ድምጺ-መሰልና-ደሊና ካብ ሓደ ጥሪ 2009 ኣትሒዛ ፈነዋኣ ናብ ኤርትራ ዳግማይ ክትጅምር እያ።
ድምጺ መሰልና-ደሊና ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ ኤርትራውያን ብዝገበሩላ ናይ ገንዘብ ወፈያ፡ ካብ ሓደ ጥሪ 2009 ኣትሒዛ ብ 9610 kHz 31 ሜተር ባንድ ፈነወኣ ናብ ኤርትራ ዳግማይ ክትጅምር ምዃና ኣፍሊጣ።