መራሒ ስርዓት ህግደፍ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ካብ ኮለኔል ንላዕሊ ንዝመዓርጎም ኣዘዝቲ ሰራዊት ንእገዳ ባይቶ ጸጥታ ኣመልኪቱ ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ ተቓውሞታት ከምዘጋጠሞ ተፈሊጡ።
መራሒ ስርዓት ህግደፍ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ንገለ ክፋል ሰራዊት ካብ ዝእዝዙ ካብ ኮለኔል ንላዕሊ ንዝመዓርጎም ኣዘዝቲ ፡ ንእገዳ ባይቶ ጸጥታ ኣመልኪቱ ኣብዚ ቕንያት’ዚ ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ ብገለ ካብኣቶም ተሪር ተቓውሞታት ከምዘጋጠሞ፡ ኢሳይያስ ከኣ ንተቓውሞታቶም ብነድርን ሕርቃንን ከምዝመለሸሉ ምንጭታት ሓቢሮም።