Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ማርሕበረኮም ኤርትራውያን አብ ሳንታ ክላራ ካውንቲ ሓዲሽ ኮማዊ ማእከል ብክብ ዝብለ ስነ ስርዓት ብዓቢ ደምቀት መሪቑ።

ማርሕበረኮም ኤርትራውያን አብ ሳንታ ክላራ ካውንቲ አብ ክፍለ ግዝኣተ ካሊፎረንያ ትማሊ 03 ጥቅምቲ 2010 ናይ’ቲ አብ ዝሓለፈ ወርሒ ነሓሰ ዝኸፈቶ ሓዲሽ  ኮማዊ ማእከል (ኮሚኒቲ ሰንተር ) ናይ ምምራቕ ስነ ስራዓት ብዓቢ ደምቀት አካይዱ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT