ርኸቡና
For any queries, comments and contributions please contact ASENA at: aseye.asena@gmail.com
or
aseye.assenna@gmail.com (For financial donation)
Dear Asena visitors :
We kindly remind you to send us your comments and articles in word format, instead of PDF.
Thank You!
Asena!
ዝኸበርኩም በጻሕቲ ኣሰና፡
ኩሉ እትልእኩልና መልእኽቲ ኣብ ክንዲ ብ PDF ብ ዎርድ ክትልእኩልና ብትሕትና ነዘኻኽረኩም።
ነመስግነኩም:
ኣሰና!
Yowhans December 3, 2014
ሰንዓፈስ እትይ ኣረኸበት እትይ ኣይዓቀበት
ናይ መጀመርታ ተሳታፊኩም ኣይ እሞ ሓደራ ኣቃሉሁለይ
ሰላም ንዓኻ ኣማኔል ሰላምታ ብቕዳም ኣብ ሂወትካ ጥዕና ኣብስራሕካ ኣሳልጦ አንዳተመነኩ።
እቲ ኣውራጃዊ ውደባ ዝበልካዮ ልክዕ ክእረም ዘለዎ ጉዳይ እዩ።
አንተኮነ አዘን ከተወዳድረን ዝፈተንካ ወረዳታት አንታይ መለከዒ ከምዝተተቐምካ ገሪሙኒ
ኣብቲ ብሓይሊ ዛቱ ጽልኢ ብቐሊል ኣይወጽእን ኢልካ ዝጻሓፍካዮ መልሲ ኒ ታደሰ ኪዳነ ሰንዓፈን ካርነሽምን ከተወዳደረን ፈቲንካ ከምዚ ትብል ።
ኣብዚ እዋን’ዚ፣ ወዲ ካርኔሽም ካብ ወዲ ሰንዓፈ ንላዕሊ ዝረኸቦ ቁጠባዊ ሓለፋ ‘ውን ኣይረኣየንን። እዚ ዕሽነት’ዚ፣ ክልተ እሱራት፣ ሓቢሮም ካብ ማእሰርቲ ነጻ ዝወጽኡሉ ብልሓት ኣብ ክንዲ ዝምህዙ ኣብ ውሽጢ ናይ ማሕዩር ሸላኦም “መንጸፍካ ካብ ናተይ ዝያዳ ኣላታ” ተበሃሂሎም ብምትህልላኾም፣ ዋርድያኦም ነቶም ባዕሎም ዝተሓላለዉ ዘለዉ እሱራት ገዲፉ ካልኦት እሱራት ክምእርር ክወፍር ዕድል ከም ምሃብ እዩ ዝቝጸር። ተወሰኽቲ ግዳያት ምስ ዝርከቡ ድማ፣ ዝጸልኣሎም እሱራት ሸላኦም ትጸቦም! ንርእሶም ይገዶም። ሓርነት ከመይ ኣቢልካ ከም እትርከብ ዘይኮነስ ኣብ ባርነት ከመይ ኢልካ ከምዝንበር ዘገድሶ ዝጸልኣሉ እሱር ደኣ ‘ሞ መን ይድንግጸሉ፣ ባዕሉ ዶ ይኮነን ንሕልፈት ተኾኒኑ! እዚ ድኹም ኤርትራዊ
ብዓቢኡ ካብዚ ንኣውራጃዊ ፖለቲካዊን ቁጠባውን ኣድልዎ ንምግላጽ ዘይበቅዕ ጽልቓ ኣብነት’ዚ ክብ ኢልና ክንርእዮ ዘለና፣ ምናልባት እቶም ኣብ ከባቢ ኣስመራ ዘለዉ ህዝቢ ኣብ ጥቓ ዓቢ ከተማ ብምድኳኖም ወጽዓ ከምዝህልዎም ‘ውን በቲ ሓደ ገጽ ምርኣዩ የድሊ። ጎዶቦ ከተማ ምዃን መኽሰብን ክሳራን እዩ ዘለዎ። ብዘይካ ተጠቃሚነት