ተሓለቕቲ ፍትሒ ዶ፡ ተሓለቕቲ ውልቀ-መራሕቲ?
ገምጋም ናይ ዝሓለፈ ቃልሲ ምግባር። መንጠሪ ባይታ ናብ’ታ ንሓልማ ሓዳስ ደሞክራስያዊት ኤርትራ ድኣ ‘ምበር። ውልቀ-ሰባትን ጉጅለታት ውድብ ንምውንጃል ኣይኮነን፣ ኩሉ ገምጋም ናይ እዋን ገድሊ ይኹን፡ ዓመታት ናጽነት።