ጓይላ ኣብ ደምና ኣትዩ! (መኸተ ኣንጻር ጓይላ ህግደፍ ኣብ ቦሎኛ፡ 2ይ ክፋል) [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/06/guayla.pdf"] June 10, 2014 12:59 amassenna1202947Views SHARE
ደላይ ፍትሒ June 12, 2014
መልአኽቲ ካብ ጋህስታት ሲሲሊያ
ይጽበ አየ ዘለኹ ክትወስዱኒ ዓደይ
ክቕበር ሬሳይ ኣብ መሬት ኣቦሓጎታተይ
ክጋደም ከዕርፍ ኣብ ጎድኒ ኣቦታተይ
ሓንሳብ ንሓዋሩ ነቕናቒ ዘይብለይ
ጉቡኤይ ክረክብ ከምቶም ኣያታተይ
አዚ ኢዩ ነይሩ ሃንቀውታ ትጽቢተይ
ሕጂ ግን ሰሚዔ ጓይላ ዓጢጡዎም ኣብ ቦሎኛ
ከኹዱድ ክስዕስዑ ኣብ ልዕሊ ሬሳና
ክሒዶምና ደቂ ሃገር ደቂ ኤርትራ ሙዃና
ረሲዖሙና ሰባት ከምኣታቶም ከምዝነበርና
ክቀዳደሙ ፖለቲካ ሂግደፍ ኪድረሩ
ኢድ ናይ ዲክታቶር ኪስዕሙ ከሽከርክሩ
ነበርቲ ይመስሎም ንዘላኣለም ንሓዋሩ
ሕልና ኣልቦ ብቐትሩ ብብርሃኑ ዝዓወሩ
ወትሩ ሓሶት ስንቆም መሓዙት ወኻሩ።
noor June 14, 2014
History repeating itself, you were supporting King Halaslad by been unionist. So now you become HGDFST. For people like me it is obvious expected matters it is not a new behavior of kebesa christian