Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ደለይቲ ፍትሕን ደገፍቲ ውልቀመላኺ ስርዓት ኢሳይያስን ኣብ እስራኤል ድሕሪ ምግጫዎም 12 ኤርትራውያን ተጎዲኦም፣ ልኡኽ ህግደፍ ተስፋማርያም ተኸስተ ብሕቡእ ከካይዶ ዝሓሰቦ ኣኼባ ተቛሪጹ።

ሎሚ ቀዳም 21 ታሕሳስ ደለይቲ ፍትሕን ደገፍቲ ውልቀመላኺ ስርዓት ኢሳይያስን ኣብ እስራኤል፣ ገሊላ ኣብ ዝተባህለ ከተማ በእማንን ድሕሪ ምግጫዎም ሓንቲ ጓል ኣንስተይቲ እትርከቦም 12 ኤርትራውያን፣ 3 ካብኣቶም ብኸቢድ፣ ትጎዲኦም ናብ ሕክምና ክለኣኹ ከለዉ፣ ልኡኽ ስርዓት

ሎሚ ቀዳም 21 ታሕሳስ ደለይቲ ፍትሕን ደገፍቲ ውልቀመላኺ ስርዓት ኢሳይያስን ኣብ እስራኤል፣ ገሊላ ኣብ ዝተባህለ ከተማ በእማንን ድሕሪ ምግጫዎም ሓንቲ ጓል ኣንስተይቲ እትርከቦም 12 ኤርትራውያን፣ 3 ካብኣቶም ብኸቢድ፣ ትጎዲኦም ናብ ሕክምና ክለኣኹ ከለዉ፣ ልኡኽ ስርዓት ኢሳይያስ ተስፋማርያም ተኸስተ (ወዲ ባሻይ) ካብ ቴልኣቪቭ ልዕሊ ክልተ ሰዓታት ተጓዒዙ ብሕቡእ ከካይዶ ዝሓሰቦ ኣኼባ ከምዝተቛረጸ ምንጭታት ኣሰና ካብ እስራኤል ሓቢሮም።

ብመሰረት ‘ቲ ሓበሬታ፣ ኣምባሳደር ህግደፍ ነቶም 550 ዝኾኑ ኤርትራውያን ደገፍቲ ናይቲ ስርዓት ካብ ቴልኣቪቭን ካልኦት ከተማታትን ንዑደት ብዝብል ምኽንያት ጎልቢቡ ብቃፍላይ ኣውቶቡሳት ናብ ገሊላ ክወስዶም ከሎ፣ 60 ኣቢሎም ዝኾኑ ደለይቲ ፍትሒ ነቲ ኩነታት ከምዝተኸታተሉዎ ‘ሞ፣ ኣኼባ ክጅመር ከሎ “ንሕና ‘ውን ኤርትራውያን ከም ምዃና መጠን ነቲ ኣኼባ ክንሳተፎን ክንሓትትን ይግብኣና እዩ” ዝብል ሕቶ ከምዘልዓሉ፣ ቀጺሎም ደገፍቲ ናይቲ ስርዓትብኣእማን ከጥቅዑዎም ምስ ጀመሩ ኸኣ ግጭት ከምዝተላዕለ ተፈሊጡ።

እቶም ዝተጠቕዑን ዝተጎድኡን እቶም ደለይቲ ፍትሒ ክንሶም፣ ፖሊስ እስራኤል፣ ን 50፣ ዳርጋ ንኹሎም ‘ቶም ደለይቲ ፍትሒ፣ ኣብ ማእሰርቲ ዳጕኖሞም ከምዘለዉ እቶም ምንጭታት ብተወሳኺ ኣገንዚቦም።

ካብቶም ኣስታት 60 ሽሕ ኣብ እስራኤል ዝርከቡ ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት ዳርጋ ፍርቆም ኤርትራውያን እዮም። መንግስቲ እስራኤል ከኣ ነቶም ከም ሕጋውያን ስደተኛታት ዘይፈልጦም ኤርትራውያን ናብ ኤርትራ ክመልሶም ምእንቲ ምስ ስርዓት ህግደፍ ኣብ ቀጻሊ ዝርርብ ከምዝርከብን፣ ነቶም ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣኽሪሩ ከምዝሕዞምን ይፍለጥ።

