Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

እዚ ኣርእስቲ 'ዚ፡ ኣብ መብዛሕቱ ሕብረተሰባት፡ ብፍላይ ድማ ኣብ ሃገርና ኤርትራ፡ ዓብን፡ ተነቃፍን ከምዚኾነ፡ ብደንቢ ዘይግንዘብ ኣንባቢ ክህሉ ኣይኽእልን። ከምኡ ክንሱ ግን፡ ምስ ርዝነቱን ዕብየቱን ዝሳነ፡ ነብሱ ዝኸኣለ፡ ብዙሕን ዓሚቅን ናይ ትግርኛ ወይ'ውን ናይ እንግሊዝ ጽሑፋት ቀሪቡሉ'ዩ ክብሃል ኣይካኣልን፡፡ (ብዓረብ ወይ'ውን ብኻልእ ቋንቋታትና ተጻሒፉሉ ክኸውን

READ MORE

ሓውሲ ደሴት ሲናይ እንክልዓል ኣብ ኣእምሮኻ ቅጅል ካብ ዝብሉኻ ነገራት ሓደ እቲ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዝትረኽ ዛንታ ስደት ሙሴ ኣብ በረኻታት ሲናይ እዩ፡፡ ሙሴ ሕነ ናይቲ ብጎይትኡ ተቐጥቂጡ ተወላዲ ሂብሩ ዝኾነ ጊላ ፈድዩ፡ ካብ ምድረ ግብጺ ናብ በራኻ ሲናይ ከምዘተሰደ ዛንታ ስደቱ ይገልጽ፡፡ ብዝኾነ ዕላማን መበገስን ናይዚ

READ MORE

ኣብ ስርዓት ህግደፍ ብደረጃ ሚኒስተርነት ዘገልገለ የማናይ ኢድ ውልቀመላኺ ኢሳያስ ኣፈወርቅን ቀንዲ ዓርኩን ናይ ዝነበረ ሬሳ ነፍሲሄር ናይዝጊ ክፍሉ፡ ከምቲ ልሙድ ንላዕለዎት ሓለፍቱ ዝገብረሎም ስነስርዓት ቀብሪ ጥራይ ዘይኮነ፡ ዋላ ኣብ መሬት ዓደቡኡ ከይተረፈ ሓመድ ኣዳም ከይለብስ ሬስኡ ናብ ኤርትራ ምእታው ኢሳይያስ ስለዝኸልከሎ፡ ንመበል 43 መዓልቱ

READ MORE

ብገዛኢ ኪዳነ እስከ ንስማዓዮ ናይ ህዝብና ድምጺ ኣውያት ኣሎ ካብ ርሑቕ ዝፋጺ፡ ኣድሕኑኒ’ዩ ዝብል ቃሉ ስምዕዎ ዓማጺ ንወግድ ህዝብና ክርህዎ።   እቲ ንዓና ዝወለደ ማህጸን ኤርትራና ኣድሕኑኒ ይብል ኣሎ ንኽፈቶ እዝንና፡ ንስማዓዮ ድምጹ ነስተውዕል ኣውያቱ ህዝብና ብምልኪ መሰሉ ተዘሚቱ።   ኣታ መን ኢኻ ኣብ ኣመሪካ ዘሎኻ ኣብ ኤውሮጳ ኣብ ስደት ዝበለኻ፡ ኣብ ኣውስትራልያ ርሑቕ ማዕዶ ወዮ ህዝብና እምበር ረኸበ

READ MORE

ሰላማዊ ሰልፊ፡ ኣብ ከተማ ፍራንክፎርት ሃገር ጀርመን ንቀዳም ዕለት 24 መጋቢት (March) 2012 ኣንጻር‘ቲ ሕሱም ዲክታቶርያዊ ጉጅለ ህግደፍ ኣብ ጉዳይ ሃይማኖታዊ ትካላት ብፍላይ ድማ ኣብ ውሽጢ ቤተ ክርስቲያን መድሓኔ ዓለም ፍራንክፎርትን ካልኦትን ዝፍጽሞ ዘሎ ምትእትታው ደው ንከብል ዝጽውዕ ሰላማዊ ሰልፊ ክካየድ ተመዲቡ ኣሎ። ተቓውሞና እነካይደሉ ካብ

