Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ንሜጀር ጀነራል ሮመዳን ኣውልያይ ኣመሓዳሪ ዞባ ማእከል ክኸውን መዚዙዎ።

ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ንሜጀር ጀነራል ሮመዳን ኣውልያይ ኣመሓዳሪ ዞባ ማእከል (ኣስመራን ከባቢኣን) ክኸውን ከምዝመዘዞ ምንጭታት ኣሰና ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። ሜጀር ጀነራል ሮመዳን ኣውልያይ ኣብ ግዜ ብረታዊ ቃልሲ ኣዛዚ ክፍለሰራዊት ከቢድ ብረት፣ ድሕሪ ናጽነት ከኣ ሓላፊ ኮምሽን

ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ንሜጀር ጀነራል ሮመዳን ኣውልያይ ኣመሓዳሪ ዞባ ማእከል (ኣስመራን ከባቢኣን) ክኸውን ከምዝመዘዞ ምንጭታት ኣሰና ካብ ኣስመራ ሓቢሮም።

ሜጀር ጀነራል ሮመዳን ኣውልያይ ኣብ ግዜ ብረታዊ ቃልሲ ኣዛዚ ክፍለሰራዊት ከቢድ ብረት፣ ድሕሪ ናጽነት ከኣ ሓላፊ ኮምሽን ስፖርት ኮይኑ ኳ እንተሰርሐ፣ ነቲ ዋና ከተማ ኣስመራ ዝርከቦ ዞባ ማእከል ከመሓድር ናይ ሲቪላዊ ምሕደራ ተመክሮ የብሉን።

ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ግን ትእዛዙ ከምዘለዎ ተቐቢሉ ዘተግብር፣ ንሽሙ ዝተቐመጠ ሓላፊ እምበር፣ ርእሱ ክኢሉ ህዝቢ ዘመሓድር ዓቕሚ ዘለዎ ኣመሓዳሪ ስለዘየድልዮ፣ ህዝቢ ደኣ ግዳይ ይኸውን እምበር ንኢሳይያስ ዘሸግሮ ኣይኮነን።

እቶም ቅድሚ ሕጂ ኣብ ዞባታት ኣቐሚጡዎም ዝጸንሐ ኣመሓደርቲ እውን መጋበርያኡ ድኣምበር ፍሉይ ክእለትን ብቕዓትን ምሕደራ ዘለዎም ኣይኮኑን።

ኣብ ዝሓለፈ ዓመታት ንኹሎም ኣመሓደርቲ፣ ከም ኣዘዝቲ “ስርሒታት” ዝመዘዞም ሜጀር ጀነራላት ደሪቡሎም ስለዝነበረ ኣብ ምምሕዳር ህዝቢ ናይ ኣሰራርሓ ግጭትን ሕንፍሽፍሽን ከምዝበዝሐ ብልሽውና ከምዝሳዕረረ ይፍለጥ።

ውልቀመላኺ ኢሳይያስ፣ ንሜጀር ጀነራል ሃይለ ሳሙኤል (ቻይና) ኣቐዲሙ ኣመሓዳሪ ዞባ ማእከል ክኸውን መዲቡዎ ኳ እንተነበረ፣ ነቲ መዝነት ቻይና ከምዝነጸጎ ይንገር። ሜጀር ጀነራል ሮመዳን ኣውልያይ እምብኣር ነቲ ቻይና ዝተሓሰሞ መዝነት እዩ ተቐቢሉዎ ዘሎ።

እቲ ንነፍሲሄር ውጩ ኣብ ኣጋ ሞቱ ሓለቓ ስታፍ ሓይልታት ምክልኻል ክኸውን ዝሸሞ፣ ን ሜጀር ጀነራል ፍሊጶስ ኣብ ሓመድ ድበ ቫይናክ፣ ሃንጀማን ደሱን ሃንደበት ጀነራል ገይሩ ሓለቓ ስታፍ ዝለጠፈሉ ኢሳይያስ፣ ኩሉ ኣሰራርሓኡ ዕብዳን ከምዘንጸባርቕ ርኡይ ኮይኑ ኳ እንተጸንሐ፣ እቶም ክሳብ ቀረባ እዋናት ክጻወሩዎ ዝጸንሑ ከይተረፈ ንስሕታን ኣእምሮኡ ምኽሓድ ጸጊሙዎም በቲ ኩነታት ከግረምርሙ ይስምዑ ከምዘለዉ እቶም ምንጭታት ኣገንዚቦም። ልዕሊ ኹሉ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዘለዎ ንዕቀትን ብድዐን፣ ናይ ዕንወት ውጥንን ደረት ስኢኑ ምህላዉ፣ “ኩሉ መለሳ የብሉን” ካብ ዝብል ተስፋ ምቝራጽ ዝተበገሰ ናይ ቅብጸቱ መርኣያ ምዃኑ ‘ውን የረድኡ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
71 COMMENTS
  • halengi April 5, 2014

