መራሒ ስርዓት ህግደፍ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ንእገዳ ባይቶ ጸጥታ ኣመልኪቱ ንኣባላት ህግደፍ ተኸታታሊ ኣኼባ ኣካይዱ።
መራሒ ስርዓት ህግደፍ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ንእገዳ ባይቶ ጸጥታ ኣመልኪቱ ንኣባላት ህግደፍ ኣብ ኣስመራ ተኸታታሊ ኣኼባ ከምዘካየደሎም ምንጭታት ሓቢሮም።