READ MORE

ብሕግን ብሕልናን ክኹነን ዘለዎ ተግባር፥ መንግስቲ ኢትዮጵያ ብዕለት 15 መጋቢት 2012 ንሉኡላዊ መሬት ኤርትራ ጢሒሱ ወተሃደራዊ መጥቃዕቲ ከምዝፈጸመን፡ ተመሳሳሊ መጥቃዕቲ ክፍጽም ምዃኑውን ብወግዒ ገሊጹ። ህዝቢ ኤርትራ ብሰንኪ ድሑርን ጨካንን ምሕደራ ስርዓት ህግደፍ ኣብ ኣዝዩ ዝኸፈ ደረጃ ወሪዱ፡ ብሓጺሩ ምሉእ ህዝቢ ኣብ መቑሕ ኣሎ፡ ሃገራዊ ሓይሊ ሃገረ ኤርትራውን

READ MORE

እቲ ኣብ ግንቦት 1998 ዓ/ም ብዝሰኸረ ትምክሕቲ ንዝና ውልቀ ኢሳይያስ ብሰበብ ባድመ ዝተባረዐ ኣዝዩ ኣስካሕካሒ ኲናት ማእለያ ዘይብሉ ሂወት ክልቲኡ ወገናት ቀዚፉ ኢዩ፡፡ከቢድ ቁጠባዊ ሃስያን ዕንወትን ኣብ መንጎ ክልቲኡ ሃገራት ኣውሪዱ ኢዩ፡፡ህዝብታት ክልቲኡ ሃገራት ተመዛቢሉ ፋሕ ፋሕ ኢሉ’ዩ፡፡ብሰንኪ ’ዚ ምዝካሩ ዘጽልእ ኣህላቕን ኣስካሕካሕን ኲናት ልቢ

READ MORE

ይዝከረኩም ዶ፡ ከምዚ ሎሚ ነታ ባንዴራ እንተደለኹም ከም መንዲል ርስሓትኩም መጽረጊ፡ እንተደለኹም መባዕለጊ፡ ነዛ ናይ ደም ሃገር፡ መርወዪ ዊንታኹም ሕዛእቲ በይንኹም ጌርኩማ ከይነደኹም ከለኹም! እወ፡ ዘክሩዎ ‘ሞ እቲ ገና መዳልይቲ ባንዴራን ሃገርን ከለና፡ ዝነበረና ሓበንን ፍናንን!? እቲ ዝኽሪ እንተተመሰለልኩም፡ እቶም ጀነራላት፡ ኮሌኔላት፡ ጽሩራኹም ቀንጢብኩም ‘ሞ ሓንሳብ

READ MORE

A number of the major news agencies reported on 15 March 2012 that the Ethiopian armed forces carried out military raid in three different localities inside sovereign Eritrean territories.  Without any qualms, the Ethiopian government’s spokesperson, who announced to the international media concerning the gratuitous

READ MORE

ዕለት 24.03.2012  ኣብ ከተማ ፍራንክፎርት - ጀርመን፡ ንታሪኻዊት ዓለም-ለኻዊትን መዓልቲ ደቂ-ኣንስትዮ 8 መጋቢት ምሳኹም ሓቢርና ከነብዕል፡ ዝስምዓና ደስታ ወሰን የብሉን።   ተዳሊዩ ዘሎ መደባት ድማ ከም’ዚ ዝስዕብ ኢዩ፡-   መደብ 8 መጋቢት 16:00         መኽፈቲ ኣኼባ 16:20         ቃል ኣደ-መንበር ነጻ ማሕበር ደቂ-ኣንስትዮ ንሰላምን ዲሞክራስን 17:30         ዕርፍቲ (ምሳሕ)   ህዝባዊ ኣኼባ፡ መደብ

READ MORE

ኣብ መሪርን ነዊሕን ብረታዊ ተጋድሎ ቃልሲ ኤርትራ ኣበርክቶ፣ ግደን ኣስተዋጽኦን ደቂ- ኣንስትዮ ዘርዚርካ ዝውዳእ ኣይኮነን። ሕብረተ ሰብ ኤርትራ ኣብቲ እዋን እቲ ዓቃባዊ ብምንባሩ ኣብ ልዕሊ ደቂ- ኣንስትዮ ድርብ ወጽዓ ይካየድ ነይሩ። ነዚ ኣጉል ኣረኣእያን ኣተሓሳስባን ንምቅያር ደቂ- ኣንስትዮ ኤርትራ ኣብ ሰውራ ተሰሊፈን፣ ብረት ብምልዓል ካብ

READ MORE

ዝናን ባህታን ትርጉም ስኢኖም ናጽነትን ሱቕታን ድማ ስኒት ስኢነን ትብል መበገሲ ሒዛ ክትከይድ ዝጸንሐት ተኸታታሊት ጽሕፍቲ ደጊም’ሲ በዚኣን በ’ዳነኣን ክትዛዘም’ያ። ዝኾነ ኾይኑ ብዛዕባውድቀት ናይ እንዳ ዝናን ባህታን ዝበሃልን ዝጸሓፍን ዘሎ ሰማዕን ኣንባብን’ኳ እንተረኺቡ’ዩ። ኣመና በዚሑ’ሲ እንግድዓ ሰብኣዊ ፍጡር ዝጾሮ’ኳኣይመስልን። እንተ ንሳቶም ግን ሓንሳብ ናይ ሞያ

