ዝኽሪ ነቶም ብሓደጋ ኣብ ባሕሪ ሂወቶም ዝሰኣኑ መንእሰያት ኤርትራውያን ኣብ ፍራንክፈርት ጀርመን
ዝኽሪ ነቶም ብሓደጋ ኣብ ባሕሪ ሂወቶም ዝሰኣኑ መንእሰያት ኤርትራውያን ኣብ ፍራንክፈርት ጀርመን ንዓርቢ ዕለት 11.10.2013 ነቶም ብሓደጋ ኣብ ባሕሪ ጢሒሎም ኣብ ግዜ ንእስነቶም ሂወቶም ሲኢኖም ዘለዉ ኣሕዋትናን፡ ኣሓትናን፡ ከምኡ`ውን ደቅና፡ ኣብ ፍራንክፈርትን ከባቢኡን ንርከብ ኤርትራውያን ብሓባር
ዝኽሪ ነቶም ብሓደጋ ኣብ ባሕሪ ሂወቶም ዝሰኣኑ መንእሰያት ኤርትራውያን ኣብ ፍራንክፈርት ጀርመን
ንዓርቢ ዕለት 11.10.2013 ነቶም ብሓደጋ ኣብ ባሕሪ ጢሒሎም ኣብ ግዜ ንእስነቶም ሂወቶም ሲኢኖም ዘለዉ ኣሕዋትናን፡ ኣሓትናን፡ ከምኡ`ውን ደቅና፡ ኣብ ፍራንክፈርትን ከባቢኡን ንርከብ ኤርትራውያን ብሓባር ዝኽሪ ንኽንገብረሎም መደብ ወጺኡ ስለ ዘሎ፡ ኩሉ ሕልና ዘለዎ ኤርትራዊ ኣብ`ቲ ቦታ ክርከብ ይዕደም ኣሎ።
ዝኽሪ ዝጅመረሉ፡ ስዓት 18.00 *ሹዱሽተ ናይ ምሸት ኮይኑ፡ ዝውድኣሉ ስዓት 20.00 ሾሞንተ ናይ ምሸት እዩ።
ዝኽሪ ዝግበረሉ ኣድራሻ፡ OSTPARK FRANKFURT, strasse bahn 12, or u-4 ትወስዱ ኣብ Eissporthalle ትወርዱ።
EYSNS – GERMANY