መስርሕ ሃገራዊ ዋዕላ – ኣብ ቅድሚ ቻርተር !
ሃገራውን ህዝባውን ጉዳያት ኣብ ፍትሓውን ርትዓውን፡ እዋናዊ ፖለቲካዊ ንጥፍታት፡ ብሕጊ ክምእዘዝ ዝጠልብ’ዩ። ኣብ ትሕቲ ዝዀነ ይኹን ኩነታት ብፍላጥ ይኹን ብዘይፍላጥ ንዝፍጸሙ ጌጋታት ከኣ ብሕጊ መሰረት ይእረሙን መንገዶም ከም ዝሕዙ ይገብር። ሕጋዊ መስርሕ ህዝባዊ መኽሰብ ኣለዎ። ናይ ዘተ መኣዲ ዝኸፍት’ዩ። ፍረ ዘለዎ ውጽኢት ዝርከቦ’ዩ።