ኣብዚ ናይ ሎሚ ግጭት ፖሊስ እስራኤል ነቶም ግዳያት ዝኾኑ ደለይቲ ፍትሒ መቝሖም ነቶም ግጭት ዝጀመሩ ፋሉላት ደገፍቲ ስርዓት ኢሳይያስ ሸለል ምባሎም፣ መንግስቲ እስራኤል ምስ ህግደፍ ተሰማሚዑ ንኤርትራውያን ስደተኛታት ብምጥራዝ ከረጋግጾ ንዝደሊ ረብሓ ዝውክል ዘይፍትሓዊ ስጉምቲ ምዃኑ እቶም ምንጭታት ኣሚቶም።

እቲ ጠንቂ ስደት ኤርትራውያን ናይ ዝኾነ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ወኪል ኣብ እስራኤል ተስፋማርያም ተኸስተ (ወዲ ባሻይ) ካብ ባህርያት ናይቲ ዝለኣኾ ዓማጺ ስርዓት ወጻኢ ኮራኹሩ ነቶም ኤርትራውያን ከጥቅዑዎም ከለዉ ክእድቦም ትጽቢት ምግባር ዘይክዉንነታዊ ኳ እንተኾነ፣ ተዓዛቢ ሕድሕድ ደም ምፍሳስ ኤርትራውያን ኮይኑ ምውዓሉ ግን ዘደቅስ ኣይኮነን።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
70 COMMENTS
  • Kahsay December 21, 2013

    Those pro-Iseyas regime in Israel. Do they even know why are there in first place ?! aren’t they in SIDET because of the regime ? am I missing something here

    • nakfa December 21, 2013

      YES, you missing your brain!!

      • ER ITRAWIT December 22, 2013

        nakfa, zeytkeyd da lekbat hasawe.

    • Kalighe December 22, 2013

      They support the regime so that they can send money back to Eritrea and build a home … etc. This seems to be the main reason why they show so much loyalty to the brutal regime.
      It’s really sad to see these young people ignoring the fact that, as things are now, in Eritrea nobody is safe, the economy is below zero, tens of thousands are missing (slowly dying in underground dungeons), the country is already a failed State. All these means that you cannot live in your beautiful home and have a normal life. They must be a bunch of stupid losers .. nothing more.

      • ahmed saleh December 22, 2013

        They are bunch liars , sold outs product of HGDF who care for material gain on expense
        of their people .

  • yohannes December 21, 2013

    We ppl who lives in western country should demonstrate against the israels action. …

    • Salih December 21, 2013

      Ata Agame! if you do it, you will be jailed like your friends in Israel.

      • Rahwa December 21, 2013

        Ab tihti agame eka zeloka. Gena Agame set let kebleka eyu. Jigna Esayas Afeworki mstom jeganu bsotu mallet Hagos Kisha, Yemane Monkey, kaleotin mestenkrawi merihnet ndemhit enahabu kofidom nab meriet raesi mengeshan Hatsey Yowhanisn Malet nab Adwa gobo Soloda kobkibom kesguruka eyom. Hilmi Agame ab kereba kitrio eka.

  • Kereny December 21, 2013

    Israil must deport the hgdf supporters who might claim political asylum in the country. we need to organise the human right petition to protect the victims

  • Mahtem_Mariam December 21, 2013

    The Jewish state historically does not support the existence of a free and strong State of Eritrea.
    It tried to prevent the independence of our country from happening early on by training Commandos for Hailesellasi, supplying military hardware such as napalm to Derg, donating materials and sharing intelligence with PFDJ in a bid to reverse Eritrea’s independence.

    Wake up Eritreans especially those who think the PFDJ leadership is just like anyone of us. NO, NO the leadership is selling Eritrea to Ethiopia.

    • Tamrat Tamrat December 22, 2013

      Is it only you know this fact or all eritreans? Do the eritreans in isreal know this? If they do, what will be Your explanation?

