ቃለ-መሓትት ነቢዪ ኢሰያስ…ዋይ ኣነ እወ……….
ውግእ ዓሊተና ልቢ ከምዘይ’ዕበኹ
ኣብ ክሳድ ዒቃ ሓዊ ከምዘይሰሓንኩ
ኣብ በለሳ ጾሮና እንባ ከምዘይ’ፍረስኩ
ኣብቲ ውዑይ ህጁም ደም ከምዘይሸንኩ
ውግእ ዓሊተና ልቢ ከምዘይ’ዕበኹ
ኣብ ክሳድ ዒቃ ሓዊ ከምዘይሰሓንኩ
ኣብ በለሳ ጾሮና እንባ ከምዘይ’ፍረስኩ
ኣብቲ ውዑይ ህጁም ደም ከምዘይሸንኩ