ደሃይ ካብ ኤርትራ
መጥቃዕቲ ኣብ ውሽጢ ሓይሊ ኣየር ኤርትራ
ኣብ ቀዳማይ ሰሙን ወርሒ መስከረም 2009 ሓደ መንነቱ ዘይተፈልጠ ወተሃደር ፡ ኣብ ውሽጢ ሓይሊ ኣየር ነተን ኣብ መዓርፎአን ኮፍ ኢለን ዝነበራ ነፈርቲ ብቡንባ መጥቃዕቲ ፈጺሙ። ሓንቲ ነፋሪት ክብድ ዝበለ ጉድኣት ክወርዳ ኸሎ፡ ሓንቲ ነዳዲ ዘይነበራ ነፋሪት ብሓደ ጎድና ከፊላዊ ጉድኣት በጺሑዋ። ነቲ ኩነታት ዝተኸታተሉዎ ወተሃደራት ኣብ ልዕሊ እቲ መጥቃዕቲ ዝፈጸመ ወተሃደር ቶኽሲ ከፊቶም: ብ ቶኽሲ ተመላሊሱ ድማ ሞይቱ። መንግስቲ ነቲ ወረ ከም ጽኑዕ ምስጢር ክሓብኦ ‘ኳ እንተፈተነ፡ ናብ ህዝቢ ልሒኹ ፈኸም ክብል ጀሚሩ ‘ሎ።