ኮሎራዶ ህዝባዊ ኣኼባ፡
ንኩሎም ደለይቲ ፍትሒ ነባሮ ኮሎራዶ - ኣኼባ ኣብ`ዞም ዝስዕቡ ጉዳያት ክዝቲ`ዩ። ንባይቶ ኤርትራውያን ንፍትሒ ኣብ ኮሎራዶ፣ ንህዝብዊ ምልዕዓል ኤርትራውያን ንፍትሒ፣ ንሂሩ ንዝበጋግሰ ዘሎ ኣህጉራዊ ህዝባዊ ምንቅስቓሳት ኤርትራውያን ንፍትሒ፣ ንቕድሚት፡ ንሕና ከም ህዝቢ ከነተኩሮሎም ዝግባእና መደረኻዊ ጉዳያት ንዕለት 15 ነሃሰ 2015፡ ኣብ

ንኩሎም ደለይቲ ፍትሒ ነባሮ ኮሎራዶ –
ኣኼባ ኣብ`ዞም ዝስዕቡ ጉዳያት ክዝቲ`ዩ።
- ንባይቶ ኤርትራውያን ንፍትሒ ኣብ ኮሎራዶ፣
- ንህዝብዊ ምልዕዓል ኤርትራውያን ንፍትሒ፣
- ንሂሩ ንዝበጋግሰ ዘሎ ኣህጉራዊ ህዝባዊ ምንቅስቓሳት ኤርትራውያን ንፍትሒ፣
- ንቕድሚት፡ ንሕና ከም ህዝቢ ከነተኩሮሎም ዝግባእና መደረኻዊ ጉዳያት
ንዕለት 15 ነሃሰ 2015፡ ኣብ ክለብ ኤርትራዊ ማሕበረ-ሰብ ኣብ ኮሎራዶ።
ንሰዓት 3፡30 ድሕሪ ቀትሪ፡
ብተገዳስነት መጺእኩም ግዴኹም ከተበርክቱ ብክብሪ ይዕድም።
ባይቶ ኤርትራውያን ንፍትሒ ኣብ ኮሎራዶ