  • motbinore December 21, 2013

    It is very strange 550 supporters of DIA & 60 opponents what the hell is going on after all the misery in Eritrea, Sudan & Sina they became supporters of DIA who are those people really ? Israel should deport back to the hell Eritrea there are more than 30 thousands Eritreans in Israel & only 60 BRAVE people showed up this shows how hypocrite they are

    • Tamrat Tamrat December 22, 2013

      You mean all diaspora not only in israeal. In norway the New refugees worry about the pfdj translators and social workers than wheather the norwegina immigraion Office gives them permision to staty or not. So make yourself free from pfdj at least out side of Norway. By the way eritreans in ethiiopia are free from pfdj.

  • Salih December 21, 2013

    Fantastic News! Yes you will going to Hell all AGAME regim. Now it is time to Amanuel Eyasu and the rest of his supporters to get their reward from Hafash Hizbi Eritrea.
    Awet Nihafash

    • abraham December 21, 2013

      Weyto hgidef entay aflitika. Donkoro rebelasti

  • abraham December 21, 2013

    Higdefin simern kitfeu kuluka eritrawi hadinetika adeldil.

  • SAVING YOUNG ERITREANS December 21, 2013

    “እቲ ጸገም ካብቲ መጥበሲኡ ዘይኮነስ ካብቲ ስጋ እዩ ።”

    (ካብ ርእሲ ፕረሲደንት ኢሳያስ ውረዱ ፣ኣብ ርእሲ ወውለድኹም ደይቡ)

