ቅድሚ 19 ዓመት ዝተነስነሰ ስየን ኣውሊዕን ጸምልዩ።
እወ ህዝቢ ኤርትራ ድሕሪ ብዙሕ መሪር ተጋድሎን መስዋእትን፡ ነቶም በብታራ ንዝጎበጥዎ ባዕዳውያን ገዛእቲ ሓይልታት ስዒሩ ብ 24 ግንቦት 1991 ጠቕላላ መሬት ኤርትራ ነጻ ሃገር ኣብ ዘረጋገጸሉ ሰዓት, ሓዲሽ ንፋስ ነጻነት እናስተማቐረ ብዕልልታ ፡ ጥሉልን ቀጠልያን ቆጽሊ ስየ፡ ኣውሊዕን ክሊዓውን ፡ እናንበልበለን እናነስነሰን ሆ እናበለ ተቐቢልዋ።