Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣብ ቦትስዋና ዑቕባ ዝሓተቱ 10 ኣባላት ሃገራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ ናብ ኤርትራ ንኸይምለሱ ካብ ላዕለዋይ ቤትፍርዲ ናይታ ሃገር ውሕስነት ረኺቦም።

ኣብ መጻረዪ ዋንጫ ዓለም ክሳተፉ ድሕሪ ምቕናይ ኣብ ቦትስዋና ፖለቲካዊ ዑቕባ ዝሓተቱ 10 ኣባላት ሃገራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ ናብ ኤርትራ ንኸይምለሱ ካብ ላዕለዋይ ቤትፍርዲ ናይታ ሃገር ውሕስነት ከምዝረኸቡን ናይ ዑቕባ ጉዳዮም ኣብ ታሕሳስ 11

ኣብ መጻረዪ ዋንጫ ዓለም ክሳተፉ ድሕሪ ምቕናይ ኣብ ቦትስዋና ፖለቲካዊ ዑቕባ ዝሓተቱ 10 ኣባላት ሃገራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ ናብ ኤርትራ ንኸይምለሱ ካብ ላዕለዋይ ቤትፍርዲ ናይታ ሃገር ውሕስነት ከምዝረኸቡን ናይ ዑቕባ ጉዳዮም ኣብ ታሕሳስ 11 ኣብ ቤትፍርዲ ክስማዕ ተወሲኑ ከምዘሎን ኣብ ቦትስዋና ዝነብር ጉዳዮም ኣብ ምክትታልን ምስላጥን ክተሓባበር ዝጸንሐ ወኪል EMDHR ሓው ኣዳነ ንራድዮ ኣሰና ሓቢሩ።

ንሱ ኣብ መግለጺኡ፣ ሚኒስትሪታት ምክልኻልን ፍትሕን ትካል ጸጥታን ቦትስዋናን ኣብ ፈለማ ኣሚቶሞ ዝነበሩ ነቶም ኤርትራውያን ተጻወቲ ናብ ኤርትራ ናይ ምምላስ ውሳኔ ብምቕያር፣ ላዕለዋይ ቤትፍርዲ ቦትስዋና ኣብ ዝኾነ ይኹን ኩነታት ናብ ኤርትራ ከምዘይቅሰቡ ውሳኔ ምሕላፉ ዘሐጕስ ውሳኔ ምዃኑ ኣረዲኡ።

ህዝቢ ቦትስዋና ኣብቲ ጉዳይ ንዘርኣዮ ምድንጋጽ ድማ ኣመስጊኑ።

ዝርዝር ትሕዝቶ ናይቲ ን10 ሓተቲ ዑቕባ ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ዝምልከት እዋናዊ ሓበሬታ፣ ኣብ ናይ ሎሚ ቀዳም መደብ ድምጺ ኣሰና ተኸታተሉ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
29 COMMENTS
  • hagerawi October 17, 2015

    well done dr adane

  • hara October 17, 2015

    GOD bless u haw adane sebat adhinka shim ymerh twaf yebrh kemzitebahle
    Thanks
    Nezom mensayatna GN ndictator kehdmwo dea ember Hager hadigom kihadmu nliElawet eritra ab hadega mdrbay mikanu ayzengiEwo

  • Daniel October 17, 2015

    Its good news thanks to all eritreans that involved on this matter but am sure 100% all players will be filled
    Nay taesa form when they are granted.

  • Berhane October 17, 2015

    Wow. Well done. It is a great news. I was so worried thinking about the torture awaiting them.

  • towedeberhan weldedawit October 17, 2015

    Congratulations. Well Done EMDHR

  • Ghe October 17, 2015

    Glad to hear good News DIA is failing in all corners lets just be strong and United
    Ps
    Assenna you are the best News media but way do you put the Head line so long like almost the. whole story

  • ጀጋንው ይዘከርው። October 17, 2015

    EMDHR,
    ኩቡራት የህዋት፡ ነህዋትክውም ካብ ኣፍ ገበልን ኣትማንን ዘድሃንኩሞም ምስጋና ይብሳህክውም።
    ዝቀደምው በስገዳድ ዝተመለስው ካብ Malta…ኢንታይ ከምዝረከቦም ተሰኒድው ስለዘሎ ከም ኣብነት ኣቅርብዎ።
    ሃንቲይ ነገር ክብላ ዝደሊይ ነዞም ተሳወቲይ ኩሶ ተገምቲልኩም ኢንታይ ዘይገበረ ኢዚይ መንግስቲይ ኢልኩም መሳርሂይ ከይትኮንው ከምቶም ቀዳሞት ሃደ ክልተ፡ ናይ ህዝብን ሃገርን ሃላፍነት ኣለክውም።
    የኬኔለይ።

  • Ghirmai Teferi October 17, 2015

    Good job Dr.Adane.

  • emun October 17, 2015

    ዘሐጉስ ዜና! ከመይ ኣምላኽ ዓስቦም ይኽፈሎም፡ ነቶም ዕድሎም ኣብ ኢድ ሓገዝቶም ዝነበረ ዝሓገዙ። ኣምላኽ ዝዘራእኩምዎ ናይ ፍትሒ ዘርኢ የዕጽድኩም፡ ኣብ ዝኸድኩምዎ ፍትሒ ይጽናሕኩም። ነዞም ኣሕዋትና ድማ ጽቡቕ መጻኢ እናተመነኹ፡ ንዕለት 11/15 ታሕሳስ እወታዊ ውጽኢት እምነየሎም።

  • Tesfit October 17, 2015

    The title is a paragraph.

1 2 3

POST A COMMENT