    ክቡራት ደቀይን ንኣሽቱ ኣሕዋተይን ትኾኑ መንእሰያት፣

    እዚ ሕጂ ዘቕርቦ ዘለኹ ጽሑፍ ካብ ማህደር ጽሑፋተይ እዩ።ይጠቕመኩም ስለ ዝበልኩ እየ ክውቅጦ ተገዲደ ። እመኑኒ ፣ነቲ ናተይ እምነት ከተንጸባርቑ ኢለ ኣይሓለንኩዎን ። ምንም እኳ ኩነታት ተመሊሰ ክርእዮ እንከለኹ፣ ለካ ኢትዮጵያ እያ ናትና ኮሎኒ ኔራ እምበር፣ንሕና ናታ ኮሎኒ ኣይነበርናን ዝብል ሳይንሳውን ሎጂካውን መደምደምታ በጺሔ ።___ብተዛማድን ምስቲ ካልእ ህዝቢ ኢትዮጵያን ኣዋዳዲርካ፣ንሕና ዝጎደለና ክብረት ይኹን መሰል ኣይነበረን ጥራይ ዘይኮነስ፣ከም ደቂ ምዓር ሽኮር ይቃባጠረልና ከም ዝነበረ እየ ተዓዚበ።እዚ ድማ ምታንታ ወያነ፣ ወይ ኣስካርባ ኣምሓሩ ስለ ዝኾንኩ ዘይኮነስ እቶም ዝወለዱኒ እታ ሓቂ ዋላ ንዓይ ትወቅስ እንተኾነት፣ ከይዓጽፋን ከይሕብላን ጌሮም ስለ ዘዕበዩኒ እዩ ። ኩሉ ጊዜ እዚ እምነት እዚ ኔሩኒ እዩ እንተበልኩኹም ሓቂ ስለ ዘይከውን፣ምንም እኳ ካብ መብዛሕትኦም ኣብሓጎታትኩምን ኣቦታትኩም ብዕጽፍታት ዝበለጸ ጥበብ እንተነበረንን ሃለወንን ኣነ ውን ኩሉ ጊዜ ነገራት ኣርቲኩሌት ኣይገበርኩዎምን።እቶም ደገ ክሓርኡ ዘይሓፈሩ ወለድኹም፣እዚ ወደይ ኣብ ደገ እናኸድካ ኣይብላዕን እዩ ዝብል ናይ ከብቲ ሎጂክ ዘዕበዩኹም እዚ ጽሑፈይ ክ ወርደልኩም ስለ ዘይክእል እምባሕ ጥራይ በሉ። መንእሰይ እንከለኹ ነቲ ኩሩዕ ማሕበር ኣንድነት ዝነበረ ኣቦይ ወላድየይ ከምዚ ክብል ሓተትክ ዎ __ኣቦይ ንምንታይ ካብቶም ን ኤርትራ ዝሸጥዋ ፓርቲ ማሕበር ፍቕሪ ሃገር ማሕበር ኣንድነት ኴንካ ኢለ ምስ ሓተትኩዎ__ነዚ ዝስዕብ መልሲ መለሰለይ______ዩጎስላቮ ኤርትራዊ ወደይ ዝተሸጠን ዝተለወጠን ጉዳይ ኣይነበረን __ጃንሆይ ነቲ ሃገራዊ፣ ማሕበር ኣንድነት፣ምስቶም ከድዓት ሽዩጣት ባንዳታት ብምውጋን ጠሊሞሞ እምበር___እቲ ባንዴራ ይኹን እቲ ቋንቋ ኣምሓርኛ ብተዛረብቲ ትግርኛ ከም ዝተፈጥረ፣ናይ ትማሊ ትማሊ ታሪኽ፣መሬትን ባሕርን ኤርትራ ሃጸይ ምኒሊክ ምስ ጣልያን ተሻሪኹ ዝበጠሶ ኣካል ኢትዮጵያ ምዃኑ___ዳሕራይ ዩጎስላቮ ኤርትራዊ ወደይ _ንሕና ብምኽንያት ጆግራፋዊ ኣቃምጣና ፣ካብ ኮሎኒ ናብ ኮሎኒ ተሳራጢና ዝነበርና ህዝብታት ኢና__ድሓር በቲ ፕሮ ኢታልያ ዝብሉ ፣ፕሮ ኢንግለዘ ዝብሉ__ዝገደደ ክኣ ብሃይማኖት__ራቢጣ ኢስላምያ (ሕብረት እስላም) ዝብል ሓደጋ ምስ ኣንጸራረወና፣ነዛ ኣካላ ዝነበርና፣ንጉስን ምሕደራን ዘለዋ ሃገር ኢትዮጵያ እንተ ኣተና ኢዩ ዝሕሸና ፣ኢልና ናብ ወላዲት ሃገርና ኢትዮጵያ ክንምለስ መዲብና በለኒ። እንታይ ክምልሰሉ ይኽእል ፧ ድሓር ከምቶም ብዙሓን ኣብሓጎታትኩም ናብ ዝነፈሰ ዝነፍስ ኣቦ ዘይኮነ መምርሒ ዝኽተል ስለ ዝነበረ ተቐቢለዮ፣ከምታ ዝበላ ድማ ሓቀኛ ታሪኽ እዚ ምዃኑ ኣረጋጊጸ።