    eway guhaf neguaf tigre zizareb kulu gizie tigre tezareb ilkum kitezezu neskatkum selementa bnglis texehfu alekum tetelekum uyyyyzeiteblu melkes terifkum beal konto monto yerhewo bogbag kirex dea belu enber eza kula menesey kilete seleste kunku melika kem zela ayfeletkumenzelekum reskum himemu higi

  • abaga April 5, 2014

    Kulu gize ketelqsu kitnebru wey yehwatey mihret yewrdelkum

    • Abu degen April 5, 2014

      naye behaki abaga atehasasebaka wene abaga eyou entay yebahale alo entay yegebere alo tefelto yebelkane meskine naka meherete yewerdelka meskine hawena nehnase wdaye nabare hezebena eyou zelkeselna zelo emeber kemaka newelkeseb aykonane nelkese zelena abe lebeka gedaye zeytemelase nehezebeka zeytehasebe kabe mese seytawenete tedakere helena gebere bejaka ………….

  • bitew ahferom April 5, 2014

    ሽም ውድብ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት መታሕት
    ቋንቋ ቋንቋ ዓረብ
    ውድብ ዝኽተሎ መምርሒ ናይ ኣርባዓታት ሃይማኖታዊ መራሒ ,ራቢጣ ኢስላሚያ ሸኽ ኢብራሂም ሱልጣን
    መሪሕነት 1. Ustaz Mahamud Mohammed Ibrahim UK
    2. Hamid Omer Izaz- UK
    3. Miss Amna Idris UK
    4. Mahmoud Aderob USA
    5. Ismail Suliaman USA
    6. Mohammed Ishaq Swed.
    7. Jamal Mohammed Ibrahim Ger.
    8. Taha Yaccob Ger.
    9. Hamid Haj Ali Australia

    ኣሕዋት ኤርትራውያን
    ኢሳያስን ወያነን ምስ እስራኤልን ኣሜሪካን ተሻሪኾም ሃገር ኣልቦ ንኸትርፉና እዛ ሓዳሽ ኤርትራዊት ኣልሸባብ ወያኒት ውድብ መስሪቶም ብሃይማኖት መጺኦምና።እዛ ብላዕሊ ላዕሊ ክትርኤ ከላ ናይ መሰል ሕቶ ትመስል ክትዓቢ እንድሕር ገዲፍናያ ግን እዛ ሓዳሽ ውድብ እኳ እንተዘይገበረቶ ንጭሕሞም ዝላጸዩ ኤርትራውያን ሰብኡት ከም ህያብ ልደት ዘይተጠቕለላ ደቀንስትዮ ኤርትራውያን ክገርፉን ክኣስሩን ከም ካልኦት ከምቲ ኣስላም ኣብ ኩሉ ሃገራት ዝገብርዎ ክርስትያናትን ሃይማኖት ዘይኣምኑን ከገድዱ ከይጅምሩ ኣነ ብጣዕሚ ይፈርሕ.
    ብዝቐልጠፈ ከቲትና ነዚ ናይ ኢሳያስን ወያነን እስራኤልን ኣሜሪካን እዛ ሓዳሽ ኤርትራዊት ወያናዊት ኣልሸባብ ውድብ እንተዘይመኪትናዮ ሃገር ዘይብልና ክንተርፍ ኢና።እዝኒ ዘለኩም ስምዑ ብሃገር ዘይትግደሱ ተላገጹ።
    በቲ ናይ ኩናማ በቲ ናይ ዓፋር በቲ ብኣውራጃ ዝኾረየ በቲ ብኣውራጃ ንቐታሊ ዝድግፍ።እንታይ ኢና ንኸውን ዘለና ብጠጠውና ዲና ሜትና፧
    ዓርከይ ተልዓሉ ንኺድ ዓድናየ ክብሃል ኣይትረስዑ።ንናይ ሃይለስላሴ ኣሜሪካዊ ሓይሊ ንናይ ደርጊ ሩስያዊ ሓይሊ ዝደምሰስና ህዝቢ ኢና ።ኣብ ሃገርና ኣልሸባብ ክዳን በጊዕ ለቢሱ ተዅላዊ ፍጥረቱ የስፋሕፍሕ ኣሎ።
    ክተት

