ኤርትራውያን ኣመሪካን ኮሚኒትይ ላስቬጋስ ናይ ሽምዓ መብራህቲ (ዝኽሪ) ነቶም ኣብ ንኡስ ዕድሜኦም ብዘሰቕቅ ሓደጋ ዝጠፋኡ መንእሰያት
ሓበሬታ ተቐማጦ ኤርትራውያን ኣመሪካን ኮሚኒትይ ላስቬጋስ ንጽባሕ ሰሉስ ዕለት 10/08/2013 ነቶም ሓንቲ ከይረኣዩ ኣብ ንኡስ ዕድሜኦም ብዘሰቕቅ ሓደጋ ዝጠፋኡ መንእሰያት ህጻናት ዓበይቲ ናይ ሽምዓ መብራህቲ (ዝኽሪ) ክንገብረሎም ምኻና ።ንብምላኦም ተቐማጦ ላስቬጋስ ንሕብር። ንገብረሉ ቦታ … FLAMINGO
ሓበሬታ
ተቐማጦ ኤርትራውያን ኣመሪካን ኮሚኒትይ ላስቬጋስ ንጽባሕ ሰሉስ ዕለት 10/08/2013 ነቶም ሓንቲ ከይረኣዩ ኣብ ንኡስ ዕድሜኦም ብዘሰቕቅ ሓደጋ ዝጠፋኡ መንእሰያት ህጻናት ዓበይቲ ናይ ሽምዓ መብራህቲ (ዝኽሪ) ክንገብረሎም ምኻና ።ንብምላኦም ተቐማጦ ላስቬጋስ ንሕብር። ንገብረሉ ቦታ … FLAMINGO AND JONES PARKING
ኤርትራውያን ኣመሪካን ኮሚነትይ ላስቬጋስ
Berhe Tensea October 8, 2013
I was very impressed with what Wedi Vacaro said We watched this special program in Eritrean Café and every one was in tears.
I t is high time time that the tembenay and his Ethiopian officials leave the Eritrean people alone.
Deki Ere please wake up and stop the eandless agony’
Aster Mussie October 8, 2013
Hi thank you for the VOICE of Eritrian .God bless you.
BERHANE MANNA October 9, 2013
THANK YOU SIR. YOU SAID ALL THAT NEED TO BE SAID ABOUT THIS EVILE REGIME