ኣገልግሎታት ከተማ፣ ዕድል ስራሕን፣ ካብ ክብሪ መሬት ዝርከብ መኽሰብን፣ ከከም ርሕቀቱ፣ እተን ኣብ ከባቢ ኣስመራ ዘለዋ ዓድታት፣ ምስ ምስፋሕ ከተማ፣ ግራውተን ኣብ ክንዲ እኽሊ ገዛውቲ ኣብቍሉ፣ ብኸተማ ተዋሒጠን መንነተን የጥፍኣ እየን። ብመስረት ፖሊሲ ስርዓት ህግደፍ መሬት ናይ መንግስቲ ስለዝኾነ ካብቲ ንጤሳ ተባሂሉ ንስድራቤታተን ዝግደፈለን ቃጽዖ ሓሊፈን ካብ መሬት ዝረኽባኦ ሓለፋ እናጎደለ እዩ ዝኸይድ። ካብ ከተማ ርሒቐን ዘለዋ ዓድታት፣ ካብ መሬት ቀጻልነት ዘለዎ ድርብ ኣገልግሎት ክረኽባ ከለዋ፣ ናይ ከባቢ ከተማ ዓድታት ረብሓ እናጸበበ እዩ ዝኸይድ። በዚ ምኽንያት ከኣ እዩ፣ ኣብ ከባቢ ኣስመራ ናይ ዝርከባ ዓድታት ህዝቢ ምስቲ ስርዓት ብቐጥታ ክጋጮን ክኸራኸርን፣ ክእሰርን ክፍታሕን ዝተራእየ።
ካልእ ንእግረ መንገድና ክንጠቕሶ ዘድሊ ተገራጫውነት ናይቲ ሓው ታደሰ ወስ ዘበሎ ሓሳብ ዝእምት ጭቡጥ ነጥቢ፣ ሰሜን ካብ ኣስመራ ዝርከብ ብዙሓት ሓለፍቲ ህግደፍ ዝርከቡዎ ከባቢታት ሓማሴን ብጉልባብ ምሕደራዊ ቅርጺ ኣካል ዞባ ማእከል ኮይኑ ተጠቃሚ ስልጣኔን ረብሓታትን ኣስመራ ክኸውን ከምዝተገብረ እዩ ዘረድእ። እቲ ደቡባዊ ምዕራብ ካብ ኣስመራ ዝርከብ ሕብርቲ ኸ ደኣ ስለምንታይ እዩ ኣካል ዞባ ማእከል ኮይኑ?
ትብል
ክምልሶ ደልየ ዘለኩ ስለሰንዓፈ አዩ ምክኒያቱ ብትፈልቶ ምዝራብ ስለዝሃይሽ ኤይ ብሰንዓፈ ክዛረብ መሪጸ።
ብርሕቀት ካብ ኣስመራ ረብሓ አንተተረፈ ብራሕቂ አትረክቦ ተቕሚ ግን ኣለዋ መርየታ ናይ ህዝባ አዩ እልካ እንተኮነ ሰንዓፈስ እትይ ኣረከበት እትይ ኣያቀበት።
ከምዝፍለጥ ቅድሚ ኩሉ ከባቢታት ኣርትራ ኣብ 2004 ኣኸባ ሱሉስ ኩርና ኣዘዝቲ ሰራዊትን ሚኒስተራትን ኣማሃደርትይ ዞባታትን መርየት ሰንዓፈ ኒቢራ ዝኮን ስገም መንግስትይ ወሲዱ ክዝራኦ ዝወሰነ ንመጀመርታ ግዘ አዩ ብምቕጻል
ህግደፍ ነቶም ካብ ኣስመራ ንሰሜን ዘለዉ ዓድታት ሓማሴን ብሓለፋ ናይ ምርብሖም ውዲት እንተደኣ ሃልዩዎ፣ ነቲ ንቡር ባሕሪ ናይ ምውራድ ልማዶም ስለምንታይ ኣጊዱዎም? ምምሕዳሮም ምስ ኣስመራ ካብ ምዃን ንላዕሊ ባሕሪ ምውራድ ዶ ኣይምበለጾምን? ዞባዊ ወይ ኣውራጃዊ ዶባተን ብዘየገድስ ጂኦግራፊካዊ ርሕቀት ናይተን ዓድታት ስለዘይቅየር፣ ካብ ቅርበት ከተማ ኣስመራ ዝረኽባኦ ሓለፋ ኣይምሰኣነኦን።
ትብል።
ናይ ሰንዓፈ ባሕሪ ከ ኣይተወስደን ድዩ ኣይራፋይለን ከባቢኡን ካብ ሰንዓፈ ቆሪጹ ናብ ሰምሃር ኣይወስዶን ድዩ?