    • Bokre April 5, 2014

      These are the modern day Mengistu’s “Qolama hizboch” like that of the Arab slave Ustaz mahmoud Lobinet and Omar Siraj. The same slaves who are ashamed to speak in their own Tigre – Tigrinya.
      The same slaves who grew up in Asmara and shuq Keren but ashamed in any Eritrean language. This time, they fled away to America, England and the West because the Arabs, as usual, mistreated their slaves very badly. Still, they cry: “We are Arabs!” from America and the great West.

    • Hadge'anbes April 6, 2014

      ቢተው ኣሕፈሮም – ንመን ከተፈራርሕን ክትህድድን ኢኻ እዚ ሃለውለው እዚ ትጽሕፍ? ወይስ እዚ ሓድሽ ትውልዲ ጀብሃ ተካይዶ ዝነበረት እስላማዊ ጅሃድ ኣይፈልጦን’ዩ ኢልካ ኢኻ ሕማም ሃይማኖትን ኣውራጃን ዓሌትን ከተተኣታቱ ትፍትን ዘለኻ። ናጽነት ኤርትራ መን’ድዩ ኣምጺእዋ? ኢሰያስ ኣፈወርቂ ምስ ብጾቱ (ህዝባዊ ግንባር’ዶ) ኣይኮነትን ኣምጺኣታ? እንተደኣ ከምዚ ትብሎ ዘለኻ ኮይኑ ወይ ኔሩ እቲ ዓላማ እንታይ ሸንኮለል ኣበሎም? ሽዑ ወያነን ሻዕብያን ንደርጊ ምስ ደምሰሱ ፤ ናይ ሓባር ጸላኢና ዝኾነ ገዛኢን ቀታልን ስርዓት ደርግ ተደምሲሱ እዩ ስለዚ ህዝቢ ኢትዮጽያን ኤርትራን ብሓንሳብ ክነብር ይኽእል እዩ ፤ ኢሎም ነጻነት ከይኣወጁን ረፈረንዶም ከየምረጹን ዘይሕውስወን ዝነበሩ? መን’ዶ ምተዛረበ ኔሩ እዩ? እዚ ኩሉ ኮለል ናይ ዶብ ኲናትን ምሕንጻጽ ዶብን’ከ ንምንታይ ኣድለየ? ህዝባዊ ግንባር (ህግደፍ) ኣብ ዲሞክራሲ ኣይኣምንን እዩ ፣ ስልጣን ንህዝቢ ኣየረክብን እዩ ፤ ቅዋም ኣይትግብርን እዩ ፤ ርእሰ ምልኪ እዩ ዘስፋሕፍሕ እንተበልካና ቅቡል እዩ። እንተኾነ ግዳ ንስኻን መሰልትኻን ደቂስኩም ከለኹም ደሙ ኣፍሲሱ ዘምጸኣ ሃገር ክሸጣ ደልዩ ፣ ምስ ኢትዮጵያ ክሕውሳ ደልዩ ወዘተ ንእትብሎ ሃተውተው ዝቕበሎ ኤርትራዊ የለን። እቲ ካብ ኩሉ ዝገርም ግን ሃይማኖታዊ ሕማም ኣብ ሞንጎ የሕዋትና ኣስላምን ክርስትያንን ከተእቱ ምፍታንካ እዩ። ምናልባት ታሪኽ ንዘይፈልጥን ዘየንብብን ለዋህ ህዝቢ ንግዚኡ ከተታልል ትኽእል ትኸውን ፣ የግዳስ ነቶም ታሪኽ ዝፈልጡን ከም በዓል ”ኣይንፈላለ” ብትግርኛ (ኤርትራዊ ጸሓፊ ታሪኽ ኣለምሰገድ ተስፋይ) “የኤርትራ ጉዳይ” ብኣምሓርኛ (ብኢትዮጵያዊ ጸሓፊ ታሪኽ ኣምባሳደር ዘውዴ ረታ) ፣ “የኢትዮጵታ ታሪክ ከሃጼ ተዎድሮስ እስከ ቀዳማዊ ሃይለ ስላሴ” (ብኢትዮጵያዊ ጸሓፊ ታሪኽ ተክለጻድቅ መኩሪያ) ወ.ዘ.ተ. ዝተጽሓፈ ሓቀኛ ታሪኽ ኢትዮ-ኤርትራ ንዘንበበን ኣብ ታሪኹ ዝተመራመረን ሰብ ከተታልል ኣይከኣልን እዩ። ኣቦና ኢብራሂም ሱልጣንን ኣቦና ወልደኣብ ወልደማርያምን መንን እንታይን ከምዝነበሩ ዘይፈልጥ ኤርትራዊ የለን። ኢሰያስ’ውን እንተኾነ ውልቀ መላኽነቱ ገዲፍካ ኣይተቓለሰን ወይ ንነጻነት ኤርትራ ኣየበርከተን ኢልካ ክትክሕዶ ኣይከኣልን እዩ። እዚ ሓቅታት እዚ ስለዝፈልጥ ድማ’ዩ ህዝቢ ኤርትራ ምስ’ዚ ኩሉ ኣደራዕ ተጸሚሙ ለውጢን ፍትሕን እንተመጸ ዝጽበ ዘሎ። ንስኻን ከምዚ ከማኻን ግን ነዚ ኣጋጣሚ’ዚ ተጠቒምኩም ህዝቢ ክትበታትኑን ሃገር ክትመቓቕሉን ፤ ሃይማኖታውን ኣውራጃዊን ሕማም ከተተኣታትዉ ሓርኮት ትብሉ ዘለኹም።
      ሓድነት ኤርትራውያን ንዘልኣለም ይንበር ! ! !
      ኣይንፈላለ !