ነቶም ዝተማህዘ ህዝበ ትግርኛ ዝብል ናይ ሓሶት ምህዞ መንነት ትኣምኑ፣ ከም ዋለኻ ግራት ዝዘርኡኹም ተብቁሉ ነቲ ናይ ኤርትራ ምህዞ ታሪኽ ክትኣምንዎ ንድሕሪት ከም ዘይትብሉ የረጋግጸልኩም ። ነዚ ዝብለኩም ዘለኹ ሓቅታት ከም ንሓቀኛ ታሪኽ መመልከቲ እምበር፣ተሰኪመኩም ን ኢትዮጵያ ክ ኣቱ ደልየ ኣይኮንኩን ።ንሶም ውን ዕቡድ እንተዘይስዒምዎም ኣይቅበልዎን ።ኣነ እውን ኣብ ጊዜ ፍንጥሕጥሕ፣ኢትዮጵያ መህደሚትናን ጽላልናን ክትከ ውን እምበር፣ሃገርና ኣባላሺና ሃገር ሰብ ከነባላሹ ዝብል ኣጀንዳ የብሎምን ።
    እዚ መልእኽቲ እዚ ግን ከሕልፈልኩም እደሊ፣ ከም ብዕድመይ ዝርከቡ ኣቦታትኩም__፡ስምዒታውነት ኣይተብዝሑ__ብዙሓት ን ኢሳያስ ከም ኢንጂነር ናይዚ ኩሉ ሽግርን ሕማምን ኤርትራ ጌርኩም ምቝጻር፣ሕርቃንኩምን ህንዳደኹምን ኣብ ክንዲ ኣብቲ ጉንዲ ናይቲ ነገር (ኣቦታትኩም ዝሓሰውልኩም ናይ ሓሶት ታሪኽን፣እቲ ኤርትራውነት ዝብል ጽንሰ ሓሳብ )ዝኸውን ናብቲ ጨንፈር ናይቲ ጉዳይ (ኢሳያስን ህግደፍን)ምዃኑ እናሓደረ ፍራስትሬት ክገብረኩም እምበር መፍትሒ ኣይከምጽኣልኩምን እዩ ።
    ነቲ ጉዳይ ንምሕጻሩ ፣ከምቲ ኣነ ነቦይ ዝሓተትኩዎ ንስኻትኩም ድማ ፣ነቶም ናይቲ ሓሳዊ ቃልሲ፣ኣጎድትን መንበድበትን ዝነበሩን ዘለዉን (ብሕልፊ ተቓወምቲ ኢና ዝብሉ)፣ካብ እቲ ኣብ ሴናይ ተጎምቢሑ ዝውገር ዘሎ ወድን ጓልን ንላዕሊ ኢሳያስ ምውራድ ዝ ሃቀነ ፣ነብሰ ወቓዒን ናይ ሕልሚ እንጀራን ዝኾነ መርገጺኦም ፣ነቶም በላዕቲ ቆልዑን ናይ ሓሶት መሲሃንን ኣቦታትኩም እዘን ዝስዕባ 12 ሕቶታት ኣቕርቡሎም እስከ መታን ቀዳማይ ጸላኢኹም ፣እቶም ምታንታ ኣዕራብ ዝኾኑ ኣቦታትኩምን እቶም መንዲል ኣፍንጫ ጣልያን ዝኾኑ ኣብሓጎታትኩም ድዮም ወይሲ እቲ ንዘይተጨቆነን ነጻነት ዘይጎደሎም ስሑው ህዝቢ ከም ኮንዶም ተጠቒሙ ፣ናይ ሃገሩ ናይ ኢትዮጵያ ገዛኢ ክኸውን ዝደሊ ዘሎ ኣቢሲንያዊ ኢሳያስ እ ዩ ፧ ደቅይን ንኣሽቱ ኣሕዋተይን ዝኾንኩም 100% መረጋገጺ ከምጽኣልኩም ኣይክእልን__ናይ ኢሳያስ ዕላማ እዛ ንዕ ኡ ትግባእ ናይ ኢትዮጵያ ጠቕላል ሚኒስተር ሃይለማርያም ደሳለኝ ኮፍ ኢልዋ ዘሎ መንበር ንምሓዝ እ ዩ ።ኢሳያስ ጨካን እዩ ።እዛ ግምባር ጤል ዘይት ኣክል ሃገር ኤርትራ ሕዒዙ ምንም ክገብር ኣይክእልን።ሃቐኑ ዶብ የብሉን ።ኢሳያስ ኩሩዕ ኣቢሲንያዊ እዩ ።ንወያነ ዝጸል ኦም እታ ካብ ኣቦታቱን ኣብሓጎታቱን ተኸቢራ ዝነበረት ሃገር ፣ናይ ክልል መጻወቲ ጌሮማ ኢሉ ስለ ዝቑንዞን ፣እታ መምበር ድማ ስለ ዝደልያ እዩ ።እዚ እንተዘይሰሊጥዎ ድማ ንኤርትራ ኣደቢሩ ብተዘዋዋሪ ናብ ኢትዮጵያ ንምምላስ እዩ ።እዚ ከም ክ ዉን ጌርኩም ኣይትውሰድዎ፣ግን ዕድመ ይሃብኩም ተዓዘቡ__ኣብተን ነቦታትኩም ትሓትወን ሕቶታት ክኣቱ ።

