ሓበሬታ ኣብሃገረ ጀርመን ዝነብሩ ኤርትራዊያን።
ኩሉ ኤርትራዊ ከም ዝዝክሮ 18 መስከረም 2001 ኣብ ሃገርና ኤርትራ መራሒ ጉጅለ ስርዓት ህ ግ ደ ፍ ኢሳያስ ኣፈወርቂ፡ላዕለዎት ሰበስልጣን ናይ መንግስትን ዓበይቲ ዓድን መራሕቲ ሃይማኖትን ወነንትን ኣሳናዳእቲ ናይ ብሕቲ ጋዘጣታትን ተመሃሮ ዩንቨርስትን ኣሲሩ ካባ ዲክታተርነት ዝኣወጀሉ ዕለትዩ;