      • bitew ahferom April 6, 2014

        Hadge’anbes

        I typed….
        ኢሳያስን ወያነን ምስ እስራኤልን ኣሜሪካን ተሻሪኾም ሃገር ኣልቦ ንኸትርፉና…..
        ብዝቐልጠፈ ከቲትና ነዚ ናይ ኢሳያስን ወያነን እስራኤልን ኣሜሪካን እዛ ሓዳሽ ኤርትራዊት ወያናዊት ኣልሸባብ ውድብ እንተዘይመኪትናዮ ሃገር ዘይብልና ክንተርፍ ኢና።እዝኒ ዘለኩም ስምዑ ብሃገር ዘይትግደሱ ተላገጹ።

        እዛ ጽሑፍ ኩላትና ነምብባ ዘለና ኢሳታስ እምበር ሻዕብያ ዝብል የብላን ነቶም ስዉ ኣት ህዝባዊ ግንባር ቅድሚ ሰብ ግንባረይ ይውቅዓሎም።እስከ ማይ ሰቲኻ እንደገና ኣንብቦ።

  • bitew ahferom April 5, 2014

    ኤርትራና ትጓዛዘ ኣላ።እታ ኣብዚ ቐረባ ብዓሊ ዓብዱ ዝተጸርበት ማሕበር the Eritrean Lowlanders’ League ትብሃል።ትርጉሙ “ክልል መታሕት” ማለት እዩ።ክልል ዝመርጹ ድማ ወያነን ኢሳያስን እዮም።ምኽንያቱ እቲ ናይ ነዊሕ ዕላምኦም፣ከበሳ ኤርትራ ምስ ዓባይ ክልል ትግራይ ጌሮም ዓፋር ምስ ዓፋሩ ኮይኑ ተጠቃሚት ወደባት ኢትዮጵያ ብዓቢኡ እታ ትመጽእ ዓባይ ክልል ትግራይ ድማ ምጽዋዕን ዓሰብን ትጥቀም።ኩናማ ከም ክፍለ ብሄር ምስ ኣብ ኢትዮጵያ ዘለዉ ኩናማ ተጸጊዑ ህዝቢ መታሕት ድማ ሃብቲ ወርቁን ፖታሽን ክሳዕ ዝጸርር ምስ ገበርካዮ ምስ ሱዳን ዋላ ይጸጋዕ ብዘየገድስ።ምኽንያቱ ብዓይኒ ኢሳያስን ወያነን ኣስላም ናይ መታሕት እዮም ካንሰር ናይ ኤርትራ።ንሶም እንድሕር ተፈልዮም ቋንቋ ዓረብ ኣየድሊ ናይ ሃይማኖት ሽግር ኣይመጽእ።እ እዩ እቲ ጸወታ።
    ንምንታይ ኣብዚ ጊዜ እዚኸ፧ ንምንታይ እዩ ወያነ ንዓፋርን ኩናማን ውድባት ዓበይቲ መሳርያ ሂቡ እቲ ሃገራዊ ዝኾነ ናይ ብዓል ኣቦና ተስፋይ ተምነዎ ግን ኣብ መሬትና ኴንኩም ንኤርትራ ውግእ ኣይተጥቅዑን ኢኹም ተባሂሎም።ንም፣ንታይ ፧ ህዝብና ሓንጎልና ነስርሓዮ።
    ንምንታይ ኢሳያስ ኣብ ኤርትራ ዘፍቅደለን ውድባት ኢትዮጵያ ኩለን ብነጻነት ኤርትራ ዘይኣምና ፧ ዴምህት ናይ ወያነን ኢሳያስን ሓይልታት ምዃኖም ትፈልጡ ዶ፧ ጽባሕ ንጉሆ ኤርትራና ምስ ፈናጠሕዋ ዴምህት እናጽንዔን እናስ ኣሎን ዘሎ ካርታታት ስትራተጂ ኤርትራ ናብ ወያነ ከም ዘሕልፎ ትፈልጡዶ፧ ነቲ ኣብ ኤርትራ ዝወጽእ ዘሎ ወርቅን ፖታሽን ኣብ መቐለን ዓዲ ግራትን ዩኒቨርሲታትን ኢንዱስቲርታትን እናት ሃንጸ ኤርትራዊ ድማ ትምህርቲ ተኸልኪሉ ወይ ንበደዊን ይሽየጥ ወይ ድማ ኢትዮጵያ መድሓኒት ኮይናስ ይ ኣዪ ትምህርትን ስራሕን ት ህቦ።ኣቱም ሓንጎልና እባ ነስርሓዮ።