ብሰንኪዝይ ካኣ ህዝቢ ወረዳ ሰንዓፈ ሓጋይ ጥሪቱ ናብ ባህሪ ሰዲዱ የሕጊየን ዝነበር ብሰንኪ ዝይ ትሓሪሙ ይርከብ ብምቕጻል ኣብ 1992 ካብ ኩሉ ከባቢታት ኣርትራ መንእሰያት ቢ ኮንትሮባንድ ህግደፍ ንሱዑድያ ናብራኦም ከማሓይሹ ኢሉ ክስዶም ከሎ ንደቂ ሰንዓፈን ኣዲ ቐይሕን ግን ህግደፍ ምምህዳር እዩ ብዝብል ዕባራ ምክኒያት 2000 ብር ክኽፍሉ ትፈሪዱሎም እንተኮነ ምምሕዳር ግደፍ ከምዝይ ክውስኑስ ይትረፍ ብዘኢፍቓድ እሳያስ ክስዕሉውን ከምዘይክእሉ ንስኻ ትፈልጥ እኻ።
ጽርጊያ ኣስመራ ሰናፈ ጥልያን ከምዝሃነጾ ዝፍለት ኮይኑ ህግደፍ ግን ብጀካ ከዕንዎ ክሳብ ሎሚ ንበኢና ሓንቲ ባደላ ቕጥራን ዘይ ኣምበረላ ብሰንኩ ካኣ ናብዝይ ቦታዝይ ብጀካ ተገዲደን ብድልየታ ትከድ ኣውቶቡስ ትኩን ታክሲ የላን ምክኒያቱ መኪና ኣብዚጽርግያዚ ምስጥዕናኣ ስለ ዘይትምለስ
ትራሕ ዘይኮነ ኣውቲስታውን ኪሊቱ ከይሓምም ስለዝፈርሕ ብከምዝይ ምክኒያት ካብ ደገ ስድራኤን ክሪኣ እለን ዝከዳ ኣደ ቆልኡ ምስተን ተገዲደን ዝከዳ ኣዉቶቡስ ትጸቓቂጠን ከከዳ አንተዘይ ኪእለን ታክሲ ኩንትራት ነብትይ ቦታ ክከዳለን ፍቓደኛታት ስለዘይኮና ወለደን እውን ኣርግቶት እንተኮይኖም እሞ ባእሎም ክመጹወን እንተዘይ ኪኣኢሎም ከይረከባኦም አንዳነብዓ ዝምለሳ ዉሑዳት ኣይኮናን ከምዝ ኣብ መብዛሕቲኡ ኩርናኣት ኣርትራ የለን እዚ ኣስታት 100.000 ዝኾን ህዝቢ ማእከል ጥእና ከረክብ ልእሊ 25-30 ኪሎመትር ዝጋዓዝ ህዝብስ ብከመይ ክወዳደሮ ይካኣል?
ካሊእ ከባቢታት ምህናጹ ዝጽላእ ኣይኮነን የሓጉስ እምበር ምክኒያቱ ሓደሱጉምቲ እዩ ግን ገዛኻ ብሓደ ሸነኻ ንዲቕካ በቲሓደ ፈራስ እንተኮይና ከተማሙቐካ ስለዘይትክእል ብኩሉ ምዕረ ገርካ ሃኒጽካዮ ግን ተማሙቕን ተጽልለካን
ህግደፍ ንሰንዓፈ መናእሰይ ክገፍፍን መርየት ክህድግን ሃቡ ክብልን ጥራሕ አዩ ዝከድ አንተኾነ ብህሪ ህግድፍ ኮሙ አዩ ኣብ ኩሉ ዓቕኑ ዳ ይፈላለ አምበር.