READ MORE

ኣብ መጀመርታ 1975፡ ኣብ ኢትዮጲያ ስልጣን ዝጨበጠ ወተሃደራዊ ጉጅለ፡ ጉዳይ ኤርትራ ንምፍታሕ ኢሉ ንሃገራውያን ዓበይቲ ዓዲ ምስደቆም ተላዚቦም ፍታሕ ከምጽኡ ተባሂሉ ከምዝለኣኾም ኩልና ንዝክሮ ኢና። ገለ ካብኣቶም፡ ወለዲ ናይታ ምስኣቶም ክትራኸብ ዝተመዘዘት ኮሚተ ተጋደልቲ ነበሩ። እዚ ማለት ኣቦን ወድን ቀትረ-ቀትሪ ኣንጻራት ኮይኖም ከናጎዱ እናወዓሉ፡ ለይተ-ለይቲ

READ MORE

ስም ይመርሕ ጥዋፍ የብርህ  ከም ተባህለ መራሒት  ራህዋ  ኢኺ  ብድምጻ  ትልለ ተስፋ ዉጹዓት ኢኺ  ምቅርቲ ወሓለ ላዛ ዓለማዊት ማዕከን ኩሉ ናባኺ ዓሰለ ኣይኮነን  ሓበሬታ  ጥራሕ  ዝወዓለ ኣስተምህሮኺባ   ንኹሉ   ዘጥለለ ብድሆኺባ   ንተጻባኤቲ   ዘጸለለ ወላዕክናባ   ክንብል  ተሓምበለ ። ድሒርኪ ተበጊስኪ  ቅድሚት ተሰራዕኪ ታተ እናበልኪ ሎሚምበር ሰዊድኪ ቢ.ቢ.ሲ ኤርትራ ነዊሕ ኢድኪ ሓበን ተቓዉሞ  እንቓዕ ተፈጠርኪ ። ይሰምዑኺ ኣለዉ ዋላቶም ጎሓላሉ እንተላይ

READ MORE

ሰራዊት ኢትዮጵያ ንውሽጢ ኤርትራ ክሳብ 18 ኪሎሜተር ብምእታው፡ ራሚድ፡ ገለህቤና፡ ጊቢና፡ ኣብ ዝብሃሉ ስርዓት ህግደፍ ከም መዐለሚ ተቓወምቲ ኢትዮጵያ ዝጥቀመሉም ዝነበረ ሰለስተ ቦታታት መጥቃዕቲ ከምዝወሰደ መንግስቲ ኢትዮጵያ ብወግዒ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ሎሚ 15 መጋቢት ዝተኻየደ ውግእ ዝቖሰሉን ዝተማረኹን ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ከምዘለዉ ብምጥቃስ ከኣ፡  ስርዓት ህግደፍ

READ MORE

ኢትዮጵያ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ሎሚ ሓሙስ 15 መጋቢት 2012 ወተሃደራዊ መጥቃዕቲ ከምዝፈጸመት ኣገልግሎት ዜና ሮይተርስ፡ ኣሾሼትድ ፕረስ፡ ዋሺንግተን ፖስት ዝርከቡዎም  ኣህጉራውያን ማዕከና ዜና ንኣፈኛ መንግስቲ ኢትዮጵያ ሺመልስ ከማል ብምጥቃስ ካብ ኣዲስ ኣበባ ሓቢሮም። ኢትዮጵያ ነዚ መጥቃዕቲ ‘ዚ ዝወሰደት፡ ኤርትራ ዘሰልጠነቶም ተቓወምቲ ኣብ ውሽጢ ኢትዮጵያ መጥቃዕቲ ስለዝፈጸሙ

READ MORE

ADDIS ABABA, Ethiopia — Ethiopia’s government spokesman says that Ethiopia launched a military attack inside its archrival Eritrea. Shimeles Kemal said the attack happened Thursday. He said Ethiopia launched the attack because Eritrea was training “subversive groups” that carried out attacks inside Ethiopia. Ethiopia and Eritrea fought