    1)ኣቦይ ፣ ___ፈላሚ ሰውራ ሓምድ ኢድሪስ ዓዋተ እንታይ ዓይነት ሰብ ኔሩ ፣እዚ ህዝቢ ኩናማ ፣ ብዘስካሕክሕ ገበን ዝውንጅልዎ ሓቂ ድዩ ወይሲ ባዕሎም ዝምሃዝዎ ጽውጽዋይ እዩ ።ከም ኣቦ ሰውራ፣ብዛዕብ ኡ ኣስፍሕ ኣቢልካ ክትገልጸለይ ይጽበየካ፣ ኣቦይ ምዓረይ ????????????
    2)ሓቂ ድዩ ጀብሃ ዝተባህለት ጀማሪት ሰውራ ዝኾነት ውድብ__ኣብ ሜዳ እንከላ መጻሕፍቲ ትግረ ኣቃጺላ ፣መታን ዓረብኛ ኣብ ኤርትራ ክነግስ ????????
    3)ሓቂ ድዩ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ምስ ጀብሃ ከሎ ጀብሃ ንወትሃደራዊ ትምህርቲ ንሃገር ቻይና ልኢኻቶ ፣ድሓር ግን ናይ ባዕሉ ውድብ ኣቝሙ፣ ህዝቢ ኤርትራ 50% ኣስላማይ እንከሎ ,ኣስላም ሓረድትን ዓመጽትን እዮም ኢሉ ህዝበ ትግርኛ ይውድብ ኔሩ ዝብሃል ???
    4)ሓቂ ድዩ ሻዕብያ ትብሃል ውድብ ንመርዑት ካብ ሕጽኖተን ካብ ንእዲ ብሓይሊ ኣውሪዳ ፣”ተጋደልቲ” ክኾና ተገድደን ኔራ ዝብሃል ፧ከመይ ኢልካ ድኣ ህዝቢ ኤርትራ ፈትዩ እዩ ተቓሊሱ ትብለኒ ኣቦይ ምዓረይ ???????
    5)ሓቂ ድዩ ሻዕብያ ፣ብመደብ ንተዋጋእታ ድሙ ድሙ ዝብሃል መርዛዊ መስተ ብምጽማቝ AIR HEADS ከም ዝኾኑ ትገብሮም ኔራ ዝብሃል
    6)ሓቂ ድዩ ሻዕብያ ፣ሜዳ እንከላ ትርር ዝበለ ሕቶ ንዝሓተቱ ገባራት ለይቲ ተጋደልታ ልኢኻ ትጨውዮም ኔራ ዝብሃል ????????
    7)ሓቂ ድዩ ሻዕብያ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ዝብሃል ኢትዮጵያዊ ውድብ ኣእትያ ንኤርትራዊ ውድብ ጀብሃ ደምሲሳቶ ዝብሃል ፣ጀብሃ ኣንጻር ኤርትራ ስለ ዝነበረት ድዩ ወይሲ ወያነ ናብ ኤርትራዊት ተቐይራ ????????
    8)ሓቂ ድዩ ሻዕብያ ፣ተጋዳላይ ዝነበረ ውላድኩም ንጸላኢ ኢዱ ሂቡ እዩ እናበለት ካብ ገባራት ወለዲ ኩሉ ጥሪቶም ዘሪፋ ሓሪዳ ትበልዕ ኔራ ዝብሃል ???????????
    9) ኣቦይ ምዓረይ፣ሓቂ ድዩ ብጊዜ ኮሎኒ ናይ ኢትዮጵያ ፣ኤርትራውያን ኣብ ውሽጢ ኢትዮጵያ ከም ድላዮም ንግዲ ክኸፍቱ ጥራይ ዘይኮነስ__እቲ ናይ ነዊሕ ኣቕሑ ምምልላስ ጉዕዞን ናይ ከተማ ታክስታትን ፣መካኒካትን ኤለክትሪቺስታን__ዓበይቲ ቤት ብልዕን መዛናግዕን __እቲ ዝበለጸ ገዛውትን ንብረትን ናይ ኤርትራውያን ኔሩ ዝብሃል ..Dad ,please tell me it is a lie that Ethiopians make believe that Eritreans had it good in Ethiopia ?
    10 )ኣቦይ ምዓረይ ፣ሓቂ ድዩ ብጊዜ ጃንሆይ ኤርትራውያን ናይ ነጻ ትምህርቲ ጥራይ ዘይኮነስ ፣ዩኒቨርሲቲ ምስ ዝሓልፉ__መንግስቲ ኢትዮጵያ __ንኻል ኦት ኢትዮጵያውያን ዘይተመጽወተ ዕድል ን ኤርትራውያን ይውሃብ ኔሩ ዝብሃል ፣ኣብ ርእሲ እቲ ምግብን መደቀስን ብነጻ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ምዃኑ ??????Is it true dad ,then what f******g kind of colony was that !!!!
    11)ኣቦይ ሓቂ ድዩ እዚ ጨካን መንግስቱ ትብለኒ ንትግራይ ዋላ ትጥመ ኢሉ __ንህዝቢ ኣስመራ ግን ብተጋደልቲ ተኸቢባ ትራንስፖርቴሽን ዘየለ ፣ብኣይሮፕላን ምግብን ኣቕሑትን እናእተወ ንህዝቢ ኤርትራ ይዕንግሎ ኔሩ ዝብሃል ????
    12) ኣቦይ ምዓረይ ሓቂ ድዩ እዚ ጸላ ኢና ትብለኒ ወያነ __ካብ ሃገሩ ቡንን ቆርበትን ጣፍን ሽኮርን እናሰረቐን እናስረቐን ፣ንህዝቢ ኤርትራ የሕልፍ ኔሩ ዝብሃል ??????