    ንምንታይ እቶም ኣብ ኤርትራ ዘለዉ ናይ ኦሮሞን ኣምሓራን ተቓወምቲ ወያነ ምስ ሓየሉ ኢሳያስ ወይ ኣብ ትሕቲ ዴምህት ኩኑ ወይ ካብ ኤርትራ ውጹ ኢልዎም መሬት ኢትዮጵያ ምስ ኣተዉ ንወያነ ደዊሉ ኣሕሪድዎም፧ ነቶም ኣብ ሃገር ዝተረፈ ድማ ኮሮኔል መቐለ ተባሂሉ ዝፍለጥ ናይ መንግስቲ ኤርትራ ኣዛዚ ቀቲልዎም፧
    ወያነ ኣሸበርቲ ከጥፍእ እየ ኢሉ ሳላሳ ዝከውን ኪሎመተር ኣብ መሬት ኤርትራ ኣትዩ ነቲ ሃገረ ሰባትና የማሓድሮ ኣሎ።ነቲ ህዝቢ ድማ ናይ ሸቐጥ ነጻነት ብምሃብ ክልል ትግራይ እየ ዝብል ፎርም ኣምሊእዎ።
    ሓደ ኣብዚ ጊዜ እዚ ሽሞም ክጠቕሶ ዘይደሊ ፍሉጥ ወዲ ኢሮብ ኤርትራወታይ ሻዕብያን ወያነን ተማሳጢሮም ህዝቢ ኢሮብ ከምቶም ኣብ ስግር ዘለዉ ኣሕዋቱ ትግራዋይ እምበር ኤርትራዊ ኣይኮነን ስለ ዝበሉ ህዝብና ህዝቢ ኢሮብ ዳርጋ ተስዓን ሓሙሽተን ካብ ሚእቲ ትግራውነቱ ከም ዝኣምን ተጌሩ ፧
    ኣቱም ሰባት በብቑሩብ ሃገርና ትጠፍእ ኣላ።ብፕላንን ብሜላን።ንምንታይ ጅቡቲ ኤርትራውያን ኢዶም ክህቡ ከለዉ ክንዲ ብሓጎስ ትቕበሎምን ተታባብዖምን ቤት ማእሰርቲ ተእትዎም፧ጸላኢኣ ኢሳያስ ክሒዶም መሳርያን ሓበሬታን ሒዞም እናኣተዉ፧ ንምንታይ ራሻይዳ ሱዳን ፈልዮም ን ኤርትራውያን ዝሸጡ፧ ንምንታይ ኤርትራዊ ኣብ ዝኸዶ ጎረቤት ሃገር ይግፋዕ ብጀካ ኣብ ኢትዮጵያ፧ እዚ ናይ ኢሳያስን ወያነን ኣሜሪካን እስራ ኤልን ውዲት ኣብ 1981 & 1991 ዝተሓንጸጸ እዩ።ኢሳያስ ንኤርትራ ነጻ ከውጽእ ኣይተበገሰን ።እንታት ድኣ ሓይሊ ጀብሃዊት ኣስላም ደምሲሱ ንኤርትራዊ ኣድኒኑ ኢትዮጵያ ጥራይ ምዃና መድሓኒቱ ንምግባር እሞ ሕቶ ኤርትራ መሊሱ ከም ዘይልዓል ኮይኑ ትግራዋይ ኮይኑ ክነብር።መታሕት ተቖሪጹ ንሱዳን እንተኸይዱ ወይ ከምዚ ዝገብርዎ ዘለዉ ነቲ ህዝቡ ንሱዳን እናሓግሓጉ ከበሳ ህዝበ ትግርኛ እንተመሊኦሞ ሱዳንን ጅዳን ኮይኑ ይተርፍ ከም ፍልስጥኤም።ኤርትራውያን ተላዒልና ንኢሳያስን ወያነን ኣሜሪካን እስራኤልን ስዒርና ሃገርና እንተዘየምሊስና ድሕሪ ሓጺር እዋን ሃገር ኣይክትህልወናን እያ ክልል እምበር።
    እዞም ክልል መታሕት ኮይኖም ን ኤርትራ ምስ ወያነን ኢሳያስን ኮይኖም ብክልል ክጎዛዝይዋ ዝተወደቡ ዝኽተልዎ መምርሒ ድማ ኣብ ኣርባዓታት ናይ ራቢጣ ኢስላሚያ መራሒ ብዝነበረ”ሸኽ ኢብራሂም ሱልጣን”ምዃኑ ባዕሎም ኣብቲ ማኒፌስትኦም ገሊጾሞ ኣለዉ።
    The Lowland Society possesses inherent strengths and great potential. The social oriented reforms and the political struggle of the Rabita led by “Sheikh Ibrahim Sultan” in the 1940s is a testimony to the fact that this society not only fights injustice in all forms but can ultimately win against all odds.

