ኣባል ፈጻሚት ሽማግለን ሓላፊ ማእከላይ ቤት-ጽሕፈት ኢ.ህ.ወ.ደ.ግ. ኣቶ ሙኽታር ከድር ኣብ መዛዘሚ ዋዕላ ንደሞክራሲያዊ ለዉጢ ዘስምዖ መደረ (ትርጉም)
ዝኸበርኩም ተኸታተልቲ እዚ ስዒቡ ቀሪቡ ዘሎ መደረ ኣብ መዛዘሚ ባዓል ናይቲ ካብ 31 ሓምለ ክሳብ 9 ነሓሰ ዝተኻየደ ዋዕላ ንደሞክራሲያዊ ለዉጢ ኣብ ሆተል ክራዉን ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተገብረ ናይ ድራር እንግዶትን ባህላዊ ምሸትን፡ ኣባል ፈጻሚት ሽማግለን ሓላፊ ማእከላይ ቤት-ጽሕፈት ኢ.ህ.ወ.ደ.ግ. ዝኾነ ኣቶ ሙኽታር ከድር ዘስምዖ መድረ ትርጉም እዩ፡፡