ዝኽሪ ንግዳያት ላምፐዱሳ – ስታቫንገር
ንኹላቶም ነበርቲ ስታቫንገር፡ ሳንድነስ ከምኡውን ከባቢ ስታቫንገር ብሓፈሻ። ኣብ ገማግም ደሴት ላምፐዱሳ ንዝሞቱ ኣሕዋት ኤርትራውያን፡ ናይ ሕልና ጸሎት ክግበር ስለ ዝኾነ ነፍስወከፍ ሕልና ዘለዎ ኤርትራዊ ዜጋ ክርከበልና ብትሕትና ንሓትት። ቦታ፡ ሳንክት ፐትሪ ሺርከ ክሉብ ጋታ 6 ዕለት፡
ንኹላቶም ነበርቲ ስታቫንገር፡ ሳንድነስ ከምኡውን ከባቢ ስታቫንገር ብሓፈሻ። ኣብ ገማግም ደሴት ላምፐዱሳ ንዝሞቱ ኣሕዋት ኤርትራውያን፡ ናይ ሕልና ጸሎት ክግበር ስለ ዝኾነ ነፍስወከፍ ሕልና ዘለዎ ኤርትራዊ ዜጋ ክርከበልና ብትሕትና ንሓትት።
ቦታ፡ ሳንክት ፐትሪ ሺርከ ክሉብ ጋታ 6
ዕለት፡ ሰንበት ዕለት 13.10.13
ሰዓት፡ ልክዕ 13፡00
ብደሓን ምጽኡ።