READ MORE

ሬሳ ነፍስሄር ናይዝጊ ክፍሉ ሓመድ ኤርትራ ንከይለብስ ምኽልካል ኣዛራቢ ጉዳይ ኮይኑ ወሪሑ። ርእሰ ኣጋንንቲ ኢሳያስ መልሲ ካብ ምሃብ ትም ዝመረጸሉ ምኽንያት ስዒቡ ዝመጾ ሕቶ ዝኸፍእ ምዃኑ ፈሊጡ ካልእ ነዚ ዘረስዕ ሓድሽ ኣርእስቲ ኣብ ምህንዳስ ይርከብ። ልዕሊ ዝኾነ ወገን እዚ ጉዳይ ንደገፍቲ ህ.ግ.ደ.ፍ እዩ ዓቕሎም ኣጽቢብሎም። ምኽንያቱ

READ MORE

ሶፍያ ተስፋማርያም ዝተባህለት መበቆላ ኤርትራዊ ኮይና፡ ናይ ሕ.መ.ኣመሪካ ዜግነት ዝሓዘት፡ ንዕለት 18.03.2012 ኣብ ከተማ ፍራንክፈርት፡ ብኣባላት ህግደፍ ብዝተገብረላ ጸዋዒት መሰረት፡ ናይ ዲክታተርያዊ ስርዓት ኣፈኛ ኮይና፡ ንሕዝቢ መግለጺ ክትህብ ከምዝኾነት ተፈሊጡ ኣሎ፡፡ ይኽን ምበር ሶፍያ ፡ ካብቲ ቅድሚ ሎሚ ዝሃበቶ ህዝባዊ ኣኼባታት ከምእንግንዘባ፡ ንህዝቢ ኤርትራ ነንሕድሕዱን ምስ

READ MORE

“ናይዝጊ ኢዱ ረኺቡ! እዝኳ እንዳ ወሓዶ!!” እንዳበልካ ምምዳርከ እንታይ ልቦናኡ፧ ነፍሰ-ሄር ናይዝጊ ክፍሉ ዓሪፉስ ቤተ ሰቡ ንሬሳ መዋቲ ኣብ ተወሊዱ ዛዓበየላን ተቃሊሱ ንናጽነት ዘብቅዓን ኤርትራ ሃገሩ ተመሊሱ ንኽቅበር፣ ናብ መራሒ ስርዓት ህግዲፍ እንክምህለሉ፣ ኣሚኖም ዘገልገልዎ መራሒ ስርዓት ህግዲፍ ግን ንብኽያትን ሓዘንን ቤተ-ሰብ መዋቲ ናይዝጊ ክፍሉ ግዲ

READ MORE

ክልቲኦም ውልቀ-መለኽቲ’ኳ እንተኾኑ፣ግፍዒ ኢሳይያስ ካብ ናይ መንግስቱ ጭቆና ይኸፍእ።      1.      ውልቃዊ ባህሪኦም ሓደ ኮይኑ ናይ ጨካን ኣራዊት ዘገዳም ጠባይ ዘለዎም፣ከም ሰብ መጠን ኣብ ደቂ ሰባት ርህራሄ ዘይብሎም’ዮም።ፍልልዮም ግን መንግስቱ ሃይለማርያም ዓገብ ብህዝቢ የንቅፈና’ዩ ንዝብሎ ናይ ብጻዩ ምኽሪ ኪሰምዕ ከሎ፣ንኢሳይያስ ዓገብ ዝበለ ግን ናብ ማእሰርቱ ስለ

READ MORE

‘ትልሚ ንዘርኢ ክርዳድ’ በቲ ኣብ ካናዳ ኦንታርዮ ዚቕመጥ ረድኢ መሓሪ (ኣለና) እተባህለ ገዲም ተጋዳላይ እተጻሕፈት መጽሓፍ ኢያ። ብኣገላልጻ ጸሓፊ፡ እዛ መጽሓፍ እዚኣ ኣብ ኣሰና መርበብ ኢንተርነት በብኸፊል ክትወጽእ ዝጸንሐትን ብዙሕ ጻዕሪ እተገብረላን ኣብ ናይ ሓቂ ተመክሮን ዕቱብ ትንተናን እተመርኰሰትን ኢያ። ኣብ ዛዛሚ ገጻታ ድማ እታ

READ MORE

ልኡኽ ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ብሩክሰልስ ዑደት ከም ዘካየደ ተሓቢሩ። ኣቦ መንበር ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ዶክተር ዩሱፍ በርሃኑን፡ ኣቶ መስፍን ፍትዊ ሓላፊ ሽማግለ ወጻኢ ዝምድናታት ሃገራዊ ባይቶ-ምምሕዳር ዞባ ኢወሮጳን፡ ኣብ’ታ ዋና መደበርን መንሃርያን ሕብረት ኤውሮጳ ዝዀነት ከተማ ብሩክሰልስ፡ ምስ ላዕለዎት ሰበ

READ MORE