እዚ ግን ህዝቢ ካርነሽም ይኩን ህዝቢ ሓማሰን ዝህተተሉ ኣይኮነን ብጀካ ህግደፍን ሳብቱን ዎዳሓንኩም።
Alem December 7, 2014
Dear Assenna why don’t you open bank account here in united states so we can easily contribute for the cause.
You guys are doing an outstanding job and we understand it requires a tremendous sacrifice of your time, energy and money and this task should be everyone’s duty, so we do our part pls expedite and open an account here in USA.
thank you and keep the torch burning.
Mike seltene December 11, 2014
IT WAS 21st of May 1984, 30 years ago this very hour, 14 Eritrean commando fighters left their base in Ala with an important mission. Can you ask to yemane gebregergish, if he got any information about the mission. Thank you
Kidane Habteselassie December 19, 2014
I thought at this time where a lot of young Eritreans are perishing, “Eritrean Night” is not important. You were conducting an extensive campaign against any cultural activities. Why now a change of “heart’. As far as I am concerned, cultural events have a positive outcome.
Thank you, Kidane Habteselassie, California.
Ahmed December 23, 2014
I was really disappointed when I realized that the death of Veteran Omar Jabir has not found any space in ur website…
yared January 9, 2015
assena medebkum kab zeketatelu seb eye eritrawi kae.slezes hanti heto alateni amanuel
ab mebzahetu etitsehfo tsehufat kulugize kebel ekel eye nezen wedebat kemzelewa wey wah zebele serah kemzelewen tsehifka aytfeleten eka entezeybelku ambibe ayfeleten .nabenet ezi serawit hedri zebhal sem rekibu yebhal alo habereta bzaebu habena abtsehufka kae eti kunue teblo merih entay geru geletselna ?slezi ema nesmer nekales tray zeykones abzi betsiho eziom kemzi gerom kemzi medeb alewom elka hanti party entay gera haberena
yared January 9, 2015
mesmer kunu kalsi n zhazet wedeb megedi kefetela meknyati assena zebhal merbeb aziena ena neketatelo
thanks ema if am mistaken sorry
GIRMAY February 13, 2015
SELAM DIMTHI ASSENA
EZOM HASEWTI WEY SELEYTI ASMATOM KITKESU ZEMSEYU LOMI ELET 13,02,15.
BNATEY RIITO BIZUH GIZE MALET AB TETEFALALE GIZE SHIMOM TETNBEB EBIL ANE.
SLEMNTAY SI ETI AB ADI ZELO HIZBNA DIMTHI ASSENA SLEZISEME MEN MUKANOM MELELEYOM EMO
KITINKEK KEA MIKAALE SIGAE ZIRHWENA.
AGOKUM AGONA KERIBNA ENA.
Dawit February 27, 2015
ሰላም” ሰላም ሓው አማኒኤልብ ንሓፈሻ ኣሰናውያን፡
ብቐዳምነት ሙውቕ ሃገራዊ ሰላምታት ከማሓላልፈልኩም፡
እንከለኹ ምልአት ሓጎስ ይስማዓኒ፡
ብሓፈሻ ኩቡራት ደለይቲ፡ፍትሒ ኣሰናውያን፡ኣጆኹም ኣጆና ኣብቀረባ ናይ ጽባሕ ዓወትና፡
እንድሕር ተላዚብና ተሳኒና፡
ኣብ እንካን ሃባን ብሕልና ብልቦና፡
ብሓደ ድምጺ ብሽም ሰማእታትና፡
ኪኖ ጸልማት ብርሃን ኣብ ቅድሜና፡
ደቂ ዛ”ሓላል መሬት ሓንቲ ብጺሒትና፡
ዓኾኻይ ዓኾኻይ፡ሰብ ውራይ ባዕልና፡
እዚ ዎዳሓንኩም ብዳሓን ጹንሑልና፡
ኣሰና ከም ሽማ ጥልልቲ ኣዝመራ፡
ጡዑም ኣሎ ድሕሪ ዝመከራ፡
ብፍጹም ሓርነት ኣብ ማእኸል ኣስመራ፡
ብመሰል ማዕርነት ተንበልብል ባንዴራ
ደቂ ዛ”ሓላል መሬት ሓንቲ ብጺሒትና፡
Weldu March 17, 2015
selam Emanuel, how can I help ? call me at 2049630867