    If your father /mother /uncle gives you true answer to this you will be confused more ..but ,atleast you will know the truth ….It may not change you current situation ,but it will definetly change you . You may even come to the conclusion ..WAHT A WASTE OF LIFE !!! I WISH MY PARENTS FOUGHT TO SAVE AN OLD UNDERWEAR THAN AGAINST MY BENEFIT !!!!
    The conxclusion I leave it to you.

    UNCLE SYE (SAVING YOUNG ERITREANS )

  • SAVING YOUNG ERITREANS December 21, 2013

    correction ……please read # 10 mquestion as …” 10 )ኣቦይ ምዓረይ ፣ሓቂ ድዩ ብጊዜ ጃንሆይ ኤርትራውያን ናይ ነጻ ትምህርቲ ጥራይ ዘይኮነስ ፣ዩኒቨርሲቲ ምስ ዝሓልፉ__መንግስቲ ኢትዮጵያ __ንኻል ኦት ኢትዮጵያውያን ዘይተመጽወተ ዕድል ን ኤርትራውያን POCKET MONEY ይውሃብ ኔሩ ዝብሃል ፣ኣብ ርእሲ እቲ ምግብን መደቀስን ብነጻ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ምዃኑ ??????Is it true dad ,then what f******g kind of colony was that ????!!!!

    thank you

    • waEro December 22, 2013

      Cow face
      You came back?
      Please leave us alone.

    • Kalighe December 22, 2013

      Hi Cow(ard) Face, welcome back to your neighbors’ forum.
      You have been absent for some time. We missed your daily insults man !!
      Is there any thing new in your “Ethiopia is Better” propaganda ?
      Did you attend the meeting of Wedi Vacaro in LA … give us your input, please ..

      • SAVING YOUNG ERITREANS December 22, 2013

        Kalighe ,

        I am hot back yet ,I was justy presenting one of my forgotten articomment ,and if you read carefully the message was no Ethiopia is better ,I leave that to Ethiopians ,but rather we, the older generation are responsible for the destruction of the new generation .

        thank you.

        • waEro December 22, 2013

          How about the dirty words you use. Who thought you. Not an Eritrean father.

  • kk December 21, 2013

    Some eritreans have a short memory. I just want to know how why the 550 who are supporting the regim come to Esrael, it is unbelievable if these people happen to come through Sinai desert.

1 2 3 4

POST A COMMENT