Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ማሕበር ኤርትራውያን መንእሰያት ንለውጢ ጽምብል ቀዳማይ ዓመቱ ኣብዒሉ

ማሕበር ኤርትራዉያን መንእሰያት ንለውጢ(ኤመለ) ብውሑዳት በጻብዕቲ ዝቑጸሩ መንእሰያት እዩ ዓሚ ከምዚ ሕጂ ተመስሪቱ። ነዚ ማሕበር ዝመስረትና ሰባት ኩልና ራእይ ኔሩና ። ራእይና ከም ናይ ህግደፋውያን ኤርትራ ናብ ሲንጋፖር ምቕያር ዘይኮነስ ራእይ ብቕዋም ትምሓደር ኤርትራ። ጫማኻ ማዕረ እግርኻ ከምዝብልዎ እቲ ራእይኻዉን ጠገለ ዘለዎ ክኸዉን ይግባእ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT