እቶም ኣኽላብ ይነብሑ ፣ እታ ቃፍላይ ጉዕዘኣ ትቕጽል
ሰላም !! ዝኽበርኩም ኣሕዋት ደቂ ሃገር ኣብ ኩሉ ኩርናዓት ዓለም ሕጅውን !! ሰላም !! ንሎሚ መመላእታ ነቲ ናይ ቦኣምሆይ ቱኒሳውያን ንዓኹም የማስለና ኢለ ዘቅረብክዎ ‘የ ክዛረብ፣