    • Hadge'anbes April 6, 2014

      ቢተው ኣሕፈሮም – ንመን ከተፈራርሕን ክትህድድን ኢኻ እዚ ሃለውለው እዚ ትጽሕፍ? ወይስ እዚ ሓድሽ ትውልዲ ጀብሃ ተካይዶ ዝነበረት እስላማዊ ጅሃድ ኣይፈልጦን’ዩ ኢልካ ኢኻ ሕማም ሃይማኖትን ኣውራጃን ዓሌትን ከተተኣታቱ ትፍትን ዘለኻ። ናጽነት ኤርትራ መን’ድዩ ኣምጺእዋ? ኢሰያስ ኣፈወርቂ ምስ ብጾቱ (ህዝባዊ ግንባር’ዶ) ኣይኮነትን ኣምጺኣታ? እንተደኣ ከምዚ ትብሎ ዘለኻ ኮይኑ ወይ ኔሩ እቲ ዓላማ እንታይ ሸንኮለል ኣበሎም? ሽዑ ወያነን ሻዕብያን ንደርጊ ምስ ደምሰሱ ፤ ናይ ሓባር ጸላኢና ዝኾነ ገዛኢን ቀታልን ስርዓት ደርግ ተደምሲሱ እዩ ስለዚ ህዝቢ ኢትዮጽያን ኤርትራን ብሓንሳብ ክነብር ይኽእል እዩ ፤ ኢሎም ነጻነት ከይኣወጁን ረፈረንዶም ከየምረጹን ዘይሕውስወን ዝነበሩ? መን’ዶ ምተዛረበ ኔሩ እዩ? እዚ ኩሉ ኮለል ናይ ዶብ ኲናትን ምሕንጻጽ ዶብን’ከ ንምንታይ ኣድለየ? ህዝባዊ ግንባር (ህግደፍ) ኣብ ዲሞክራሲ ኣይኣምንን እዩ ፣ ስልጣን ንህዝቢ ኣየረክብን እዩ ፤ ቅዋም ኣይትግብርን እዩ ፤ ርእሰ ምልኪ እዩ ዘስፋሕፍሕ እንተበልካና ቅቡል እዩ። እንተኾነ ግዳ ንስኻን መሰልትኻን ደቂስኩም ከለኹም ደሙ ኣፍሲሱ ዘምጸኣ ሃገር ክሸጣ ደልዩ ፣ ምስ ኢትዮጵያ ክሕውሳ ደልዩ ወዘተ ንእትብሎ ሃተውተው ዝቕበሎ ኤርትራዊ የለን። እቲ ካብ ኩሉ ዝገርም ግን ሃይማኖታዊ ሕማም ኣብ ሞንጎ የሕዋትና ኣስላምን ክርስትያንን ከተእቱ ምፍታንካ እዩ። ምናልባት ታሪኽ ንዘይፈልጥን ዘየንብብን ለዋህ ህዝቢ ንግዚኡ ከተታልል ትኽእል ትኸውን ፣ የግዳስ ነቶም ታሪኽ ዝፈልጡን ከም በዓል ”ኣይንፈላለ” ብትግርኛ (ኤርትራዊ ጸሓፊ ታሪኽ ኣለምሰገድ ተስፋይ) “የኤርትራ ጉዳይ” ብኣምሓርኛ (ብኢትዮጵያዊ ጸሓፊ ታሪኽ ኣምባሳደር ዘውዴ ረታ) ፣ “የኢትዮጵታ ታሪክ ከሃጼ ተዎድሮስ እስከ ቀዳማዊ ሃይለ ስላሴ” (ብኢትዮጵያዊ ጸሓፊ ታሪኽ ተክለጻድቅ መኩሪያ) ወ.ዘ.ተ. ዝተጽሓፈ ሓቀኛ ታሪኽ ኢትዮ-ኤርትራ ንዘንበበን ኣብ ታሪኹ ዝተመራመረን ሰብ ከተታልል ኣይከኣልን እዩ። ኣቦና ኢብራሂም ሱልጣንን ኣቦና ወልደኣብ ወልደማርያምን መንን እንታይን ከምዝነበሩ ዘይፈልጥ ኤርትራዊ የለን። ኢሰያስ’ውን እንተኾነ ውልቀ መላኽነቱ ገዲፍካ ኣይተቓለሰን ወይ ንነጻነት ኤርትራ ኣየበርከተን ኢልካ ክትክሕዶ ኣይከኣልን እዩ። እዚ ሓቅታት እዚ ስለዝፈልጥ ድማ’ዩ ህዝቢ ኤርትራ ምስ’ዚ ኩሉ ኣደራዕ ተጸሚሙ ለውጢን ፍትሕን እንተመጸ ዝጽበ ዘሎ። ንስኻን ከምዚ ከማኻን ግን ነዚ ኣጋጣሚ’ዚ ተጠቒምኩም ህዝቢ ክትበታትኑን ሃገር ክትመቓቕሉን ፤ ሃይማኖታውን ኣውራጃዊን ሕማም ከተተኣታትዉ ሓርኮት ትብሉ ዘለኹም።

      ሓድነት ኤርትራውያን ንዘልኣለም ይንበር ! ! !

      ኣይንፈላለ !

      • bitew ahferom April 6, 2014

        Hadge’anbes

        I am not nor were I jebha ,I do not know about their islamic agenda, I love eplf I hate Isaias, if you can not separate them …well ,there is always psychiatric ward at the general hospital.

        ሓድነት ኤርትራውያን ንዘልኣለም ይንበር ! ! !
        ኣይንፈላለ !

        • Tamrat Tamrat April 6, 2014

          The reason which let Eritrea stcuk on;

          1) Elf is thought by eritreans as a liberator force but for Egypt the very founder and supporter it is just another tool to keep egypt’s twisted interest.

          2) Eplf and isaias are a Product of elf. Like eplf evolved to pfdj did elf also evolved to eplf. There are always few who have not part of this devlopment (those elf members who oppose eplf but couldnt stop the merging of elf into eplf and who think their are pure while eplf is corrupt, retarded etc and they have a right to think so. but that remains only wishfull thinking and the same applies for those who deny the transformation of eplf into pfdj and just because they jumped off the wagon of pfdj mantra they think they are pure while pfdj is corrupt and backward.)

