completely my own fault - in planning back-to-back trips to Eritrea and Chad, I had confused the date. When your flight leaves around midnight or arrives
ኣብ ኤርትራ ዘሎ ኵነታት ንስርዓት ህግደፍ ኣዝዩ ዘሰክፍን ዘፍርሕን እናኾነ ይኸይድ ኣሎ። ስለዝኾነ፡ ህግደፍ ብዝከኣሎ ክቈጻጸሮ ይፍትን ኣሎ። ነቲ ጕዳያት በብሓደ ንርኣዮ። - ኣብ ሰራዊት ዘሎ ሓይሊ ሰብ ብብሄረ ትግረ ጥራይ ስለ ዝተዓብለለ፡ መራሕቲ ሰራዊት ከምቲ ልሙድ ብትግርኛ ኣኼባ ክመርሑ ስለ ዘይከኣሉ ኣኼባታት ብትግረ ክካየድ ኣለዎ
By BRITTANY PENLAND - McClatchy Newspapers CHARLOTTE, N.C. - As a daughter of freedom fighters from East Africa, Meron Fessehaye understands the importance of independence, she said. Her father, an Eritrean native, volunteered as a medical aide, helping Eritrean wounded during the fight for independence from Ethiopia.
ረሳዕቲ እንዲና ናጽነት ጥራይ-------- እሞ ትምጻእ ረፈረንዱም--------------እሞ ይወዳእ ቅዋም -----------እሞ ይጽደቕ ሽዑ ጉሒላ ------ኽጭፍለቕ ክብሃል ድሕሪ ምጽናሕ ኣሳቢብካ ኩናት ምስ ጎረበትካ ምኽፋት ልብኻ ብኽፋእ መሊእካ ምሽፋት፡፡ ሕጂ ድማ ሓዲሽ ጭርሖ ኩናት እሞ ደው ይበል ዓቃቤ ሰላም እሞ ይእተው ዶብናሞ ይተሓንጸጽ ብድሕሪኡኸ ዓለም ዘርያትና ወያኔ መኻልፍ ጌሮምልና ኣሜሪካ ተጻቢኣትና ሕብረት ኤውሮጳ ስቕ-ኢሎም ርእዮምና ሕብረት ኣፍሪቃ መአከቢ ዘይጠቕሙ ኮይኑና እምበር ንሕናስ---- ጽዒርና--ለፊዕና ብምግቢ ነብስና ክኢልና ጥሜት የልቦን
By Scholarios Gennadius The rightful occupant of the Episcopal throne of the Eritrean Orthodox Tewhado Church is widely known to have been unlawfully detained in an undisclosed location within the general confines of Amasra, Eritrea for approximately 7 years and an uncanonical claimant has been occupying
BY AMARE GEBREMARIAM GEBRE “If we no longer treat the dead with dignity what hope is here for the living” Condolences to the family of Naizgi Kiflu that is to his wife, his son and daughter and relatives. People say that you can measure how civilized a country
ተበግሶ ማሕበር ደቂ- ኣንስትዮ ኤርትራ ኣብ ጀርመን e.V Initiative Eritreischer Frauenverein in Deutschland e.V 8 መጋቢት ዓለም-ለኸ መዓልቲ ደቂ-ኣንስትዮ ን10.03.2012 ፍራንክፎርት ጀርመን 8 መጋቢት ኣህጉራዊት መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ፣ ኣካል ናይቲ ንሰብኣዊ ክብርን ፍትሓዊ ስርዓት ንምትካልን ኣብ መላእ ሕብረተ ሰብ ዓለም ዝተኻየደን ዝካየድ ዘሎን ቃልስታት ኢዩ ። 8 መጋቢት