ገረብ-ብሓኽላ
ዘጽንሑለይ ገረብ ምስ ቆጽላ ምስ ሱራ; ጽላል ዓዯቦና ምስ ሕጋ ምስ ክብራ; ከሪቶም ከሪቶም ኣዕኑድ ሰሪሖማ; ነታ ዝበቖለት ካብ ሱራ ሚሖማ፡ [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/08/Hakli+Poem.pdf"]
ዘጽንሑለይ ገረብ ምስ ቆጽላ ምስ ሱራ; ጽላል ዓዯቦና ምስ ሕጋ ምስ ክብራ; ከሪቶም ከሪቶም ኣዕኑድ ሰሪሖማ; ነታ ዝበቖለት ካብ ሱራ ሚሖማ፡