          3) As it is difficult to separate pfdj and isaiaas it is difficult to sepparate eplf from isaias. Spesially as many eritreans blieve eplf gave them the freedom they wished and the credit goes without no doubt to isaias.

          4) If eirtrea is a successful nation now all the credits goes to elf if not all the blames goes to the same instrument of the ‘great’ Egypt ie elf.

          5) The majority of eritreans still do not relaize they are Arabs. To their surprise it is dceided for them not by them. It is the supreme elf has decided that Eritrea is arab. The confussion is why eritreans not treated as Equal Arabs in Arabs country or all over the world. This can be explained very easy. Turkey is a member of NATO and see how a British or an american treated in Germany for example and a Turkey treated in the same country. A turkey man boren and raised in Germany With a german Passport have a less value than any american Citizen who comes for a short visit in Germany by Germans. And imagine how that goes for an eritrean-arab in Egypt.

          6) If it was elf who took Power instead of eplf it could have been the same dictatorship except the leader was a different man. Eritrea can not have a democratic leader who serves Egypt interst first.

      • keih April 8, 2014

        ata nesekas dember ka kurub tereyo aloka eka mnalebat dakiseka kayetehelu teberaber eya zebeleka negerat kea hede elka mreayom keal ember ne zereba aytetehawek eka ember adi dea entay do terefewa eu amlak dea edel ayehabom ember esias dea hemam mendeat koyenuwa zalo ne adi endeu.

  • semhar April 5, 2014

    Isaya’s generals are uneducated, with no moral value, bunch of idiots.

    Eritreans must listen the interview with
    1)Tesfay Temnewo,
    2)Yemane T/Gergish, and
    3)Wedi Bacaro.
    You will know who is who in the Eritrean straggle for independence,
    you will know who are our #1 enemies and our friends;
    you will learn our history you will see clearly how the devil, mad dog Isayas wedi Berad came to power!

    The solution is we must unite and finish the tyrant mad dog Isayas wedi Medhin Berad, his son and his blind followers just like the Libyans did to his friend Gadafi, his sons and his blind followers before it is too late.

    
As long as this crazy dog Isayas Wedi Medhin Berad is alive misery will continue

    • THE ERITREAN NOAH April 5, 2014

      ክቡር ቢተው ኣሕፈሮም፣
      ኣነ ዝኣመንኩሉ ርእይቶ ሂበ፣ግን ዓጋመን ልኡኽ ኢሳያስን ዝብል ልኻያት ተለኽየ።ኣየጕህየንን ነብሰይ ስለ ዝፈልጥ።ዓደይን ዓውደይን ገሊጸ እምበር ኣብ ድሕሪት ሞኒቶር ናይ ኮምፕዩተር ኮይነ ጉሓፈይ ኣይጉሓፍኩን።ንዝሕግዘና ነሞግስ፣ንዝጎድኣና ነለሊ ፣ብዕቤት ጎረባብቲ መንፈሳዊ ቅንኣት ይሓዘና፣ዘይመማሰውቲ ኣይንኹን ፣መንነትና ኤርትራውነትና ማንም ዝወስደልና የለን፣ግን ቀቢላዊ መንነትና ድማ ኣይንቐይር።ሓቅነት መምርሒና ትኹን እየ ኢለ።ብዘየገድስ ፣ደቀይ ስለ ዝኾንኩም ሕማምኩም ሕማመይ እዩ።
      ሕጂ ሓቅኻ ወይ ተጋጊኻ ክብል ኣይኮንኩን ፣እንታይ ድኣ ቀላል ሕቶ እየ ክሓትት።
      እዞም ኣልሻባብ፣ወየንቲ ዝበልካዮም እንድሕሪ ከምኡ ኮይኖም ፣ኢሳያስን ወያነን ኣሜሪካን እስራኤልን፣ ኣንጻር ሃገራውነትና እንተኾይኖም ድኣ እሞ ሕብረት ዘይብልና፣ባዕልኻ ከም ዝገለጽካዮ እውን ናይ ኩናማ ፣ናይ ዓፋር ፣ናይ መታሕት እንድሕር ተወዲቦም ናይ ትግርኛ ጥራይ ተሪፉ ማለትካ ድዩ፧ ከመይ ጌርና ኢና ክንወጾ፧

      ሓወቦ ኤርትራዊ ኖህ

Post a Reply to semhar Cancel Reply