ሓበሬታ – ንኩሉኹም ፈተውትን ሰማዕትን ድምጺ ኣሰና ኣብ ቤይ ኤርያ ካሊፎርንያ
እዚ ንድምጽና ድምጺ ውጽዓት ዝኾነት ድምጺ ኣሰና ኣጋጢሙዋ ዘሎ ፋይናንሳዊ ጸገም ንኽፍታሕ ብዓቕምና ኣበርክቶና ከነወፊ የዕሩኽቲ ኣሰና ተዳሊና ንርከብ። ነዚ ቁዱስ ሃገራዊ ዕላማ ሸትኡ ንኽወቅዕ ኩሉኹም ፈተውቲ ሀገርን ህዝብን ኤርትራ እጃምኩም ከተወፍዩን ንኣሰና ናብ ንቡር ሂወታ ኣብ ምምላስ ተራኹም ንኽትጻወቱ ንሕና የዕሩኽቲ ኣሰና ብኽብሪ ንዕድመኩም።